Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
4,100 | am_tg | ይሁንና በአካባቢው የሚገኙ አቅኚዎች እኚህን ወንድም ለመርዳት ፈለጉ። | ይኹን እምበር፡ ኣብ ከባቢኡ ዝነበሩ ፈለምቲ ሓጊዞምዎ እዮም። |
4,101 | tg_am | ይኹን እምበር፡ ኣብ ከባቢኡ ዝነበሩ ፈለምቲ ሓጊዞምዎ እዮም። | ይሁንና በአካባቢው የሚገኙ አቅኚዎች እኚህን ወንድም ለመርዳት ፈለጉ። |
4,102 | am_tg | አቅኚዎቹ እኚህን ወንድም በመኪና ይወስዷቸው የነበረ ሲሆን እሳቸው ሊያገለግሉበት የሚችሉ ጥሩ ክልል መረጡላቸው፤ በመሆኑም ወንድም የ30 ሰዓት ግባቸው ላይ መድረስ ቻሉ። | ነቲ 30 ሰዓት ንምግልጋል ዝገበሮ ሸቶ ምእንቲ ኺወቕዖ፡ መጓዓዝያ ኣዳልዮምሉን ኪዓይዮ ዚኽእል ክሊ ተጠንቂቖም ሓርዮምሉን እዮም። |
4,103 | tg_am | ነቲ 30 ሰዓት ንምግልጋል ዝገበሮ ሸቶ ምእንቲ ኺወቕዖ፡ መጓዓዝያ ኣዳልዮምሉን ኪዓይዮ ዚኽእል ክሊ ተጠንቂቖም ሓርዮምሉን እዮም። | አቅኚዎቹ እኚህን ወንድም በመኪና ይወስዷቸው የነበረ ሲሆን እሳቸው ሊያገለግሉበት የሚችሉ ጥሩ ክልል መረጡላቸው፤ በመሆኑም ወንድም የ30 ሰዓት ግባቸው ላይ መድረስ ቻሉ። |
4,104 | am_tg | አንተስ አንድ ክርስቲያን በመታሰቢያው በዓል ሰሞን ረዳት አቅኚ ሆኖ በማገልገል የሚገኘውን ደስታ እንዲያጣጥም ልታግዘው ትችላለህ? | ንስኻኸ ሓደ ኣስፋሒ ኣብ ወቕቲ በዓል ዝኽሪ ሓጋዚ ፈላሚ ብምዃን ምእንቲ ኺሕጐስ ክትሕግዞዶ ትኽእል፧ |
4,105 | tg_am | ንስኻኸ ሓደ ኣስፋሒ ኣብ ወቕቲ በዓል ዝኽሪ ሓጋዚ ፈላሚ ብምዃን ምእንቲ ኺሕጐስ ክትሕግዞዶ ትኽእል፧ | አንተስ አንድ ክርስቲያን በመታሰቢያው በዓል ሰሞን ረዳት አቅኚ ሆኖ በማገልገል የሚገኘውን ደስታ እንዲያጣጥም ልታግዘው ትችላለህ? |
4,106 | am_tg | እርግጥ ነው፣ ረዳት አቅኚ ሆነን ማገልገል የምንችለው ሁላችንም አይደለንም። | ልክዕ እዩ፡ ኵላትና ኣይኰንናን ሓገዝቲ ፈለምቲ ኽንከውን እንኽእል። |
4,107 | tg_am | ልክዕ እዩ፡ ኵላትና ኣይኰንናን ሓገዝቲ ፈለምቲ ኽንከውን እንኽእል። | እርግጥ ነው፣ ረዳት አቅኚ ሆነን ማገልገል የምንችለው ሁላችንም አይደለንም። |
4,108 | am_tg | ያም ቢሆን ያለንን ጊዜና ጉልበት ተጠቅመን ለይሖዋ የምናቀርበውን የውዳሴ መሥዋዕት መጠን ከፍ ማድረግ እንችላለን። | ይኹን እምበር፡ ነቲ ንየሆዋ እነቕርቦ መስዋእቲ ውዳሰ ንምውሳኽ፡ ዘሎና ዘበለ ግዜን ጕልበትን ክንጥቀም ንኽእል ኢና። |
4,109 | tg_am | ይኹን እምበር፡ ነቲ ንየሆዋ እነቕርቦ መስዋእቲ ውዳሰ ንምውሳኽ፡ ዘሎና ዘበለ ግዜን ጕልበትን ክንጥቀም ንኽእል ኢና። | ያም ቢሆን ያለንን ጊዜና ጉልበት ተጠቅመን ለይሖዋ የምናቀርበውን የውዳሴ መሥዋዕት መጠን ከፍ ማድረግ እንችላለን። |
4,110 | am_tg | ክርስቶስ ኃይል ያገኘው ከይሖዋ ነው፤ በመሆኑም ሁሉን ቻይ የሆነው አምላክ የተፈጥሮ ኃይሎችን ሙሉ በሙሉ መቆጣጠር እንደሚችል እርግጠኞች ለመሆን የሚያበቃ ምክንያት አለን። | ምንጪ ሓይሊ ክርስቶስ፡ የሆዋ ስለ ዝዀነ፡ እቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ ንባህርያዊ ሓይልታት ምሉእ ብምሉእ ኪቈጻጸሮ ኸም ዚኽእል ክንተኣማመን ንኽእል ኢና። |
4,111 | tg_am | ምንጪ ሓይሊ ክርስቶስ፡ የሆዋ ስለ ዝዀነ፡ እቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ ንባህርያዊ ሓይልታት ምሉእ ብምሉእ ኪቈጻጸሮ ኸም ዚኽእል ክንተኣማመን ንኽእል ኢና። | ክርስቶስ ኃይል ያገኘው ከይሖዋ ነው፤ በመሆኑም ሁሉን ቻይ የሆነው አምላክ የተፈጥሮ ኃይሎችን ሙሉ በሙሉ መቆጣጠር እንደሚችል እርግጠኞች ለመሆን የሚያበቃ ምክንያት አለን። |
4,112 | am_tg | እስቲ አንዳንድ ምሳሌዎች እንመልከት። | ሒደት ኣብነታት እስከ ንርአ። |
4,113 | tg_am | ሒደት ኣብነታት እስከ ንርአ። | እስቲ አንዳንድ ምሳሌዎች እንመልከት። |
4,114 | am_tg | ከጥፋት ውኃ በፊት ይሖዋ ከሰባት ቀን በኋላ በምድር ላይ 40 ቀንና 40 ሌሊት ዝናብ አዘንባለሁ ብሎ ነበር። | የሆዋ ቕድሚ ማይ ኣይሂ፡ ድሕሪ ሸውዓተ መዓልቲ፡ ኣብ ምድሪ 40 መዓልትን 40 ለይትን ከዝንም እየ በለ። |
4,115 | tg_am | የሆዋ ቕድሚ ማይ ኣይሂ፡ ድሕሪ ሸውዓተ መዓልቲ፡ ኣብ ምድሪ 40 መዓልትን 40 ለይትን ከዝንም እየ በለ። | ከጥፋት ውኃ በፊት ይሖዋ ከሰባት ቀን በኋላ በምድር ላይ 40 ቀንና 40 ሌሊት ዝናብ አዘንባለሁ ብሎ ነበር። |
4,116 | am_tg | በተመሳሳይም ይሖዋም ሌሊቱን ሙሉ ኃይለኛ የምሥራቅ ነፋስ በማምጣት ባሕሩ ወደ ኋላ እንዲመለስ አደረገ ይላል። | ብተመሳሳሊ፡ ኣብ ፡ የሆዋ ኸኣ ምልእቲ ለይቲ ነቲ ባሕሪ ብብርቱዕ ንፋስ ምብራቕ ንድሕሪት ከም ዝመለሶ ተገሊጹ ኣሎ። |
4,117 | tg_am | ብተመሳሳሊ፡ ኣብ ፡ የሆዋ ኸኣ ምልእቲ ለይቲ ነቲ ባሕሪ ብብርቱዕ ንፋስ ምብራቕ ንድሕሪት ከም ዝመለሶ ተገሊጹ ኣሎ። | በተመሳሳይም ይሖዋም ሌሊቱን ሙሉ ኃይለኛ የምሥራቅ ነፋስ በማምጣት ባሕሩ ወደ ኋላ እንዲመለስ አደረገ ይላል። |
4,118 | am_tg | ላይ ደግሞ ይሖዋ በባሕሩ ላይ ኃይለኛ ነፋስ አመጣ፤ ከባድ ማዕበል ስለተነሳ መርከቧ ልትሰበር ተቃረበች የሚል ሐሳብ እናገኛለን። | ኣብ እውን፡ የሆዋ ናብቲ ባሕሪ ብርቱዕ ንፋስ ሰደደ፣ እታ መርከብ ክትስበር ክሳዕ እትቐርብ ድማ፡ ኣብቲ ባሕሪ ብርቱዕ ማዕበል ኰነ ዚብል ነንብብ ኢና። |
4,119 | tg_am | ኣብ እውን፡ የሆዋ ናብቲ ባሕሪ ብርቱዕ ንፋስ ሰደደ፣ እታ መርከብ ክትስበር ክሳዕ እትቐርብ ድማ፡ ኣብቲ ባሕሪ ብርቱዕ ማዕበል ኰነ ዚብል ነንብብ ኢና። | ላይ ደግሞ ይሖዋ በባሕሩ ላይ ኃይለኛ ነፋስ አመጣ፤ ከባድ ማዕበል ስለተነሳ መርከቧ ልትሰበር ተቃረበች የሚል ሐሳብ እናገኛለን። |
4,120 | am_tg | ይሖዋ የተፈጥሮ ኃይሎችን እንደሚቆጣጠር ማወቁ የሚያጽናና ነው። | የሆዋ ኣብ ሓዳስ ዓለም ንባእታታት ወትሩ ኺቈጻጸሮ ምዃኑ ምፍላጥና ብሓቂ ዜጸናንዕ እዩ። |
4,121 | tg_am | የሆዋ ኣብ ሓዳስ ዓለም ንባእታታት ወትሩ ኺቈጻጸሮ ምዃኑ ምፍላጥና ብሓቂ ዜጸናንዕ እዩ። | ይሖዋ የተፈጥሮ ኃይሎችን እንደሚቆጣጠር ማወቁ የሚያጽናና ነው። |
4,122 | am_tg | ከዚህ በግልጽ ማየት እንደሚቻለው የፕላኔታችን የወደፊት ዕጣ አስጊ አይደለም። | ሽዑ ድንኳን ኣምላኽ ምስ ሰብ ስለ ዚኸውን ብባህርያዊ ሓይልታት ዚመውት ወይ ዚስንክል ኣይኪህሉን እዩ። |
4,123 | tg_am | ሽዑ ድንኳን ኣምላኽ ምስ ሰብ ስለ ዚኸውን ብባህርያዊ ሓይልታት ዚመውት ወይ ዚስንክል ኣይኪህሉን እዩ። | ከዚህ በግልጽ ማየት እንደሚቻለው የፕላኔታችን የወደፊት ዕጣ አስጊ አይደለም። |
4,124 | am_tg | የአምላክ ድንኳን ከሰዎች ጋር ስለሚሆን በተፈጥሮ ኃይሎች ምክንያት የሚሞቱ ወይም የአካል ጉዳተኛ የሚሆኑ ሰዎች እንደማይኖሩ ማወቁ እንዴት ያስደስታል! በሺው ዓመት ግዛት ወቅት አምላክ በክርስቶስ በኩል ኃይሉን በመጠቀም የተፈጥሮ ኃይሎችን እንደሚቆጣጠር መተማመን እንችላለን። | እቲ ብክርስቶስ ኣቢሉ ዚዓዪ ሓይሊ ኣምላኽ፡ ኣብቲ ሽሓዊ ግዝኣት ንባህርያዊ ሓይልታት ከም ዚቈጻጸሮ ርግጸኛታት ክንከውን ንኽእል ኢና። |
4,125 | tg_am | እቲ ብክርስቶስ ኣቢሉ ዚዓዪ ሓይሊ ኣምላኽ፡ ኣብቲ ሽሓዊ ግዝኣት ንባህርያዊ ሓይልታት ከም ዚቈጻጸሮ ርግጸኛታት ክንከውን ንኽእል ኢና። | የአምላክ ድንኳን ከሰዎች ጋር ስለሚሆን በተፈጥሮ ኃይሎች ምክንያት የሚሞቱ ወይም የአካል ጉዳተኛ የሚሆኑ ሰዎች እንደማይኖሩ ማወቁ እንዴት ያስደስታል! በሺው ዓመት ግዛት ወቅት አምላክ በክርስቶስ በኩል ኃይሉን በመጠቀም የተፈጥሮ ኃይሎችን እንደሚቆጣጠር መተማመን እንችላለን። |
4,126 | am_tg | ይሖዋ ጽናትንና መጽናኛን የሚሰጥ አምላክ ነው። | የሆዋ፡ ተጻዋርነትን መጸናንዕን ዚህብ ኣምላኽ እዩ። |
4,127 | tg_am | የሆዋ፡ ተጻዋርነትን መጸናንዕን ዚህብ ኣምላኽ እዩ። | ይሖዋ ጽናትንና መጽናኛን የሚሰጥ አምላክ ነው። |
4,128 | am_tg | የሚያጋጥሙንን ችግሮች ብቻ ሳይሆን ያለንበት ሁኔታ፣ ስሜታችን እንዲሁም ተፈጥሯችን የሚያስከትሉብንን ጫና ሙሉ በሙሉ ሊረዳልን የሚችለው እሱ ብቻ ነው። | ነቲ ዜጋጥመና ጸገማት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ከባቢናን ስምዒትናን ኣፈጣጥራናን ምሉእ ብምሉእ ዚርዳእ ንሱ ጥራይ እዩ። |
4,129 | tg_am | ነቲ ዜጋጥመና ጸገማት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ከባቢናን ስምዒትናን ኣፈጣጥራናን ምሉእ ብምሉእ ዚርዳእ ንሱ ጥራይ እዩ። | የሚያጋጥሙንን ችግሮች ብቻ ሳይሆን ያለንበት ሁኔታ፣ ስሜታችን እንዲሁም ተፈጥሯችን የሚያስከትሉብንን ጫና ሙሉ በሙሉ ሊረዳልን የሚችለው እሱ ብቻ ነው። |
4,130 | am_tg | በመሆኑም እንድንጸና ከማንም በተሻለ ሊረዳን የሚችለው ይሖዋ ነው። | ክንጻወር ምእንቲ ኽንክእል እንታይ ከም ዜድልየና ብልክዕ ዚፈልጥ እምበኣር ንሱ በይኑ እዩ። |
4,131 | tg_am | ክንጻወር ምእንቲ ኽንክእል እንታይ ከም ዜድልየና ብልክዕ ዚፈልጥ እምበኣር ንሱ በይኑ እዩ። | በመሆኑም እንድንጸና ከማንም በተሻለ ሊረዳን የሚችለው ይሖዋ ነው። |
4,132 | am_tg | ታዲያ አምላክ ለመጽናት የሚያስችል ብርታት እንዲሰጠን ስንጸልይ መልስ የሚሰጠን እንዴት ነው? | ግናኸ፡ ኣምላኽ ነቲ ኽንጻወር ዜድልየና ብርታዕ ንምርካብ እነቕርቦ ጸሎት ከመይ ገይሩ ይሰምዖ፧ |
4,133 | tg_am | ግናኸ፡ ኣምላኽ ነቲ ኽንጻወር ዜድልየና ብርታዕ ንምርካብ እነቕርቦ ጸሎት ከመይ ገይሩ ይሰምዖ፧ | ታዲያ አምላክ ለመጽናት የሚያስችል ብርታት እንዲሰጠን ስንጸልይ መልስ የሚሰጠን እንዴት ነው? |
4,134 | am_tg | ይሖዋ የደረሰብንን መከራ መወጣት እንድንችል ስንጠይቀው መውጫ መንገዱን ያዘጋጅልናል። | ፈተናታት ንምጽዋር ካብ የሆዋ ሓገዝ ክንሓትት ከለና፡ መዋጽኦ ይገብረልና እዩ። |
4,135 | tg_am | ፈተናታት ንምጽዋር ካብ የሆዋ ሓገዝ ክንሓትት ከለና፡ መዋጽኦ ይገብረልና እዩ። | ይሖዋ የደረሰብንን መከራ መወጣት እንድንችል ስንጠይቀው መውጫ መንገዱን ያዘጋጅልናል። |
4,136 | am_tg | ይህ ሲባል ይሖዋ ጣልቃ ገብቶ መከራውን ያስወግደዋል ማለት ነው? | ከምኡ ኺብሃል ከሎ፡ የሆዋ ነቲ ፈተናታት ይኣልዮ ማለት ድዩ፧ |
4,137 | tg_am | ከምኡ ኺብሃል ከሎ፡ የሆዋ ነቲ ፈተናታት ይኣልዮ ማለት ድዩ፧ | ይህ ሲባል ይሖዋ ጣልቃ ገብቶ መከራውን ያስወግደዋል ማለት ነው? |
4,138 | am_tg | አንዳንድ ጊዜ እንደዚህ ሊያደርግ ይችላል። | ሓድሓደ ግዜ፡ ከምኡ ይገብር እዩ። |
4,139 | tg_am | ሓድሓደ ግዜ፡ ከምኡ ይገብር እዩ። | አንዳንድ ጊዜ እንደዚህ ሊያደርግ ይችላል። |
4,140 | am_tg | ብዙ ጊዜ ግን መውጫ መንገዱን የሚያዘጋጅልን ፈተናውን በጽናት መቋቋም እንድንችል በመርዳት ነው። | መብዛሕትኡ ግዜ ግና፡ ምጽዋሩ ምእንቲ ኽንክእል እዩ መዋጽኦ ዚገብረልና። |
4,141 | tg_am | መብዛሕትኡ ግዜ ግና፡ ምጽዋሩ ምእንቲ ኽንክእል እዩ መዋጽኦ ዚገብረልና። | ብዙ ጊዜ ግን መውጫ መንገዱን የሚያዘጋጅልን ፈተናውን በጽናት መቋቋም እንድንችል በመርዳት ነው። |
4,142 | am_tg | ይሖዋ በትዕግሥትና በደስታ ሁሉንም ነገር በጽናት እንድንቋቋም የሚያስፈልገንን ብርታት ይሰጠናል። | እወ፡ የሆዋ ብዓቕልን ብሓጐስን ኵሉ ምእንቲ ኽንጻወር የበርትዓና እዩ። |
4,143 | tg_am | እወ፡ የሆዋ ብዓቕልን ብሓጐስን ኵሉ ምእንቲ ኽንጻወር የበርትዓና እዩ። | ይሖዋ በትዕግሥትና በደስታ ሁሉንም ነገር በጽናት እንድንቋቋም የሚያስፈልገንን ብርታት ይሰጠናል። |
4,144 | am_tg | ደግሞም ይሖዋ ከአካላችን፣ ከአእምሯችንና ከስሜታችን ጋር በተያያዘ አቅማችን ምን ያህል እንደሆነ በሚገባ ስለሚያውቅ ታማኝነታችንን መጠበቅ እስኪያቅተን ድረስ እንድንፈተን አይፈቅድም። | ኣካላውን ኣእምሮኣውን ስምዒታውን ዓቕምና ኣጸቢቑ ስለ ዚፈልጥ ከኣ፡ እቲ ፈተና፡ ዘይእሙናት ክንኰነሉ ኣብ ዚኽእል ደረጃ ኽሳዕ ዚበጽሕ ከቶ ኣይፈቅድን እዩ። |
4,145 | tg_am | ኣካላውን ኣእምሮኣውን ስምዒታውን ዓቕምና ኣጸቢቑ ስለ ዚፈልጥ ከኣ፡ እቲ ፈተና፡ ዘይእሙናት ክንኰነሉ ኣብ ዚኽእል ደረጃ ኽሳዕ ዚበጽሕ ከቶ ኣይፈቅድን እዩ። | ደግሞም ይሖዋ ከአካላችን፣ ከአእምሯችንና ከስሜታችን ጋር በተያያዘ አቅማችን ምን ያህል እንደሆነ በሚገባ ስለሚያውቅ ታማኝነታችንን መጠበቅ እስኪያቅተን ድረስ እንድንፈተን አይፈቅድም። |
4,146 | am_tg | ለአምላክ መንግሥት በታማኝነት ለመገዛት የገለልተኝነት አቋማችንን መጠበቅ ይኖርብናል። | እሙናት ተገዛእቲ መንግስቲ ኣምላኽ ንምዃን፡ ገለልተኛታት ክንከውን ኣሎና። |
4,147 | tg_am | እሙናት ተገዛእቲ መንግስቲ ኣምላኽ ንምዃን፡ ገለልተኛታት ክንከውን ኣሎና። | ለአምላክ መንግሥት በታማኝነት ለመገዛት የገለልተኝነት አቋማችንን መጠበቅ ይኖርብናል። |
4,148 | am_tg | እንዲህ የማናደርግ ከሆነ ለሰው ልጆች ችግሮች መፍትሔ የሚያመጣው የአምላክ መንግሥት ብቻ እንደሆነ የሚገልጸውን ምሥራች በንጹሕ ሕሊና መስበክ እንዴት እንችላለን? | እንተ ዘይኰይኑ ግና፡ ከመይ ጌርና ኢና መንግስቲ ኣምላኽ ጥራይ ንጸገማት ደቂ ሰብ ከም እትፈትሕ ብጽሩይ ሕልና ኸነበስር እንኽእል፧ |
4,149 | tg_am | እንተ ዘይኰይኑ ግና፡ ከመይ ጌርና ኢና መንግስቲ ኣምላኽ ጥራይ ንጸገማት ደቂ ሰብ ከም እትፈትሕ ብጽሩይ ሕልና ኸነበስር እንኽእል፧ | እንዲህ የማናደርግ ከሆነ ለሰው ልጆች ችግሮች መፍትሔ የሚያመጣው የአምላክ መንግሥት ብቻ እንደሆነ የሚገልጸውን ምሥራች በንጹሕ ሕሊና መስበክ እንዴት እንችላለን? |
4,150 | am_tg | በሌላ በኩል ደግሞ በፖለቲካ ውስጥ በመግባት ምዕመኖቻቸው እንዲከፋፈሉ ከሚያደርጉት የሐሰት ሃይማኖቶች በተለየ፣ እውነተኛው አምልኮ የገለልተኝነት አቋማችንን እንድንጠብቅ በመርዳት ዓለም አቀፋዊ የወንድማማች ማኅበር እንዲኖረን ያደርጋል። | ናይ ሓሶት ሃይማኖታት ኣብ ፖለቲካ ጣልቃ ብምእታው ንምእመናነን ይኸፋፍላ እየን፣ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ግና ገለልተኛታት ክንከውን ብምሕጋዝ፡ ንዓለምለኻዊ ሕውነትና ይዕቅቦ እዩ። |
4,151 | tg_am | ናይ ሓሶት ሃይማኖታት ኣብ ፖለቲካ ጣልቃ ብምእታው ንምእመናነን ይኸፋፍላ እየን፣ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ግና ገለልተኛታት ክንከውን ብምሕጋዝ፡ ንዓለምለኻዊ ሕውነትና ይዕቅቦ እዩ። | በሌላ በኩል ደግሞ በፖለቲካ ውስጥ በመግባት ምዕመኖቻቸው እንዲከፋፈሉ ከሚያደርጉት የሐሰት ሃይማኖቶች በተለየ፣ እውነተኛው አምልኮ የገለልተኝነት አቋማችንን እንድንጠብቅ በመርዳት ዓለም አቀፋዊ የወንድማማች ማኅበር እንዲኖረን ያደርጋል። |
4,152 | am_tg | የሰይጣን ሥርዓት ወደ መጨረሻው እየተቃረበ ሲሄድ የገለልተኝነት አቋምን መጠበቅ ይበልጥ አስቸጋሪ ሊሆን እንደሚችል እንጠብቃለን። | ስርዓት ሰይጣን ናብ መወዳእታኡ ብዝኸደ መጠን፡ ጕዳይ ገለልትነት ኪጐሃሃር ትጽቢት ንገብር ኢና። |
4,153 | tg_am | ስርዓት ሰይጣን ናብ መወዳእታኡ ብዝኸደ መጠን፡ ጕዳይ ገለልትነት ኪጐሃሃር ትጽቢት ንገብር ኢና። | የሰይጣን ሥርዓት ወደ መጨረሻው እየተቃረበ ሲሄድ የገለልተኝነት አቋምን መጠበቅ ይበልጥ አስቸጋሪ ሊሆን እንደሚችል እንጠብቃለን። |
4,154 | am_tg | የምንኖረው ለመስማማት ፈቃደኞች ያልሆኑ እንዲሁም ግትር የሆኑ ሰዎች በሞሉበት ዓለም ውስጥ በመሆኑ ከጊዜ ወደ ጊዜ ይህ ዓለም ይበልጥ እየተከፋፈለ መሄዱ አይቀርም። | ዓለም ንስምምዕ ፍቓደኛታት ዘይኰኑ ነቓጻት ሰባት ዝመልእዋ እያ፣ ስለዚ፡ እናተኸፋፈለትን እናተተፋነነትን እያ ኽትከይድ። |
4,155 | tg_am | ዓለም ንስምምዕ ፍቓደኛታት ዘይኰኑ ነቓጻት ሰባት ዝመልእዋ እያ፣ ስለዚ፡ እናተኸፋፈለትን እናተተፋነነትን እያ ኽትከይድ። | የምንኖረው ለመስማማት ፈቃደኞች ያልሆኑ እንዲሁም ግትር የሆኑ ሰዎች በሞሉበት ዓለም ውስጥ በመሆኑ ከጊዜ ወደ ጊዜ ይህ ዓለም ይበልጥ እየተከፋፈለ መሄዱ አይቀርም። |
4,156 | am_tg | በአንዳንድ አገሮች ፖለቲካዊ ሁኔታዎች በፍጥነት በመለዋወጣቸው፣ ወንድሞቻችን ከገለልተኝነት ጋር የተያያዙ ያልተጠበቁ ፈተናዎች አጋጥመዋቸዋል። | ኣብ ገሊኡ ሃገራት፡ ፖለቲካዊ ሃዋህው ብቕልጡፍ ብምቕያሩ፡ ኣሕዋትና ኣብ ገለልትነቶም ዘይተጸበይዎ ብድሆታት ኣጋጢምዎም እዩ። |
4,157 | tg_am | ኣብ ገሊኡ ሃገራት፡ ፖለቲካዊ ሃዋህው ብቕልጡፍ ብምቕያሩ፡ ኣሕዋትና ኣብ ገለልትነቶም ዘይተጸበይዎ ብድሆታት ኣጋጢምዎም እዩ። | በአንዳንድ አገሮች ፖለቲካዊ ሁኔታዎች በፍጥነት በመለዋወጣቸው፣ ወንድሞቻችን ከገለልተኝነት ጋር የተያያዙ ያልተጠበቁ ፈተናዎች አጋጥመዋቸዋል። |
4,158 | am_tg | እንግዲያው ገለልተኝነታችንን ለመጠበቅ አሁኑኑ አቋማችንን ማጠናከር እንዳለብን አስተዋላችሁ? | እሞኸ ገለልተኛታት ንምዃን ዘሎና ቘራጽነት ብዝያዳ ኸነደልድል ዜድልየሉ ምኽንያት ኣስተውዒልናዶ፧ |
4,159 | tg_am | እሞኸ ገለልተኛታት ንምዃን ዘሎና ቘራጽነት ብዝያዳ ኸነደልድል ዜድልየሉ ምኽንያት ኣስተውዒልናዶ፧ | እንግዲያው ገለልተኝነታችንን ለመጠበቅ አሁኑኑ አቋማችንን ማጠናከር እንዳለብን አስተዋላችሁ? |
4,160 | am_tg | ፈታኝ ሁኔታ እስኪፈጠር ድረስ እጃችንን አጣጥፈን የምንጠብቅ ከሆነ አቋማችንን ልናላላና ገለልተኛ ሳንሆን ልንቀር እንችላለን። | እቲ በዳሂ ዅነታት ክሳዕ ዜጋጥመና እንተ ተጸቢና፡ ኣብ ገለልትነትና ኽንለማለምን መትከልና ኽንጥሕስን ንኽእል ኢና። |
4,161 | tg_am | እቲ በዳሂ ዅነታት ክሳዕ ዜጋጥመና እንተ ተጸቢና፡ ኣብ ገለልትነትና ኽንለማለምን መትከልና ኽንጥሕስን ንኽእል ኢና። | ፈታኝ ሁኔታ እስኪፈጠር ድረስ እጃችንን አጣጥፈን የምንጠብቅ ከሆነ አቋማችንን ልናላላና ገለልተኛ ሳንሆን ልንቀር እንችላለን። |
4,162 | am_tg | በክርስቲያኖች መካከል የሚፈጠሩ አብዛኞቹ አለመግባባቶች በራሳቸው በግለሰቦቹ ብቻ መፈታት ይችላሉ፤ ደግሞም እንዲህ መደረግ አለበት። | መብዛሕትኡ ኣብ መንጎ ክርስትያናት ዜጋጥም ፍልልያት በቶም ዚምልከቶም ውልቀ ሰባት ብብሕቲ ኺፍታሕ ይከኣል እዩ፣ ኪፍታሕ እውን ኣለዎ። |
4,163 | tg_am | መብዛሕትኡ ኣብ መንጎ ክርስትያናት ዜጋጥም ፍልልያት በቶም ዚምልከቶም ውልቀ ሰባት ብብሕቲ ኺፍታሕ ይከኣል እዩ፣ ኪፍታሕ እውን ኣለዎ። | በክርስቲያኖች መካከል የሚፈጠሩ አብዛኞቹ አለመግባባቶች በራሳቸው በግለሰቦቹ ብቻ መፈታት ይችላሉ፤ ደግሞም እንዲህ መደረግ አለበት። |
4,164 | am_tg | ይሁንና ኢየሱስ እንደተናገረው አንዳንድ ጉዳዮችን ለጉባኤው መንገር ሊያስፈልግ ይችላል። | ኰይኑ ግና፡ ኣብ ገሊኡ ዅነታት፡ ጉባኤ ኽትኣቱ ኸም ዚግባእ የሱስ ጠቒሱ እዩ። |
4,165 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ ኣብ ገሊኡ ዅነታት፡ ጉባኤ ኽትኣቱ ኸም ዚግባእ የሱስ ጠቒሱ እዩ። | ይሁንና ኢየሱስ እንደተናገረው አንዳንድ ጉዳዮችን ለጉባኤው መንገር ሊያስፈልግ ይችላል። |
4,166 | am_tg | አንድ ግለሰብ የበደለውን ወንድም፣ ምሥክሮችን እንዲሁም ጉባኤውን ለመስማት ፈቃደኛ ባይሆንስ? | ሓደ በዳሊ ንሓዉን ንመሰኻኽርን ንጉባኤን ምስማዕ እንተ ኣብዩ፡ እንታይ እዩ ዚግበር ነይሩ፧ |
4,167 | tg_am | ሓደ በዳሊ ንሓዉን ንመሰኻኽርን ንጉባኤን ምስማዕ እንተ ኣብዩ፡ እንታይ እዩ ዚግበር ነይሩ፧ | አንድ ግለሰብ የበደለውን ወንድም፣ ምሥክሮችን እንዲሁም ጉባኤውን ለመስማት ፈቃደኛ ባይሆንስ? |
4,168 | am_tg | ይህ ሰው እንደ አሕዛብና እንደ ቀረጥ ሰብሳቢ መቆጠር ይኖርበታል። | ከም ካብ ኣህዛብን ከም ኣካብ ቀረጽን እዩ ዚቝጸር ነይሩ። |
4,169 | tg_am | ከም ካብ ኣህዛብን ከም ኣካብ ቀረጽን እዩ ዚቝጸር ነይሩ። | ይህ ሰው እንደ አሕዛብና እንደ ቀረጥ ሰብሳቢ መቆጠር ይኖርበታል። |
4,170 | am_tg | ይህም በዛሬው ጊዜ ውገዳ ብለን የምንጠራው እርምጃ ነው። | ብናይ ሎሚ ኣበሃህላ ይውገድ ማለት እዩ። |
4,171 | tg_am | ብናይ ሎሚ ኣበሃህላ ይውገድ ማለት እዩ። | ይህም በዛሬው ጊዜ ውገዳ ብለን የምንጠራው እርምጃ ነው። |
4,172 | am_tg | እንዲህ ዓይነት ከባድ እርምጃ የሚወሰድ መሆኑ የተፈጸመው በደል ቀላል አለመግባባት ብቻ እንዳልሆነ ያሳያል። | ርዝነት እዚ ስጕምቲ እዚ ድማ፡ እቲ በደል ንእሽቶ ዘይምስምማዕ ከም ዘይነበረ እዩ ዚእምት። |
4,173 | tg_am | ርዝነት እዚ ስጕምቲ እዚ ድማ፡ እቲ በደል ንእሽቶ ዘይምስምማዕ ከም ዘይነበረ እዩ ዚእምት። | እንዲህ ዓይነት ከባድ እርምጃ የሚወሰድ መሆኑ የተፈጸመው በደል ቀላል አለመግባባት ብቻ እንዳልሆነ ያሳያል። |
4,174 | am_tg | ከዚህ ይልቅ ጉዳዩ 1 የሚመለከታቸው ግለሰቦች ከተስማሙ እነሱ ራሳቸው ሊፈቱት የሚችሉ 2 ካልፈቱት ግን ለውገዳ የሚያበቃ ከባድ በደል መሆን አለበት። | የግዳስ፡ 1 ኣብ መንጎ እቶም ውልቀ ሰባት ኪድቅስ ዚኽእል ዝነበረ በደል ኰይኑ፡ 2 እቲ ነገር እንተ ዘይደቂሱ ኽሳዕ ውገዳ ዜብጽሕ ከቢድ በደል እዩ። |
4,175 | tg_am | የግዳስ፡ 1 ኣብ መንጎ እቶም ውልቀ ሰባት ኪድቅስ ዚኽእል ዝነበረ በደል ኰይኑ፡ 2 እቲ ነገር እንተ ዘይደቂሱ ኽሳዕ ውገዳ ዜብጽሕ ከቢድ በደል እዩ። | ከዚህ ይልቅ ጉዳዩ 1 የሚመለከታቸው ግለሰቦች ከተስማሙ እነሱ ራሳቸው ሊፈቱት የሚችሉ 2 ካልፈቱት ግን ለውገዳ የሚያበቃ ከባድ በደል መሆን አለበት። |
4,176 | am_tg | እንዲህ ያለው በደል፣ ከማጭበርበር ወይም የአንድን ሰው ስም ሆን ብሎ ከማጥፋት ጋር የተያያዘ ሊሆን ይችላል። | ከምዚ ዝበለ በደል ምጥፍፋእ ወይ ብሕሜት ጌርካ ስም ሰብ ምጽላም ኬጠቓልል ይኽእል እዩ። |
4,177 | tg_am | ከምዚ ዝበለ በደል ምጥፍፋእ ወይ ብሕሜት ጌርካ ስም ሰብ ምጽላም ኬጠቓልል ይኽእል እዩ። | እንዲህ ያለው በደል፣ ከማጭበርበር ወይም የአንድን ሰው ስም ሆን ብሎ ከማጥፋት ጋር የተያያዘ ሊሆን ይችላል። |
4,178 | am_tg | ኢየሱስ ላይ የጠቀሳቸው ሦስቱም እርምጃዎች ተግባራዊ የሚደረጉት ከላይ ያሉት ሁለት ሁኔታዎች ከተሟሉ ብቻ ነው። | እቲ ኣብ ተመዝጊቡ ዚርከብ የሱስ ዝጠቐሶ ሰለስተ ስጕምቲ፡ እዚ ዅነታት ኪፍጠር ከሎ ጥራይ እዩ ዚዕየየሉ። |
4,179 | tg_am | እቲ ኣብ ተመዝጊቡ ዚርከብ የሱስ ዝጠቐሶ ሰለስተ ስጕምቲ፡ እዚ ዅነታት ኪፍጠር ከሎ ጥራይ እዩ ዚዕየየሉ። | ኢየሱስ ላይ የጠቀሳቸው ሦስቱም እርምጃዎች ተግባራዊ የሚደረጉት ከላይ ያሉት ሁለት ሁኔታዎች ከተሟሉ ብቻ ነው። |
4,180 | am_tg | የአምላክ ቃል ለሰብዓዊ መንግሥታት እንድንታዘዝ ያስተምረናል፤ በሌላ በኩል ደግሞ ከሰው ይልቅ አምላክን መታዘዝ እንዳለብን ይገልጻል። | ቃል ኣምላኽ ንሰብኣውያን መንግስትታት እዙዛት ክንከውን ይነግረና እዩ፣ ኰይኑ ግና፡ ካብ ንሰብሲ ንኣምላኽ ክንእዘዝ እውን ይምህረና እዩ። |
4,181 | tg_am | ቃል ኣምላኽ ንሰብኣውያን መንግስትታት እዙዛት ክንከውን ይነግረና እዩ፣ ኰይኑ ግና፡ ካብ ንሰብሲ ንኣምላኽ ክንእዘዝ እውን ይምህረና እዩ። | የአምላክ ቃል ለሰብዓዊ መንግሥታት እንድንታዘዝ ያስተምረናል፤ በሌላ በኩል ደግሞ ከሰው ይልቅ አምላክን መታዘዝ እንዳለብን ይገልጻል። |
4,182 | am_tg | ታዲያ እነዚህ ሐሳቦች እርስ በርስ ይጋጫሉ? | እዝስ ንሓድሕዱ ዚጋጮ ድዩ፧ |
4,183 | tg_am | እዝስ ንሓድሕዱ ዚጋጮ ድዩ፧ | ታዲያ እነዚህ ሐሳቦች እርስ በርስ ይጋጫሉ? |
4,184 | am_tg | በጭራሽ! በአንጻራዊ ሁኔታ ስለመገዛት የሚገልጸው መሠረታዊ ሥርዓት እነዚህን ትእዛዛት ለመረዳትና ለመፈጸም ያስችለናል። | ኣይፋሉን! ዘዚግብኦም ተገዛእነት ከም እንህቦም ዚገልጽ መሰረታዊ ስርዓት፡ ነዚ ትእዛዛት እዚ ኽንርድኦን ክንእዘዞን ይሕግዘና እዩ። |
4,185 | tg_am | ኣይፋሉን! ዘዚግብኦም ተገዛእነት ከም እንህቦም ዚገልጽ መሰረታዊ ስርዓት፡ ነዚ ትእዛዛት እዚ ኽንርድኦን ክንእዘዞን ይሕግዘና እዩ። | በጭራሽ! በአንጻራዊ ሁኔታ ስለመገዛት የሚገልጸው መሠረታዊ ሥርዓት እነዚህን ትእዛዛት ለመረዳትና ለመፈጸም ያስችለናል። |
4,186 | am_tg | ኢየሱስ የዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ሲናገር ይህን መሠረታዊ ሥርዓት ጠቅለል አድርጎ ገልጾታል። | የሱስ ነዚ ስርዓት እዚ፡ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ብሓጺሩ ገሊጽዎ ኣሎ። |
4,187 | tg_am | የሱስ ነዚ ስርዓት እዚ፡ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ብሓጺሩ ገሊጽዎ ኣሎ። | ኢየሱስ የዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ሲናገር ይህን መሠረታዊ ሥርዓት ጠቅለል አድርጎ ገልጾታል። |
4,188 | am_tg | የምንኖርበት አገር መንግሥት የሚያወጣቸውን ሕጎች በመታዘዝ፣ ባለሥልጣናቱን በማክበር እንዲሁም ቀረጥ በመክፈል ለመንግሥት ሥልጣን እንገዛለን። | ንስልጣን እቲ ኣብ ትሕቲኡ እንነብረሉ መንግስቲ ንግዛእ ኢና፣ ነዚ ድማ ሕግታቱ ብምሕላውን ንሰበ ስልጣኑ ብምኽባርን ግብሪ ብምኽፋልን ኢና እንገብሮ። |
4,189 | tg_am | ንስልጣን እቲ ኣብ ትሕቲኡ እንነብረሉ መንግስቲ ንግዛእ ኢና፣ ነዚ ድማ ሕግታቱ ብምሕላውን ንሰበ ስልጣኑ ብምኽባርን ግብሪ ብምኽፋልን ኢና እንገብሮ። | የምንኖርበት አገር መንግሥት የሚያወጣቸውን ሕጎች በመታዘዝ፣ ባለሥልጣናቱን በማክበር እንዲሁም ቀረጥ በመክፈል ለመንግሥት ሥልጣን እንገዛለን። |
4,190 | am_tg | ይሁንና የመንግሥት ባለሥልጣናት የአምላክን ትእዛዝ እንድንጥስ ቢያዙን ይህን እንደማናደርግ በአክብሮት እንገልጻለን። | ኰይኑ ግና፡ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ንኣምላኽ ከይንእዘዝ እንተ ሓቲቶምና፡ ከምኡ ኸም ዘይንገብር ብኣኽብሮት ንገልጸሎም ኢና። |
4,191 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ንኣምላኽ ከይንእዘዝ እንተ ሓቲቶምና፡ ከምኡ ኸም ዘይንገብር ብኣኽብሮት ንገልጸሎም ኢና። | ይሁንና የመንግሥት ባለሥልጣናት የአምላክን ትእዛዝ እንድንጥስ ቢያዙን ይህን እንደማናደርግ በአክብሮት እንገልጻለን። |
4,192 | am_tg | በዚህ ዓለም ፖለቲካዊ ጉዳዮች ረገድ የገለልተኝነት አቋም እንይዛለን። | ካብ ፖለቲካዊ ጕዳያት ዓለም ገለልተኛታት ኢና። |
4,193 | tg_am | ካብ ፖለቲካዊ ጕዳያት ዓለም ገለልተኛታት ኢና። | በዚህ ዓለም ፖለቲካዊ ጉዳዮች ረገድ የገለልተኝነት አቋም እንይዛለን። |
4,194 | am_tg | ሰብዓዊ መንግሥታት ሥልጣን እንዲይዙ የፈቀደላቸው ይሖዋ ስለሆነ አንቃወማቸውም፤ ብሔራዊ ስሜት የሚንጸባረቅባቸው እንቅስቃሴዎችንም አናካሂድም። | እምበኣር፡ ነተን የሆዋ ኺህልዋ ዝፈቐደለን ሰብኣውያን መንግስትታት ኣይንጻረረንን ኢና፣ ኣብ ሓርበኛዊ ወይ ሃገራዊ ንጥፈታት እውን ኣይንሳተፍን ኢና። |
4,195 | tg_am | እምበኣር፡ ነተን የሆዋ ኺህልዋ ዝፈቐደለን ሰብኣውያን መንግስትታት ኣይንጻረረንን ኢና፣ ኣብ ሓርበኛዊ ወይ ሃገራዊ ንጥፈታት እውን ኣይንሳተፍን ኢና። | ሰብዓዊ መንግሥታት ሥልጣን እንዲይዙ የፈቀደላቸው ይሖዋ ስለሆነ አንቃወማቸውም፤ ብሔራዊ ስሜት የሚንጸባረቅባቸው እንቅስቃሴዎችንም አናካሂድም። |
4,196 | am_tg | በፖለቲካ ሰዎች ላይ ተጽዕኖ ለማሳደር አንሞክርም፤ በምርጫ አንካፈልም ወይም ፖለቲካዊ ሥልጣን አንይዝም፤ አሊያም ደግሞ መንግሥት ለመለወጥ ጥረት አናደርግም። | ንፖለቲከኛታት ክንጸሉ ኣይንፍትንን፡ ኣብ ፖለቲካዊ ምርጫ ኣይንሳተፍን፡ መንግስታዊ ስልጣን ክንሕዝ ኣይንፍትንን፡ መንግስትታት ክንቅይር እውን ኣይንጽዕርን ኢና። |
4,197 | tg_am | ንፖለቲከኛታት ክንጸሉ ኣይንፍትንን፡ ኣብ ፖለቲካዊ ምርጫ ኣይንሳተፍን፡ መንግስታዊ ስልጣን ክንሕዝ ኣይንፍትንን፡ መንግስትታት ክንቅይር እውን ኣይንጽዕርን ኢና። | በፖለቲካ ሰዎች ላይ ተጽዕኖ ለማሳደር አንሞክርም፤ በምርጫ አንካፈልም ወይም ፖለቲካዊ ሥልጣን አንይዝም፤ አሊያም ደግሞ መንግሥት ለመለወጥ ጥረት አናደርግም። |
4,198 | am_tg | እያንዳንዳችን የምንወደው የመጽሐፍ ቅዱስ ክፍል ይኖረናል። | ኵላትና ብዝያዳ እንፈትዎ ኽፋል መጽሓፍ ቅዱስ ኣሎና። |
4,199 | tg_am | ኵላትና ብዝያዳ እንፈትዎ ኽፋል መጽሓፍ ቅዱስ ኣሎና። | እያንዳንዳችን የምንወደው የመጽሐፍ ቅዱስ ክፍል ይኖረናል። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.