Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
4,200 | am_tg | አንዳንዶች፣ በአምላክ ልጅ በኩል የተገለጡትን የይሖዋን ማራኪ ባሕርያት ግሩም አድርገው የሚያሳዩትን የወንጌል መጻሕፍት በጣም ይወዷቸዋል። | ገሊኦም ነቲ ኣብ ወዱ የሱስ እተንጸባረቐ ባህርያት የሆዋ ዚገልጽ ወንጌላት ብዝያዳ ይፈትውዎ እዮም። |
4,201 | tg_am | ገሊኦም ነቲ ኣብ ወዱ የሱስ እተንጸባረቐ ባህርያት የሆዋ ዚገልጽ ወንጌላት ብዝያዳ ይፈትውዎ እዮም። | አንዳንዶች፣ በአምላክ ልጅ በኩል የተገለጡትን የይሖዋን ማራኪ ባሕርያት ግሩም አድርገው የሚያሳዩትን የወንጌል መጻሕፍት በጣም ይወዷቸዋል። |
4,202 | am_tg | ሌሎች ደግሞ ትንቢቶችን የያዙ የመጽሐፍ ቅዱስ ክፍሎችን ምናልባትም በቅርብ ጊዜ ውስጥ ሊፈጸሙ የሚገባቸውን ነገሮች የሚገልጸውን የራእይ መጽሐፍን ማንበብ ያስደስታቸዋል። | ገሊኦም ድማ ነቲ ኸም መጽሓፍ ራእይ ዝኣመሰለ ቐልጢፉ ኪኸውን ዘለዎ ትንቢት ዝሓዘ ኽፋላት መጽሓፍ ቅዱስ ብዝያዳ ይፈትውዎ እዮም። |
4,203 | tg_am | ገሊኦም ድማ ነቲ ኸም መጽሓፍ ራእይ ዝኣመሰለ ቐልጢፉ ኪኸውን ዘለዎ ትንቢት ዝሓዘ ኽፋላት መጽሓፍ ቅዱስ ብዝያዳ ይፈትውዎ እዮም። | ሌሎች ደግሞ ትንቢቶችን የያዙ የመጽሐፍ ቅዱስ ክፍሎችን ምናልባትም በቅርብ ጊዜ ውስጥ ሊፈጸሙ የሚገባቸውን ነገሮች የሚገልጸውን የራእይ መጽሐፍን ማንበብ ያስደስታቸዋል። |
4,204 | am_tg | ከመዝሙር መጽሐፍ መጽናኛ ወይም ከምሳሌ መጽሐፍ ተግባራዊ ሊሆኑ የሚችሉ ትምህርቶችን ያላገኘ ማን አለ? | ኵላትና ድማ በቲ ኣብ መጽሓፍ መዝሙር ዘሎ ሓሳባት ንጸናናዕ ወይ በቲ ኣብ መጽሓፍ ምሳሌ ዚርከብ ግብራዊ ትምህርትታት ንማረኽ ኢና። |
4,205 | tg_am | ኵላትና ድማ በቲ ኣብ መጽሓፍ መዝሙር ዘሎ ሓሳባት ንጸናናዕ ወይ በቲ ኣብ መጽሓፍ ምሳሌ ዚርከብ ግብራዊ ትምህርትታት ንማረኽ ኢና። | ከመዝሙር መጽሐፍ መጽናኛ ወይም ከምሳሌ መጽሐፍ ተግባራዊ ሊሆኑ የሚችሉ ትምህርቶችን ያላገኘ ማን አለ? |
4,206 | am_tg | በእርግጥም መጽሐፍ ቅዱስ ለሰው ሁሉ የሚሆን መጽሐፍ ነው። | መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ ንዅሉ ዚኸውን መጽሓፍ እዩ። |
4,207 | tg_am | መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ ንዅሉ ዚኸውን መጽሓፍ እዩ። | በእርግጥም መጽሐፍ ቅዱስ ለሰው ሁሉ የሚሆን መጽሐፍ ነው። |
4,208 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስን ስለምንወድ በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ የተመሠረቱ ጽሑፎቻችንንም እንወዳለን። | ንመጽሓፍ ቅዱስ ስለ እንፈትዎ፡ ንመጽሓፍ ቅዱሳዊ ጽሑፋትና እውን ንፈትዎ ኢና። |
4,209 | tg_am | ንመጽሓፍ ቅዱስ ስለ እንፈትዎ፡ ንመጽሓፍ ቅዱሳዊ ጽሑፋትና እውን ንፈትዎ ኢና። | መጽሐፍ ቅዱስን ስለምንወድ በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ የተመሠረቱ ጽሑፎቻችንንም እንወዳለን። |
4,210 | am_tg | ለምሳሌ በመጻሕፍት፣ በብሮሹሮች፣ በመጽሔቶችና በሌሎች መንገዶች ለሚቀርብልን መንፈሳዊ ምግብ አድናቆት አለን። | ንኣብነት፡ ነቲ ብመልክዕ መጻሕፍትን ብሮሹራትን መጽሔታትን ካልእ ጽሑፋትን እንረኽቦ መንፈሳዊ ምግብና ኣኽቢርና ኢና እንርእዮ። |
4,211 | tg_am | ንኣብነት፡ ነቲ ብመልክዕ መጻሕፍትን ብሮሹራትን መጽሔታትን ካልእ ጽሑፋትን እንረኽቦ መንፈሳዊ ምግብና ኣኽቢርና ኢና እንርእዮ። | ለምሳሌ በመጻሕፍት፣ በብሮሹሮች፣ በመጽሔቶችና በሌሎች መንገዶች ለሚቀርብልን መንፈሳዊ ምግብ አድናቆት አለን። |
4,212 | am_tg | ይሖዋ ያደረገልን እነዚህ ዝግጅቶች በመንፈሳዊ ምንጊዜም ንቁ እንድንሆን፣ በሚገባ እንድንመገብ እንዲሁም በእምነት ጤናሞች እንድንሆን እንደሚረዱን እናውቃለን። | እዚ የሆዋ ዝገበረልና መሰናድዎታት እዚ ብመንፈሳዊ መዳይ ንቑሓትን ብግቡእ እተመገብናን ብእምነት ጥዑያትን ክንከውን ከም ዚሕግዘና ንፈልጥ ኢና። |
4,213 | tg_am | እዚ የሆዋ ዝገበረልና መሰናድዎታት እዚ ብመንፈሳዊ መዳይ ንቑሓትን ብግቡእ እተመገብናን ብእምነት ጥዑያትን ክንከውን ከም ዚሕግዘና ንፈልጥ ኢና። | ይሖዋ ያደረገልን እነዚህ ዝግጅቶች በመንፈሳዊ ምንጊዜም ንቁ እንድንሆን፣ በሚገባ እንድንመገብ እንዲሁም በእምነት ጤናሞች እንድንሆን እንደሚረዱን እናውቃለን። |
4,214 | am_tg | በዓለም ዙሪያ ይሖዋን የሚያመልኩ እንዲሁም ስለ እሱና ስለ ዓላማው የሚመሠክሩ በሚሊዮን የሚቆጠሩ ሰዎች አሉ። | ኣብ መላእ ምድሪ፡ ሚልዮናት ሰባት ንየሆዋ የምልኹን ብዛዕባ ስሙን ብዛዕባ ዕላማኡን ይምስክሩን እዮም። |
4,215 | tg_am | ኣብ መላእ ምድሪ፡ ሚልዮናት ሰባት ንየሆዋ የምልኹን ብዛዕባ ስሙን ብዛዕባ ዕላማኡን ይምስክሩን እዮም። | በዓለም ዙሪያ ይሖዋን የሚያመልኩ እንዲሁም ስለ እሱና ስለ ዓላማው የሚመሠክሩ በሚሊዮን የሚቆጠሩ ሰዎች አሉ። |
4,216 | am_tg | ታዲያ እያንዳንዱ የይሖዋ አምላኪ ለእምነት ባልንጀራው ምን አመለካከት ሊኖረው ይገባል? | ንየሆዋ ዜምልኽ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ንኣማኒ ዝዀነ ብጻዩ ብኸመይ ኪርእዮ ኣለዎ፧ |
4,217 | tg_am | ንየሆዋ ዜምልኽ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ንኣማኒ ዝዀነ ብጻዩ ብኸመይ ኪርእዮ ኣለዎ፧ | ታዲያ እያንዳንዱ የይሖዋ አምላኪ ለእምነት ባልንጀራው ምን አመለካከት ሊኖረው ይገባል? |
4,218 | am_tg | ሐዋርያው ጴጥሮስ እንዲህ በማለት ጽፏል፦ እንግዲህ ለእውነት በመታዘዝ ራሳችሁን ስላነጻችሁ ግብዝነት የሌለበት የወንድማማች መዋደድ አላችሁ፤ በመሆኑም እርስ በርሳችሁ አጥብቃችሁ ከልብ ተዋደዱ። | ሃዋርያ ጴጥሮስ እውን፡ ንሓቂ ብዘሎኩም ተኣዛዝነት ርእስኹም ካብ ኣንጻህኩም እሞ ግብዝና ዘይብላ ሕውነታዊት ፍቕሪ ኻብ ሃለወትኩም፡ ካብ ልቢ፡ ንሓድሕድኩም ኣጸቢቕኩም ተፋቐሩ ኢሉ ጽሒፉ እዩ። |
4,219 | tg_am | ሃዋርያ ጴጥሮስ እውን፡ ንሓቂ ብዘሎኩም ተኣዛዝነት ርእስኹም ካብ ኣንጻህኩም እሞ ግብዝና ዘይብላ ሕውነታዊት ፍቕሪ ኻብ ሃለወትኩም፡ ካብ ልቢ፡ ንሓድሕድኩም ኣጸቢቕኩም ተፋቐሩ ኢሉ ጽሒፉ እዩ። | ሐዋርያው ጴጥሮስ እንዲህ በማለት ጽፏል፦ እንግዲህ ለእውነት በመታዘዝ ራሳችሁን ስላነጻችሁ ግብዝነት የሌለበት የወንድማማች መዋደድ አላችሁ፤ በመሆኑም እርስ በርሳችሁ አጥብቃችሁ ከልብ ተዋደዱ። |
4,220 | am_tg | ከዚህም በተጨማሪ ጴጥሮስ የእምነት ባልንጀሮቹን ከሁሉም በላይ አንዳችሁ ለሌላው የጠለቀ ፍቅር ይኑራችሁ ብሏቸዋል። | ኣመንቲ ንዝዀኑ ብጾቱ እውን፡ ቅድሚ ዅሉ ንሓድሕድኩም ሓያል ፍቕሪ ትሃሉኹም ኢልዎም እዩ። |
4,221 | tg_am | ኣመንቲ ንዝዀኑ ብጾቱ እውን፡ ቅድሚ ዅሉ ንሓድሕድኩም ሓያል ፍቕሪ ትሃሉኹም ኢልዎም እዩ። | ከዚህም በተጨማሪ ጴጥሮስ የእምነት ባልንጀሮቹን ከሁሉም በላይ አንዳችሁ ለሌላው የጠለቀ ፍቅር ይኑራችሁ ብሏቸዋል። |
4,222 | am_tg | አብረውን ይሖዋን ለሚያገለግሉ ባልንጀሮቻችን ጥልቅ ፍቅር ስላለን ልዩ የሆነ ዓለም አቀፋዊ ድርጅት ሊኖረን ችሏል። | ነቶም ምሳና ሓቢሮም ንየሆዋ ዜምልኹ ብጾትና ሓያል ፍቕሪ ስለ ዘላትና፡ ፍሉይ ዓለምለኻዊ ውድብ ኪህልወና ኽኢሉ እዩ። |
4,223 | tg_am | ነቶም ምሳና ሓቢሮም ንየሆዋ ዜምልኹ ብጾትና ሓያል ፍቕሪ ስለ ዘላትና፡ ፍሉይ ዓለምለኻዊ ውድብ ኪህልወና ኽኢሉ እዩ። | አብረውን ይሖዋን ለሚያገለግሉ ባልንጀሮቻችን ጥልቅ ፍቅር ስላለን ልዩ የሆነ ዓለም አቀፋዊ ድርጅት ሊኖረን ችሏል። |
4,224 | am_tg | በተጨማሪም ይሖዋን ስለምንወድና ሕግጋቱን ስለምንታዘዝ፣ አምላክ በጽንፈ ዓለም ውስጥ ከሁሉ የላቀ ኃይል በሆነው በቅዱስ መንፈሱ አማካኝነት ይደግፈናል። | ብዘይካዚ፡ ንየሆዋ ነፍቅሮን ሕግታቱ ንሕሉን ኢና፣ ንሱ ድማ፡ በቲ ኣብ ዩኒቨርስ ኣዝዩ ዓብዪ ሓይሊ ዝዀነ መንፈስ ቅዱሱ ወይ ንጡፍ ሓይሉ ኣቢሉ ይድግፈና እዩ። |
4,225 | tg_am | ብዘይካዚ፡ ንየሆዋ ነፍቅሮን ሕግታቱ ንሕሉን ኢና፣ ንሱ ድማ፡ በቲ ኣብ ዩኒቨርስ ኣዝዩ ዓብዪ ሓይሊ ዝዀነ መንፈስ ቅዱሱ ወይ ንጡፍ ሓይሉ ኣቢሉ ይድግፈና እዩ። | በተጨማሪም ይሖዋን ስለምንወድና ሕግጋቱን ስለምንታዘዝ፣ አምላክ በጽንፈ ዓለም ውስጥ ከሁሉ የላቀ ኃይል በሆነው በቅዱስ መንፈሱ አማካኝነት ይደግፈናል። |
4,226 | am_tg | ይህ መንፈስ፣ ዓለም አቀፍ በሆነ እውነተኛ የወንድማማች ማኅበር ውስጥ እንድንታቀፍና አስደናቂ አንድነት እንዲኖረን አስችሎናል። | እዚ ኸኣ፡ ዜደንቕ ሓድነት ዘለዎ ናይ ሓቂ ዓለምለኻዊ ሕውነት ኪህልወና ኣኽኢሉ እዩ። |
4,227 | tg_am | እዚ ኸኣ፡ ዜደንቕ ሓድነት ዘለዎ ናይ ሓቂ ዓለምለኻዊ ሕውነት ኪህልወና ኣኽኢሉ እዩ። | ይህ መንፈስ፣ ዓለም አቀፍ በሆነ እውነተኛ የወንድማማች ማኅበር ውስጥ እንድንታቀፍና አስደናቂ አንድነት እንዲኖረን አስችሎናል። |
4,228 | am_tg | የምንናገረው ነገር ለሚሰማን ሰው በጣም አስፈላጊ ቢሆንም እንኳ መቼ መናገር እንዳለብን ካላወቅን ንግግራችን ዋጋ ሊያጣ ይችላል። | እቲ እንብሎ ቓላት ልክዕ እኳ እንተ ዀነ፡ መዓስ ኪዝረብ ከም ዘለዎ እንተ ዘየስተውዒልና ግና መልእኽቱ ኸይመሓላለፍ ይኽእል እዩ። |
4,229 | tg_am | እቲ እንብሎ ቓላት ልክዕ እኳ እንተ ዀነ፡ መዓስ ኪዝረብ ከም ዘለዎ እንተ ዘየስተውዒልና ግና መልእኽቱ ኸይመሓላለፍ ይኽእል እዩ። | የምንናገረው ነገር ለሚሰማን ሰው በጣም አስፈላጊ ቢሆንም እንኳ መቼ መናገር እንዳለብን ካላወቅን ንግግራችን ዋጋ ሊያጣ ይችላል። |
4,230 | am_tg | መጋቢት 2011 በጃፓን ያጋጠመውን ሁኔታ እንደ ምሳሌ እንውሰድ፤ በዚያ ወቅት የምሥራቃዊ ጃፓን የተወሰነ ክፍል በምድር መናወጥና በሱናሚ የተመታ ሲሆን አንዳንድ ከተሞች ሙሉ በሙሉ ወደሙ። | ንኣብነት፡ ኣብ መጋቢት 2011 ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድርን ሱናሚን ንገሊኡ ኽፋል ምብራቓዊ ጃፓን ኣዕንይዎ፡ ምሉእ ከተማታት እውን ደምሲሱ እዩ። |
4,231 | tg_am | ንኣብነት፡ ኣብ መጋቢት 2011 ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድርን ሱናሚን ንገሊኡ ኽፋል ምብራቓዊ ጃፓን ኣዕንይዎ፡ ምሉእ ከተማታት እውን ደምሲሱ እዩ። | መጋቢት 2011 በጃፓን ያጋጠመውን ሁኔታ እንደ ምሳሌ እንውሰድ፤ በዚያ ወቅት የምሥራቃዊ ጃፓን የተወሰነ ክፍል በምድር መናወጥና በሱናሚ የተመታ ሲሆን አንዳንድ ከተሞች ሙሉ በሙሉ ወደሙ። |
4,232 | am_tg | ከ15,000 የሚበልጡ ሰዎች ሕይወታቸውን አጡ። | ሽዑ፡ ልዕሊ 15,000 ህይወት ሰባት ጠፊኡ እዩ። |
4,233 | tg_am | ሽዑ፡ ልዕሊ 15,000 ህይወት ሰባት ጠፊኡ እዩ። | ከ15,000 የሚበልጡ ሰዎች ሕይወታቸውን አጡ። |
4,234 | am_tg | በዚያ አካባቢ የሚኖሩ የይሖዋ ምሥክሮችም ልክ እንደ ሌሎቹ ሰዎች በአደጋው የተጠቁ ቢሆንም መጽሐፍ ቅዱስን ተጠቅመው ያዘኑትን ለማጽናናት ባገኙት አጋጣሚ ሁሉ ተጠቅመዋል። | ኣብቲ ቦታ እቲ ዝነበሩ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ጐረባብቶም ኣደዳ እቲ መከራ እኳ እንተ ዀኑ፡ በቲ ኣጋጣሚ እቲ ተጠቒሞም ብመጽሓፍ ቅዱስ ገይሮም ንዝሓዘኑ ኣጸናኒዖም እዮም። |
4,235 | tg_am | ኣብቲ ቦታ እቲ ዝነበሩ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ጐረባብቶም ኣደዳ እቲ መከራ እኳ እንተ ዀኑ፡ በቲ ኣጋጣሚ እቲ ተጠቒሞም ብመጽሓፍ ቅዱስ ገይሮም ንዝሓዘኑ ኣጸናኒዖም እዮም። | በዚያ አካባቢ የሚኖሩ የይሖዋ ምሥክሮችም ልክ እንደ ሌሎቹ ሰዎች በአደጋው የተጠቁ ቢሆንም መጽሐፍ ቅዱስን ተጠቅመው ያዘኑትን ለማጽናናት ባገኙት አጋጣሚ ሁሉ ተጠቅመዋል። |
4,236 | am_tg | ይሁን እንጂ ብዙዎቹ የአካባቢው ነዋሪዎች የቡድሂዝምን እምነት በጥብቅ የሚከተሉ ከመሆናቸውም ሌላ ስለ መጽሐፍ ቅዱስ አያውቁም፤ አሊያም እውቀታቸው በጣም ውስን ነው። | ይኹን እምበር፡ መብዛሕትኦም ኣብቲ ዓዲ ዚርከቡ ሰባት ኣመንቲ ቡድህና ብምዃኖም፡ ብዛዕባ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ብዙሕ ፍልጠት የብሎምን። |
4,237 | tg_am | ይኹን እምበር፡ መብዛሕትኦም ኣብቲ ዓዲ ዚርከቡ ሰባት ኣመንቲ ቡድህና ብምዃኖም፡ ብዛዕባ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ብዙሕ ፍልጠት የብሎምን። | ይሁን እንጂ ብዙዎቹ የአካባቢው ነዋሪዎች የቡድሂዝምን እምነት በጥብቅ የሚከተሉ ከመሆናቸውም ሌላ ስለ መጽሐፍ ቅዱስ አያውቁም፤ አሊያም እውቀታቸው በጣም ውስን ነው። |
4,238 | am_tg | ወንድሞቻችን፣ ለአካባቢው ሰዎች ስለ ትንሣኤ ተስፋ ለመናገር ጥሩ የሆነው ጊዜ ሱናሚው የተከሰተበት ወቅት እንዳልሆነ አስተዋሉ። | ስለዚ፡ ኣሕዋትና ደድሕሪ እቲ ሱናሚ ነቶም ዝሓዘኑ ግዳያት ብዛዕባ ተስፋ ትንሳኤ ምንጋር ዘይግዜኡ ምዃኑ ኣስተውዒሎም እዮም። |
4,239 | tg_am | ስለዚ፡ ኣሕዋትና ደድሕሪ እቲ ሱናሚ ነቶም ዝሓዘኑ ግዳያት ብዛዕባ ተስፋ ትንሳኤ ምንጋር ዘይግዜኡ ምዃኑ ኣስተውዒሎም እዮም። | ወንድሞቻችን፣ ለአካባቢው ሰዎች ስለ ትንሣኤ ተስፋ ለመናገር ጥሩ የሆነው ጊዜ ሱናሚው የተከሰተበት ወቅት እንዳልሆነ አስተዋሉ። |
4,240 | am_tg | በመሆኑም ወንድሞች በንግግር ስጦታቸው ተጠቅመው ሰዎችን በማጽናናትና እንዲህ ያለው መከራ በንጹሐን ሰዎች ላይ የሚደርሰው ለምን እንደሆነ ከመጽሐፍ ቅዱስ በማብራራት ላይ ትኩረት አደረጉ። | ኣብ ክንዳኡ ግና፡ ስምዒታዊ ደገፍ ሂቦምዎም፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ዜስካሕክሕ ነገር ስለምንታይ ንንጹሃት ሰባት ከም ዜጋጥሞም ድማ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ገሊጾምሎም እዮም። |
4,241 | tg_am | ኣብ ክንዳኡ ግና፡ ስምዒታዊ ደገፍ ሂቦምዎም፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ዜስካሕክሕ ነገር ስለምንታይ ንንጹሃት ሰባት ከም ዜጋጥሞም ድማ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ገሊጾምሎም እዮም። | በመሆኑም ወንድሞች በንግግር ስጦታቸው ተጠቅመው ሰዎችን በማጽናናትና እንዲህ ያለው መከራ በንጹሐን ሰዎች ላይ የሚደርሰው ለምን እንደሆነ ከመጽሐፍ ቅዱስ በማብራራት ላይ ትኩረት አደረጉ። |
4,242 | am_tg | አምላክ፣ ምንጊዜም በቀላሉ እንደሚቀረጽ የሸክላ ጭቃ እንድንሆን እኛን ለመርዳት ካደረጋቸው ዝግጅቶች መካከል ቃሉ፣ የክርስቲያን ጉባኤና አገልግሎት ይገኙበታል። | ከም ልምሉም ካይላ ኽንከውን ካብ ዚሕግዘና መሰናድዎታት ኣምላኽ፡ ቃሉን ክርስትያናዊት ጉባኤን ኣገልግሎት ወፍርን ኪጥቀስ ይከኣል። |
4,243 | tg_am | ከም ልምሉም ካይላ ኽንከውን ካብ ዚሕግዘና መሰናድዎታት ኣምላኽ፡ ቃሉን ክርስትያናዊት ጉባኤን ኣገልግሎት ወፍርን ኪጥቀስ ይከኣል። | አምላክ፣ ምንጊዜም በቀላሉ እንደሚቀረጽ የሸክላ ጭቃ እንድንሆን እኛን ለመርዳት ካደረጋቸው ዝግጅቶች መካከል ቃሉ፣ የክርስቲያን ጉባኤና አገልግሎት ይገኙበታል። |
4,244 | am_tg | የሸክላ ጭቃ እንዲለሰልስ ውኃ እንደሚያስፈልገው ሁሉ እኛም በይሖዋ እጅ በቀላሉ መቀረጽ እንድንችል መጽሐፍ ቅዱስን በየዕለቱ ማንበብና ማሰላሰል ይኖርብናል። | ከምቲ ማይ ንኻይላ ዜለምልሞ፡ መዓልታዊ መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብን ብዛዕባኡ ምስትንታንን ኣብ ኢድ የሆዋ ተቐረጽቲ ኽንከውን ይሕግዘና እዩ። |
4,245 | tg_am | ከምቲ ማይ ንኻይላ ዜለምልሞ፡ መዓልታዊ መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብን ብዛዕባኡ ምስትንታንን ኣብ ኢድ የሆዋ ተቐረጽቲ ኽንከውን ይሕግዘና እዩ። | የሸክላ ጭቃ እንዲለሰልስ ውኃ እንደሚያስፈልገው ሁሉ እኛም በይሖዋ እጅ በቀላሉ መቀረጽ እንድንችል መጽሐፍ ቅዱስን በየዕለቱ ማንበብና ማሰላሰል ይኖርብናል። |
4,246 | am_tg | የእስራኤል ነገሥታት የአምላክን ሕግ ቅጂ ለራሳቸው እንዲጽፉና በየዕለቱ እንዲያነቡት ይሖዋ ይጠብቅባቸው ነበር። | የሆዋ ንነገስታት እስራኤል፡ ሕጊ ኣምላኽ ቀዲሖም ኪጽሕፉን መዓልቲ መዓልቲ ኼንብብዎን ኣዚዝዎም ነይሩ እዩ። |
4,247 | tg_am | የሆዋ ንነገስታት እስራኤል፡ ሕጊ ኣምላኽ ቀዲሖም ኪጽሕፉን መዓልቲ መዓልቲ ኼንብብዎን ኣዚዝዎም ነይሩ እዩ። | የእስራኤል ነገሥታት የአምላክን ሕግ ቅጂ ለራሳቸው እንዲጽፉና በየዕለቱ እንዲያነቡት ይሖዋ ይጠብቅባቸው ነበር። |
4,248 | am_tg | ሐዋርያትም ቅዱሳን መጻሕፍትን ማንበባቸውና ባነበቡት ላይ ማሰላሰላቸው ለአገልግሎታቸው እንደሚጠቅማቸው ተገንዝበው ነበር። | ሃዋርያት ድማ ቅዱሳት ጽሑፋት ምንባብን ብዛዕባኡ ምስትንታንን ንኣገልግሎቶም ኣገዳሲ ምዃኑ ተገንዚቦም ነይሮም እዮም። |
4,249 | tg_am | ሃዋርያት ድማ ቅዱሳት ጽሑፋት ምንባብን ብዛዕባኡ ምስትንታንን ንኣገልግሎቶም ኣገዳሲ ምዃኑ ተገንዚቦም ነይሮም እዮም። | ሐዋርያትም ቅዱሳን መጻሕፍትን ማንበባቸውና ባነበቡት ላይ ማሰላሰላቸው ለአገልግሎታቸው እንደሚጠቅማቸው ተገንዝበው ነበር። |
4,250 | am_tg | በጻፏቸው መጻሕፍት ላይ ከዕብራይስጥ ቅዱሳን መጻሕፍት በተደጋጋሚ ጊዜያት የጠቀሱ ከመሆኑም ሌላ የሚሰብኩላቸውን ሰዎችም ቅዱሳን መጻሕፍትን እንዲያነቡ ያበረታቷቸው ነበር። | ካብ ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ ኸኣ ኣማእታት ሳዕ ኣብ ጽሑፋቶም ጠቒሶም እዮም፣ ነቶም ዚሰብኩሎም ሰባት እውን ከምኡ ኺገብሩ ኣተባቢዖምዎም እዮም። |
4,251 | tg_am | ካብ ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ ኸኣ ኣማእታት ሳዕ ኣብ ጽሑፋቶም ጠቒሶም እዮም፣ ነቶም ዚሰብኩሎም ሰባት እውን ከምኡ ኺገብሩ ኣተባቢዖምዎም እዮም። | በጻፏቸው መጻሕፍት ላይ ከዕብራይስጥ ቅዱሳን መጻሕፍት በተደጋጋሚ ጊዜያት የጠቀሱ ከመሆኑም ሌላ የሚሰብኩላቸውን ሰዎችም ቅዱሳን መጻሕፍትን እንዲያነቡ ያበረታቷቸው ነበር። |
4,252 | am_tg | እኛም የአምላክን ቃል በየዕለቱ የማንበብንና የማሰላሰልን አስፈላጊነት እንገነዘባለን። | ሎሚ፡ ንሕና እውን መዓልቲ መዓልቲ ቓል ኣምላኽ ምንባብን ብጸሎት ብዛዕባኡ ምስትንታንን ኣገዳሲ ምዃኑ ንፈልጥ ኢና። |
4,253 | tg_am | ሎሚ፡ ንሕና እውን መዓልቲ መዓልቲ ቓል ኣምላኽ ምንባብን ብጸሎት ብዛዕባኡ ምስትንታንን ኣገዳሲ ምዃኑ ንፈልጥ ኢና። | እኛም የአምላክን ቃል በየዕለቱ የማንበብንና የማሰላሰልን አስፈላጊነት እንገነዘባለን። |
4,254 | am_tg | ይህን ማድረጋችን በይሖዋ ፊት ምንጊዜም ትሑትና በቀላሉ የምንቀረጽ እንድንሆን ይረዳናል። | ከምኡ ምስ እንገብር፡ ወትሩ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ትሑታት፡ ኣብ ኣእዳዉ እውን ተቐረጽቲ ንኸውን ኢና። |
4,255 | tg_am | ከምኡ ምስ እንገብር፡ ወትሩ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ትሑታት፡ ኣብ ኣእዳዉ እውን ተቐረጽቲ ንኸውን ኢና። | ይህን ማድረጋችን በይሖዋ ፊት ምንጊዜም ትሑትና በቀላሉ የምንቀረጽ እንድንሆን ይረዳናል። |
4,256 | am_tg | ገባኦናውያን እስራኤላውያንን እየረዳቸው ያለው እውነተኛው አምላክ መሆኑን ተገንዝበው ነበር። | ጊብዖናውያን እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ንእስራኤል ከም ዚድግፎም ኣለልዮም እዮም። |
4,257 | tg_am | ጊብዖናውያን እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ንእስራኤል ከም ዚድግፎም ኣለልዮም እዮም። | ገባኦናውያን እስራኤላውያንን እየረዳቸው ያለው እውነተኛው አምላክ መሆኑን ተገንዝበው ነበር። |
4,258 | am_tg | ረዓብም እሷ በኖረችበት ዘመን ከተከናወኑት ነገሮች በስተጀርባ የአምላክ እጅ እንዳለ መገንዘብ ችላለች። | ረሃብ እውን ንኢድ ኣምላኽ ከተስተውዕላ ኽኢላ እያ። |
4,259 | tg_am | ረሃብ እውን ንኢድ ኣምላኽ ከተስተውዕላ ኽኢላ እያ። | ረዓብም እሷ በኖረችበት ዘመን ከተከናወኑት ነገሮች በስተጀርባ የአምላክ እጅ እንዳለ መገንዘብ ችላለች። |
4,260 | am_tg | ይሖዋ ሕዝቡን እንዴት እንዳዳናቸው ከሰማች በኋላ ለሁለቱ እስራኤላውያን ሰላዮች ይሖዋ ምድሪቱን እንደሚሰጣችሁ አውቃለሁ ብላቸዋለች። | የሆዋ ንህዝቡ ኸመይ ገይሩ ኸም ዜናግፎም ምስ ፈለጠት፡ ነቶም ክልተ እስራኤላውያን ሰለይቲ፡ የሆዋ ነዛ ምድሪ እዚኣ ኸም ዚህበኩም እፈልጥ እየ በለቶም። |
4,261 | tg_am | የሆዋ ንህዝቡ ኸመይ ገይሩ ኸም ዜናግፎም ምስ ፈለጠት፡ ነቶም ክልተ እስራኤላውያን ሰለይቲ፡ የሆዋ ነዛ ምድሪ እዚኣ ኸም ዚህበኩም እፈልጥ እየ በለቶም። | ይሖዋ ሕዝቡን እንዴት እንዳዳናቸው ከሰማች በኋላ ለሁለቱ እስራኤላውያን ሰላዮች ይሖዋ ምድሪቱን እንደሚሰጣችሁ አውቃለሁ ብላቸዋለች። |
4,262 | am_tg | እንዲህ ያለ አቋም መያዟ ሕይወቷን አደጋ ላይ የሚጥል ቢሆንም ይሖዋ እሷንም ሆነ ቤተሰቧን ማዳን እንደሚችል እምነት እንዳላት አሳይታለች። | ከምዚ ዝበለ መትከል ምሓዛ ኣብ ሓደጋ ዜእትዋ እኳ እንተ ነበረ፡ የሆዋ ንዓኣን ንቤተ ሰባን ኬድሕና ኸም ዚኽእል እምነታ ገሊጻ እያ። |
4,263 | tg_am | ከምዚ ዝበለ መትከል ምሓዛ ኣብ ሓደጋ ዜእትዋ እኳ እንተ ነበረ፡ የሆዋ ንዓኣን ንቤተ ሰባን ኬድሕና ኸም ዚኽእል እምነታ ገሊጻ እያ። | እንዲህ ያለ አቋም መያዟ ሕይወቷን አደጋ ላይ የሚጥል ቢሆንም ይሖዋ እሷንም ሆነ ቤተሰቧን ማዳን እንደሚችል እምነት እንዳላት አሳይታለች። |
4,264 | am_tg | በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ የተጠቀሱ ሌሎች በርካታ ምሳሌዎችም አምላክን ማየት ወይም በአንድ ጉዳይ ላይ የእሱ እጅ እንዳለበት መመልከት ሲባል ምን ማለት እንደሆነ እንድንገነዘብ ይረዱናል። | እዝን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ኻልእ ሓያሎ ኣብነታትን፡ ንኣምላኽ ወይ ንኢድ ኣምላኽ ምርኣይ ማለት እንታይ ከም ዜመልክት ክንርዳእ ይሕግዘና እዩ። |
4,265 | tg_am | እዝን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ኻልእ ሓያሎ ኣብነታትን፡ ንኣምላኽ ወይ ንኢድ ኣምላኽ ምርኣይ ማለት እንታይ ከም ዜመልክት ክንርዳእ ይሕግዘና እዩ። | በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ የተጠቀሱ ሌሎች በርካታ ምሳሌዎችም አምላክን ማየት ወይም በአንድ ጉዳይ ላይ የእሱ እጅ እንዳለበት መመልከት ሲባል ምን ማለት እንደሆነ እንድንገነዘብ ይረዱናል። |
4,266 | am_tg | እኛም ይሖዋን እያወቅነው ስንሄድ ባሕርያቱንና ድርጊቱን በልባችን ዓይኖች ስለምናስተውል በአንድ ጉዳይ ላይ እጁ እንዳለበት ማየት እንችላለን። | ንሕና እውን ንኣምላኽ ምስ ፈለጥናዮ፡ ባህርያቱን ተግባራቱን ብኣዒንቲ ልብና ስለ እነስተውዕሎ፡ ንኢዱ ኽንርእያ ንኽእል ኢና። |
4,267 | tg_am | ንሕና እውን ንኣምላኽ ምስ ፈለጥናዮ፡ ባህርያቱን ተግባራቱን ብኣዒንቲ ልብና ስለ እነስተውዕሎ፡ ንኢዱ ኽንርእያ ንኽእል ኢና። | እኛም ይሖዋን እያወቅነው ስንሄድ ባሕርያቱንና ድርጊቱን በልባችን ዓይኖች ስለምናስተውል በአንድ ጉዳይ ላይ እጁ እንዳለበት ማየት እንችላለን። |
4,268 | am_tg | ይሖዋ ሕዝቡን እንደሚረዳ በግልጽ እንደተመለከቱት በጥንት ጊዜ እንደነበሩትም ሆነ በዘመናችን እንዳሉት ሰዎች መሆን እንደምንፈልግ ምንም ጥርጥር የለውም። | ከምቶም ጥንቲ ዀነ ሕጂ የሆዋ ንህዝቡ ኺድግፍ ከሎ ብንጹር ዝረኣዩ ሰባት ክንከውን ከም እንደሊ ዜጠራጥር ኣይኰነን። |
4,269 | tg_am | ከምቶም ጥንቲ ዀነ ሕጂ የሆዋ ንህዝቡ ኺድግፍ ከሎ ብንጹር ዝረኣዩ ሰባት ክንከውን ከም እንደሊ ዜጠራጥር ኣይኰነን። | ይሖዋ ሕዝቡን እንደሚረዳ በግልጽ እንደተመለከቱት በጥንት ጊዜ እንደነበሩትም ሆነ በዘመናችን እንዳሉት ሰዎች መሆን እንደምንፈልግ ምንም ጥርጥር የለውም። |
4,270 | am_tg | ማርታ፣ ኢየሱስ እንደሚወዳት በስም የተጠቀሰችው ብቸኛዋ ሴት ናት፤ እርግጥ ኢየሱስ አምላክን ለሚታዘዙ ሌሎች ሴቶችም ከራስ ወዳድነት ነፃ የሆነ ፍቅር ነበረው፤ ለምሳሌ ሥጋዊ እናቱን ማርያምን እንዲሁም የማርታን እህት ማርያምን ይወድዳቸው ነበር። | ካብቶም የሱስ ከም ዜፍቅሮም እተገልጹ፡ ብስማ እተጠቕሰት ሰበይቲ ማርታ ጥራይ እኳ እንተ ዀነት፡ ነታ ምድራዊት ኣዲኡ ዝነበረት ማርያምን ንማርያም ሓብቲ ማርታን ንኻልኦት ፍርሃት ኣምላኽ ዝነበረን ኣንስትን እውን ስስዐ ዘይብላ ፍቕሪ ነይራቶ እያ። |
4,271 | tg_am | ካብቶም የሱስ ከም ዜፍቅሮም እተገልጹ፡ ብስማ እተጠቕሰት ሰበይቲ ማርታ ጥራይ እኳ እንተ ዀነት፡ ነታ ምድራዊት ኣዲኡ ዝነበረት ማርያምን ንማርያም ሓብቲ ማርታን ንኻልኦት ፍርሃት ኣምላኽ ዝነበረን ኣንስትን እውን ስስዐ ዘይብላ ፍቕሪ ነይራቶ እያ። | ማርታ፣ ኢየሱስ እንደሚወዳት በስም የተጠቀሰችው ብቸኛዋ ሴት ናት፤ እርግጥ ኢየሱስ አምላክን ለሚታዘዙ ሌሎች ሴቶችም ከራስ ወዳድነት ነፃ የሆነ ፍቅር ነበረው፤ ለምሳሌ ሥጋዊ እናቱን ማርያምን እንዲሁም የማርታን እህት ማርያምን ይወድዳቸው ነበር። |
4,272 | am_tg | ታዲያ ማርታ በወንጌል ዘገባው ውስጥ በዚህ መንገድ የተገለጸችው ለምንድን ነው? | ኣብ ጸብጻብ ወንጌል፡ ማርታ በዚ ኸምዚ እተጠቕሰት ደኣ እሞ ስለምንታይ እያ፧ |
4,273 | tg_am | ኣብ ጸብጻብ ወንጌል፡ ማርታ በዚ ኸምዚ እተጠቕሰት ደኣ እሞ ስለምንታይ እያ፧ | ታዲያ ማርታ በወንጌል ዘገባው ውስጥ በዚህ መንገድ የተገለጸችው ለምንድን ነው? |
4,274 | am_tg | ኢየሱስ ማርታን ይወዳት የነበረው እንግዳ ተቀባይና ታታሪ በመሆኗ ብቻ ሳይሆን በመንፈሳዊነቷም ጭምር እንደሆነ ምንም ጥርጥር የለውም። | የሱስ ንማርታ ፍቕሪ ዝነበሮ፡ ተቐባሊት ጋሻን ትግህትን ስለ ዝነበረት ጥራይ ዘይኰነስ፡ መንፈሳዊት ሰበይቲ እውን ስለ ዝነበረት እዩ። |
4,275 | tg_am | የሱስ ንማርታ ፍቕሪ ዝነበሮ፡ ተቐባሊት ጋሻን ትግህትን ስለ ዝነበረት ጥራይ ዘይኰነስ፡ መንፈሳዊት ሰበይቲ እውን ስለ ዝነበረት እዩ። | ኢየሱስ ማርታን ይወዳት የነበረው እንግዳ ተቀባይና ታታሪ በመሆኗ ብቻ ሳይሆን በመንፈሳዊነቷም ጭምር እንደሆነ ምንም ጥርጥር የለውም። |
4,276 | am_tg | በኢየሱስ ትምህርቶች ከልብ የምታምን ሴት ነበረች። | ብትምህርትታት የሱስ ብሓቂ እትኣምን ሰበይቲ እያ ነይራ። |
4,277 | tg_am | ብትምህርትታት የሱስ ብሓቂ እትኣምን ሰበይቲ እያ ነይራ። | በኢየሱስ ትምህርቶች ከልብ የምታምን ሴት ነበረች። |
4,278 | am_tg | ማርታ፣ ኢየሱስ ተስፋ የተደረገበት መሲሕ እንደሆነ አምና በመቀበል አስደናቂ እምነት እንዳላት አሳይታለች። | የሱስ ተስፋ እተገብረሉ መሲሕ ምዃኑ እውን ብጽኑዕ ትኣምን ነይራ እያ። |
4,279 | tg_am | የሱስ ተስፋ እተገብረሉ መሲሕ ምዃኑ እውን ብጽኑዕ ትኣምን ነይራ እያ። | ማርታ፣ ኢየሱስ ተስፋ የተደረገበት መሲሕ እንደሆነ አምና በመቀበል አስደናቂ እምነት እንዳላት አሳይታለች። |
4,280 | am_tg | ይሁንና እሷም እንደ ሌሎቻችን ሁሉ ፍጽምና ይጎድላታል። | እንተዀነ ግና፡ ከማና ዘይፍጽምቲ እያ ነይራ። |
4,281 | tg_am | እንተዀነ ግና፡ ከማና ዘይፍጽምቲ እያ ነይራ። | ይሁንና እሷም እንደ ሌሎቻችን ሁሉ ፍጽምና ይጎድላታል። |
4,282 | am_tg | በአንድ ወቅት ኢየሱስ በቤቷ እየተስተናገደ ሳለ ማርታ ትክክል አይደለም ብላ ያሰበችውን አንድ ሁኔታ ለማስተካከል ኢየሱስ ምን ማድረግ እንዳለበት ለመናገር ደፍራ ነበር። | ሓደ እዋን የሱስ ኣብ ቤታ ተኣንጊዱ ኸሎ፡ ንየሱስ ነቲ ጌጋ ኸም ዝዀነ ዝኣመነትሉ ነገር ኪእርሞ ነገረቶ። |
4,283 | tg_am | ሓደ እዋን የሱስ ኣብ ቤታ ተኣንጊዱ ኸሎ፡ ንየሱስ ነቲ ጌጋ ኸም ዝዀነ ዝኣመነትሉ ነገር ኪእርሞ ነገረቶ። | በአንድ ወቅት ኢየሱስ በቤቷ እየተስተናገደ ሳለ ማርታ ትክክል አይደለም ብላ ያሰበችውን አንድ ሁኔታ ለማስተካከል ኢየሱስ ምን ማድረግ እንዳለበት ለመናገር ደፍራ ነበር። |
4,284 | am_tg | ማርታ ጌታ ሆይ፣ እህቴ ሥራውን ሁሉ ለእኔ ጥላ ስትቀመጥ ምንም ግድ አይሰጥህም? | ጐይታይ፡ ሓብተይ ሓዲጋትኒ በይነይ ከገልግልዶ ግዲ የብልካን ኢኻ፧ |
4,285 | tg_am | ጐይታይ፡ ሓብተይ ሓዲጋትኒ በይነይ ከገልግልዶ ግዲ የብልካን ኢኻ፧ | ማርታ ጌታ ሆይ፣ እህቴ ሥራውን ሁሉ ለእኔ ጥላ ስትቀመጥ ምንም ግድ አይሰጥህም? |
4,286 | am_tg | መጥታ እንድታግዘኝ ንገራት እንጂ አለችው። | መጺኣ ኽትሕግዘኒ እባ ንገራ ድማ በለቶ። |
4,287 | tg_am | መጺኣ ኽትሕግዘኒ እባ ንገራ ድማ በለቶ። | መጥታ እንድታግዘኝ ንገራት እንጂ አለችው። |
4,288 | am_tg | ሁልጊዜ በመንፈሳዊ ነገሮች ላይ የምናሰላስል ከሆነ ለእውነት ያለንን ቅንዓት ይዘን መቀጠል እንችላለን። | ብዛዕባ መንፈሳዊ ነገራት ብቐጻሊ ምስ እንሓስብ፡ ወትሩ ንሓቂ ቕንኣት ኪህልወና እዩ። |
4,289 | tg_am | ብዛዕባ መንፈሳዊ ነገራት ብቐጻሊ ምስ እንሓስብ፡ ወትሩ ንሓቂ ቕንኣት ኪህልወና እዩ። | ሁልጊዜ በመንፈሳዊ ነገሮች ላይ የምናሰላስል ከሆነ ለእውነት ያለንን ቅንዓት ይዘን መቀጠል እንችላለን። |
4,290 | am_tg | በዚህ መንገድ ለወንድሞቻችንም ሆነ በመስክ አገልግሎት ለምናገኛቸው ሰዎች የእረፍት ምንጭ እንሆናለን። | በዚ ኸምዚ ድማ፡ ንኣሕዋትናን ነቶም ኣብ ኣገልግሎት እንረኽቦም ተገዳስነት ዘለዎም ሰባትን ምንጪ ዕረፍቲ ኽንኰኖም ኢና። |
4,291 | tg_am | በዚ ኸምዚ ድማ፡ ንኣሕዋትናን ነቶም ኣብ ኣገልግሎት እንረኽቦም ተገዳስነት ዘለዎም ሰባትን ምንጪ ዕረፍቲ ኽንኰኖም ኢና። | በዚህ መንገድ ለወንድሞቻችንም ሆነ በመስክ አገልግሎት ለምናገኛቸው ሰዎች የእረፍት ምንጭ እንሆናለን። |
4,292 | am_tg | አምላክ በሰጠን ታላቅ ስጦታ ላይ ማለትም በኢየሱስ ቤዛዊ መሥዋዕት ላይ ማሰላሰላችን ቅዱስ ከሆነው አባታችን ከይሖዋ ጋር የመሠረትነውን የጠበቀ ዝምድና ከፍ አድርገን እንድንመለከት ይረዳናል። | ብዛዕባ እቲ ዝዓበየ ውህበት ኣምላኽ ዝዀነ መስዋእታዊ በጃ የሱስ ኣዕሚቝና ምስትንታንና፡ ነቲ ምስቲ ቕዱስ ኣቦና ዝዀነ የሆዋ ዘሎና ናይ ቀረባ ርክብ ኣኽቢርና ኽንርእዮ ኺሕግዘና እዩ። |
4,293 | tg_am | ብዛዕባ እቲ ዝዓበየ ውህበት ኣምላኽ ዝዀነ መስዋእታዊ በጃ የሱስ ኣዕሚቝና ምስትንታንና፡ ነቲ ምስቲ ቕዱስ ኣቦና ዝዀነ የሆዋ ዘሎና ናይ ቀረባ ርክብ ኣኽቢርና ኽንርእዮ ኺሕግዘና እዩ። | አምላክ በሰጠን ታላቅ ስጦታ ላይ ማለትም በኢየሱስ ቤዛዊ መሥዋዕት ላይ ማሰላሰላችን ቅዱስ ከሆነው አባታችን ከይሖዋ ጋር የመሠረትነውን የጠበቀ ዝምድና ከፍ አድርገን እንድንመለከት ይረዳናል። |
4,294 | am_tg | ማርክ የተባለ በደቡብ አፍሪካ የሚኖርና በክርስቲያናዊ ገለልተኛ አቋሙ የተነሳ ለሦስት ዓመት ታስሮ የነበረ ወንድም እንዲህ ብሏል፦ ማሰላሰል በጣም ከሚያስደስት ጉዞ ጋር ሊመሳሰል ይችላል። | ብክርስትያናዊ ገለልትነቱ ሰለስተ ዓመት እተኣስረ ማርክ ዚብሃል ደቡብ ኣፍሪቃዊ ኸምዚ በለ፦ ምስትንታን መሳጢ እዩ። |
4,295 | tg_am | ብክርስትያናዊ ገለልትነቱ ሰለስተ ዓመት እተኣስረ ማርክ ዚብሃል ደቡብ ኣፍሪቃዊ ኸምዚ በለ፦ ምስትንታን መሳጢ እዩ። | ማርክ የተባለ በደቡብ አፍሪካ የሚኖርና በክርስቲያናዊ ገለልተኛ አቋሙ የተነሳ ለሦስት ዓመት ታስሮ የነበረ ወንድም እንዲህ ብሏል፦ ማሰላሰል በጣም ከሚያስደስት ጉዞ ጋር ሊመሳሰል ይችላል። |
4,296 | am_tg | በመንፈሳዊ ነገሮች ላይ ይበልጥ ባሰላሰልን መጠን ስለ አምላካችን ስለ ይሖዋ ብዙ አዳዲስ ነገሮችን እያወቅን እንሄዳለን። | ብዛዕባ መንፈሳዊ ነገራት ዝያዳ ብዘስተንተንና መጠን፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ ዝያዳ ሓድሽ ነገራት ንረክብ ኢና። |
4,297 | tg_am | ብዛዕባ መንፈሳዊ ነገራት ዝያዳ ብዘስተንተንና መጠን፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ ዝያዳ ሓድሽ ነገራት ንረክብ ኢና። | በመንፈሳዊ ነገሮች ላይ ይበልጥ ባሰላሰልን መጠን ስለ አምላካችን ስለ ይሖዋ ብዙ አዳዲስ ነገሮችን እያወቅን እንሄዳለን። |
4,298 | am_tg | አንዳንድ ጊዜ ተስፋ ስቆርጥ ወይም ስለ ወደፊቱ ጊዜ ስጨነቅ መጽሐፍ ቅዱሴን አውጥቼ አነባለሁ፤ ከዚያም በጥቅሶቹ ላይ አሰላስላለሁ። | ሓድሓደ እዋን፡ ተስፋ ክቘርጽ ከለኹ ወይ ብዛዕባ መጻኢ ኽጭነቕ ከለኹ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ኣልዒለ ብዛዕባ ሓደ ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ አስተንትን እየ። |
4,299 | tg_am | ሓድሓደ እዋን፡ ተስፋ ክቘርጽ ከለኹ ወይ ብዛዕባ መጻኢ ኽጭነቕ ከለኹ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ኣልዒለ ብዛዕባ ሓደ ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ አስተንትን እየ። | አንዳንድ ጊዜ ተስፋ ስቆርጥ ወይም ስለ ወደፊቱ ጊዜ ስጨነቅ መጽሐፍ ቅዱሴን አውጥቼ አነባለሁ፤ ከዚያም በጥቅሶቹ ላይ አሰላስላለሁ። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.