Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
4,300 | am_tg | በዚህ ጊዜ ውስጤ ይረጋጋል። | ብሓቂ ኸም ዜህድኣኒ ዀይኑ እዩ ዚስምዓኒ። |
4,301 | tg_am | ብሓቂ ኸም ዜህድኣኒ ዀይኑ እዩ ዚስምዓኒ። | በዚህ ጊዜ ውስጤ ይረጋጋል። |
4,302 | am_tg | ወላጆች ተገቢ በሚሆንበት ጊዜ፣ አንድ ዓይነት መመሪያ ወይም ውሳኔ ያስተላለፋችሁበትን ምክንያት ለልጆቻችሁ ንገሯቸው። | ኣድላዪ ኪኸውን ከሎ፡ ሓደ ሕጊ ዘውጻኣካሉ ወይ ሓደ ውሳነ ዝገበርካሉ ምኽንያት ንውሉዳትካ ግለጸሎም። |
4,303 | tg_am | ኣድላዪ ኪኸውን ከሎ፡ ሓደ ሕጊ ዘውጻኣካሉ ወይ ሓደ ውሳነ ዝገበርካሉ ምኽንያት ንውሉዳትካ ግለጸሎም። | ወላጆች ተገቢ በሚሆንበት ጊዜ፣ አንድ ዓይነት መመሪያ ወይም ውሳኔ ያስተላለፋችሁበትን ምክንያት ለልጆቻችሁ ንገሯቸው። |
4,304 | am_tg | በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ የሚገኝ ልጃችሁ ስለ ጉዳዩ ያላችሁ አመለካከት ግልጽ ከሆነለት ከልቡ ለመታዘዝ ሊነሳሳ ይችላል። | ውሉድካ ብዛዕባ እቲ ጕዳይ እንታይ ከም እትሓስብ እንተ ተረዲእዎ፡ ብፍታው ልቢ ኺእዘዘካ ኺድረኽ እዩ። |
4,305 | tg_am | ውሉድካ ብዛዕባ እቲ ጕዳይ እንታይ ከም እትሓስብ እንተ ተረዲእዎ፡ ብፍታው ልቢ ኺእዘዘካ ኺድረኽ እዩ። | በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ የሚገኝ ልጃችሁ ስለ ጉዳዩ ያላችሁ አመለካከት ግልጽ ከሆነለት ከልቡ ለመታዘዝ ሊነሳሳ ይችላል። |
4,306 | am_tg | የአራት ልጆች አባት የሆነው ባሪ እንዲህ ብሏል፦ ምክንያታችሁን መግለጻችሁ በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ የሚገኙ ልጆቻችሁ እንዲተማመኑባችሁ ያደርጋል፤ ምክንያቱም ውሳኔ የምታደርጉት እንዳሰኛችሁ እንዳልሆነ ወይም ሐሳባችሁን ዝም ብላችሁ እንደማትለዋውጡ ከዚህ ይልቅ ምክንያታዊ እንደሆናችሁ መመልከት ይችላሉ። | ኣርባዕተ ቘልዑ ዘዕበየ ባሪ፡ ንመንእሰያት ምኽንያታት ምስ ዚንገሮም፡ ውሳነታትካ ብሃውሪ ዚግበር ወይ ፊን ከም ዝበለካ ዚለዋወጥ ዘይኰነስ፡ ሚዛናዊ ምዃኑ ስለ ዚግንዘቡ፡ ኪኣምኑኻ ይሕግዞም እዩ ይብል። |
4,307 | tg_am | ኣርባዕተ ቘልዑ ዘዕበየ ባሪ፡ ንመንእሰያት ምኽንያታት ምስ ዚንገሮም፡ ውሳነታትካ ብሃውሪ ዚግበር ወይ ፊን ከም ዝበለካ ዚለዋወጥ ዘይኰነስ፡ ሚዛናዊ ምዃኑ ስለ ዚግንዘቡ፡ ኪኣምኑኻ ይሕግዞም እዩ ይብል። | የአራት ልጆች አባት የሆነው ባሪ እንዲህ ብሏል፦ ምክንያታችሁን መግለጻችሁ በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ የሚገኙ ልጆቻችሁ እንዲተማመኑባችሁ ያደርጋል፤ ምክንያቱም ውሳኔ የምታደርጉት እንዳሰኛችሁ እንዳልሆነ ወይም ሐሳባችሁን ዝም ብላችሁ እንደማትለዋውጡ ከዚህ ይልቅ ምክንያታዊ እንደሆናችሁ መመልከት ይችላሉ። |
4,308 | am_tg | በተጨማሪም በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ የሚገኙ ልጆች የማሰብ ችሎታቸውን ተጠቅመው ወደ ጉልምስና እያደጉ መሆኑን አስታውሱ። | መንእሰይ ናይ ርእሱ ኣእምሮ ዘለዎ በጽሒ ንምዃን ይበስል እዩ ዘሎ። |
4,309 | tg_am | መንእሰይ ናይ ርእሱ ኣእምሮ ዘለዎ በጽሒ ንምዃን ይበስል እዩ ዘሎ። | በተጨማሪም በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ የሚገኙ ልጆች የማሰብ ችሎታቸውን ተጠቅመው ወደ ጉልምስና እያደጉ መሆኑን አስታውሱ። |
4,310 | am_tg | ባሪ በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ የሚገኙ ልጆች በስሜት ሳይሆን በምክንያት ላይ የተመሠረተ ጥሩ ውሳኔ ማድረግን መማር አለባቸው ብሏል። | ብዛዕባ እዚ ኸኣ ባሪ፡ መንእሰያት ኣብ ስምዒት ዘይኰነስ፡ ኣብ ምኽንያት ተመርኲሶም ናይ ልብምና ውሳነታት ምግባር ኪምሃሩ ኣለዎም ኢሉ ገሊጹ ኣሎ። |
4,311 | tg_am | ብዛዕባ እዚ ኸኣ ባሪ፡ መንእሰያት ኣብ ስምዒት ዘይኰነስ፡ ኣብ ምኽንያት ተመርኲሶም ናይ ልብምና ውሳነታት ምግባር ኪምሃሩ ኣለዎም ኢሉ ገሊጹ ኣሎ። | ባሪ በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ የሚገኙ ልጆች በስሜት ሳይሆን በምክንያት ላይ የተመሠረተ ጥሩ ውሳኔ ማድረግን መማር አለባቸው ብሏል። |
4,312 | am_tg | በጉርምስና ዕድሜ ላይ የሚገኘው ልጃችሁ አንድን ውሳኔ ያደረጋችሁበትን ምክንያት በትሕትና ስትገልጹለት፣ ወደ ጉልምስና እያደገ መሆኑን እንደተገነዘባችሁ ማስተዋል ይችላል፤ እንዲሁም የማሰብ ችሎታውን ተጠቅሞ የራሱን ውሳኔ ማድረግን ይማራል። | ንውሳነታትካ ዚኸውን ምኽንያታት ብትሕትና ኽትገልጽ ከለኻ፡ መንእሰይ ውሉድካ ናብ ብስለት ይዓቢ ኸም ዘሎ ኣሚንካ ምህላውካ ይፍለጦ እዩ፣ ውሳነታቱ ብኣእምሮኡ ተጠቒሙ ኺገብር ከም ዘለዎ እውን ይምሃር እዩ። |
4,313 | tg_am | ንውሳነታትካ ዚኸውን ምኽንያታት ብትሕትና ኽትገልጽ ከለኻ፡ መንእሰይ ውሉድካ ናብ ብስለት ይዓቢ ኸም ዘሎ ኣሚንካ ምህላውካ ይፍለጦ እዩ፣ ውሳነታቱ ብኣእምሮኡ ተጠቒሙ ኺገብር ከም ዘለዎ እውን ይምሃር እዩ። | በጉርምስና ዕድሜ ላይ የሚገኘው ልጃችሁ አንድን ውሳኔ ያደረጋችሁበትን ምክንያት በትሕትና ስትገልጹለት፣ ወደ ጉልምስና እያደገ መሆኑን እንደተገነዘባችሁ ማስተዋል ይችላል፤ እንዲሁም የማሰብ ችሎታውን ተጠቅሞ የራሱን ውሳኔ ማድረግን ይማራል። |
4,314 | am_tg | መንፈስ ቅዱስ በተለያዩ መንገዶች ሊቀርጸን ይችላል። | መንፈስ ቅዱስ ብሓያሎ መገድታት ይቐርጸና እዩ። |
4,315 | tg_am | መንፈስ ቅዱስ ብሓያሎ መገድታት ይቐርጸና እዩ። | መንፈስ ቅዱስ በተለያዩ መንገዶች ሊቀርጸን ይችላል። |
4,316 | am_tg | ለምሳሌ ያህል፣ የክርስቶስን ዓይነት ባሕርያት እንድናዳብር ይረዳናል፤ ከእነዚህ ባሕርያት መካከል የአምላክ መንፈስ ፍሬ ገጽታዎች ይገኙበታል። | ንኣብነት፡ ከም ናይ ክርስቶስ ዝበለ ባህርያት ከነማዕብል ይሕግዘና እዩ፣ እዚ ባህርያት እዚ ድማ ንእተፈላለየ መዳያት ፍረ መንፈስ ኣምላኽ የጠቓልል። |
4,317 | tg_am | ንኣብነት፡ ከም ናይ ክርስቶስ ዝበለ ባህርያት ከነማዕብል ይሕግዘና እዩ፣ እዚ ባህርያት እዚ ድማ ንእተፈላለየ መዳያት ፍረ መንፈስ ኣምላኽ የጠቓልል። | ለምሳሌ ያህል፣ የክርስቶስን ዓይነት ባሕርያት እንድናዳብር ይረዳናል፤ ከእነዚህ ባሕርያት መካከል የአምላክ መንፈስ ፍሬ ገጽታዎች ይገኙበታል። |
4,318 | am_tg | ከመንፈስ ፍሬ ገጽታዎች አንዱ ፍቅር ነው። | ሓንቲ ኻብቲ እተፈላለየ መዳያት እቲ ፍረ ኸኣ ፍቕሪ ኽትጥቀስ ይከኣል። |
4,319 | tg_am | ሓንቲ ኻብቲ እተፈላለየ መዳያት እቲ ፍረ ኸኣ ፍቕሪ ኽትጥቀስ ይከኣል። | ከመንፈስ ፍሬ ገጽታዎች አንዱ ፍቅር ነው። |
4,320 | am_tg | አምላክን እንወደዋለን፤ እንዲሁም የአምላክ ትእዛዛት ከባዶች እንዳልሆኑ ስለምንገነዘብ እሱን መታዘዝና በእሱ መቀረጽ እንፈልጋለን። | ንሕና ንኣምላኽ ነፍቅሮ ኢና፣ ትእዛዛቱ ኸቢድ ከም ዘይኰነ ስለ እንፈልጥ ድማ፡ ክንእዘዞን ብእኡ ኽንቅረጽን ንደሊ ኢና። |
4,321 | tg_am | ንሕና ንኣምላኽ ነፍቅሮ ኢና፣ ትእዛዛቱ ኸቢድ ከም ዘይኰነ ስለ እንፈልጥ ድማ፡ ክንእዘዞን ብእኡ ኽንቅረጽን ንደሊ ኢና። | አምላክን እንወደዋለን፤ እንዲሁም የአምላክ ትእዛዛት ከባዶች እንዳልሆኑ ስለምንገነዘብ እሱን መታዘዝና በእሱ መቀረጽ እንፈልጋለን። |
4,322 | am_tg | በተጨማሪም ይህ ዓለምም ሆነ የሚያሳድረው መጥፎ መንፈስ እንዳይቀርጸን የመንፈስ ቅዱስ እርዳታ ያስፈልገናል። | ነቲ ዓለምን እቲ ኽፉእ መንፈሳን ንምቕራጽና ዜሕድሮ ጽልዋ ምእንቲ ኽንጻረሮ እውን፡ መንፈስ ቅዱስ ብርታዐ ኺህበና ይኽእል እዩ። |
4,323 | tg_am | ነቲ ዓለምን እቲ ኽፉእ መንፈሳን ንምቕራጽና ዜሕድሮ ጽልዋ ምእንቲ ኽንጻረሮ እውን፡ መንፈስ ቅዱስ ብርታዐ ኺህበና ይኽእል እዩ። | በተጨማሪም ይህ ዓለምም ሆነ የሚያሳድረው መጥፎ መንፈስ እንዳይቀርጸን የመንፈስ ቅዱስ እርዳታ ያስፈልገናል። |
4,324 | am_tg | ሐዋርያው ጳውሎስ ወጣት በነበረበት ጊዜ የሃይማኖት መሪዎቹ የትዕቢት ዝንባሌ ከፍተኛ ተጽዕኖ አሳድሮበት ነበር፤ ይሁንና መንፈስ ቅዱስ አመለካከቱን እንዲለውጥ ረድቶታል፤ ከጊዜ በኋላ ጳውሎስ ኃይልን በሚሰጠኝ በእሱ አማካኝነት ለሁሉም ነገር የሚሆን ብርታት አለኝ ሲል ጽፏል። | እቲ ብንእስነቱ ብመንፈስ ትምክሕቲ መራሕቲ ሃይማኖት ኣይሁድ ኣጸቢቑ ተጸልዩ ዝነበረ ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ጸኒሑ፡ በቲ ሓይሊ ዚህበኒ ንዅሉ እኽእሎ እየ ኢሉ ኺጽሕፍ ክኢሉ እዩ። |
4,325 | tg_am | እቲ ብንእስነቱ ብመንፈስ ትምክሕቲ መራሕቲ ሃይማኖት ኣይሁድ ኣጸቢቑ ተጸልዩ ዝነበረ ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ጸኒሑ፡ በቲ ሓይሊ ዚህበኒ ንዅሉ እኽእሎ እየ ኢሉ ኺጽሕፍ ክኢሉ እዩ። | ሐዋርያው ጳውሎስ ወጣት በነበረበት ጊዜ የሃይማኖት መሪዎቹ የትዕቢት ዝንባሌ ከፍተኛ ተጽዕኖ አሳድሮበት ነበር፤ ይሁንና መንፈስ ቅዱስ አመለካከቱን እንዲለውጥ ረድቶታል፤ ከጊዜ በኋላ ጳውሎስ ኃይልን በሚሰጠኝ በእሱ አማካኝነት ለሁሉም ነገር የሚሆን ብርታት አለኝ ሲል ጽፏል። |
4,326 | am_tg | እኛም እንደ ጳውሎስ፣ ይሖዋ መንፈስ ቅዱስ እንዲሰጠን አዘውትረን እንጠይቀው። | ስለዚ፡ ከም ጳውሎስ፡ መንፈስ ቅዱስ ኪውሃበና ብቐጻሊ ንለምን። |
4,327 | tg_am | ስለዚ፡ ከም ጳውሎስ፡ መንፈስ ቅዱስ ኪውሃበና ብቐጻሊ ንለምን። | እኛም እንደ ጳውሎስ፣ ይሖዋ መንፈስ ቅዱስ እንዲሰጠን አዘውትረን እንጠይቀው። |
4,328 | am_tg | ይሖዋ የዋሆች የሚያቀርቡትን ልባዊ ልመና ይሰማል። | የሆዋ ነቲ ዓቃላት ብትሕትና ዜቕርብዎ ልማኖ ዕሽሽ ኣይብሎን እዩ። |
4,329 | tg_am | የሆዋ ነቲ ዓቃላት ብትሕትና ዜቕርብዎ ልማኖ ዕሽሽ ኣይብሎን እዩ። | ይሖዋ የዋሆች የሚያቀርቡትን ልባዊ ልመና ይሰማል። |
4,330 | am_tg | በአገልግሎት የተለየ ቅንዓት እንዳለህ ይሰማሃል? | ኣብ ኣገልግሎት ካብ ንቡር ሓለፍ ዝበለ ቕንኣት ኣሎካዶ፧ |
4,331 | tg_am | ኣብ ኣገልግሎት ካብ ንቡር ሓለፍ ዝበለ ቕንኣት ኣሎካዶ፧ | በአገልግሎት የተለየ ቅንዓት እንዳለህ ይሰማሃል? |
4,332 | am_tg | የአምላክን ጥልቅ ነገሮች መቆፈር የሚያስደስትህ ትጉ የአምላክ ቃል ተማሪ ነህ? | ንመዓሙቝ ኣምላኽ ምምርማር እትፈቱ ንፉዕ ተምሃራይ ቃል ኣምላኽ ዲኻ፧ |
4,333 | tg_am | ንመዓሙቝ ኣምላኽ ምምርማር እትፈቱ ንፉዕ ተምሃራይ ቃል ኣምላኽ ዲኻ፧ | የአምላክን ጥልቅ ነገሮች መቆፈር የሚያስደስትህ ትጉ የአምላክ ቃል ተማሪ ነህ? |
4,334 | am_tg | በአገልግሎትህ የይሖዋን ልዩ በረከት እንዳገኘህ ይሰማሃል? | ኣብ ኣገልግሎትካ ፍሉይ በረኸት የሆዋ ርኢኻ ዲኻ፧ |
4,335 | tg_am | ኣብ ኣገልግሎትካ ፍሉይ በረኸት የሆዋ ርኢኻ ዲኻ፧ | በአገልግሎትህ የይሖዋን ልዩ በረከት እንዳገኘህ ይሰማሃል? |
4,336 | am_tg | የይሖዋን ፈቃድ ለማድረግ ከፍተኛ ፍላጎት አለህ? | ፍቓድ የሆዋ ንምግባር ብርቱዕ ባህጊ ኣሎካዶ፧ |
4,337 | tg_am | ፍቓድ የሆዋ ንምግባር ብርቱዕ ባህጊ ኣሎካዶ፧ | የይሖዋን ፈቃድ ለማድረግ ከፍተኛ ፍላጎት አለህ? |
4,338 | am_tg | ሌሎችን በመንፈሳዊ የመርዳት ኃላፊነት እንዳለብህ ከልብ ይሰማሃል? | ንኻልኦት ብመንፈሳዊ መገዲ ንምሕጋዝ ኣብ ውሽጥኻ ሓላፍነት ይስምዓካ ድዩ፧ |
4,339 | tg_am | ንኻልኦት ብመንፈሳዊ መገዲ ንምሕጋዝ ኣብ ውሽጥኻ ሓላፍነት ይስምዓካ ድዩ፧ | ሌሎችን በመንፈሳዊ የመርዳት ኃላፊነት እንዳለብህ ከልብ ይሰማሃል? |
4,340 | am_tg | በሕይወትህ ውስጥ የይሖዋን እጅ እንዳየህ የሚያረጋግጥ ማስረጃ ተመልክተሃል? | የሆዋ ብብሕቲ ኣብ ህይወትካ ጣልቃ ኸም ዝኣተወ መርትዖ ርኢኻ ዲኻ፧ |
4,341 | tg_am | የሆዋ ብብሕቲ ኣብ ህይወትካ ጣልቃ ኸም ዝኣተወ መርትዖ ርኢኻ ዲኻ፧ | በሕይወትህ ውስጥ የይሖዋን እጅ እንዳየህ የሚያረጋግጥ ማስረጃ ተመልክተሃል? |
4,342 | am_tg | ለእነዚህ ጥያቄዎች በልበ ሙሉነት አዎ የሚል መልስ የምትሰጥ ከሆነ ሰማያዊ ጥሪ አለህ ማለት ነው? | ነዘን ሕቶታት እዚአን እወ ኢልካ እንተ መሊስካ፡ ሰማያዊ ጽውዓ ኣሎካ ማለት ድዩ፧ |
4,343 | tg_am | ነዘን ሕቶታት እዚአን እወ ኢልካ እንተ መሊስካ፡ ሰማያዊ ጽውዓ ኣሎካ ማለት ድዩ፧ | ለእነዚህ ጥያቄዎች በልበ ሙሉነት አዎ የሚል መልስ የምትሰጥ ከሆነ ሰማያዊ ጥሪ አለህ ማለት ነው? |
4,344 | am_tg | አይደለም። | ኣይኰነን። |
4,345 | tg_am | ኣይኰነን። | አይደለም። |
4,346 | am_tg | ለምን? | ስለምንታይ፧ |
4,347 | tg_am | ስለምንታይ፧ | ለምን? |
4,348 | am_tg | ምክንያቱም እንዲህ ያለ ስሜት የሚሰማቸው ሰማያዊ ጥሪ ያላቸው ሰዎች ብቻ አይደሉም። | ምኽንያቱ፡ እዚ ስምዒታት እዚ ነቶም ሰማያዊ ጽውዓ ዘለዎም ጥራይ ዚስምዖም መንፈስ የሆዋ ኣብቶም ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ኪነብሩ ተስፋ ዘለዎም እውን ብማዕረ ይዓዪ እዩ። |
4,349 | tg_am | ምኽንያቱ፡ እዚ ስምዒታት እዚ ነቶም ሰማያዊ ጽውዓ ዘለዎም ጥራይ ዚስምዖም መንፈስ የሆዋ ኣብቶም ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ኪነብሩ ተስፋ ዘለዎም እውን ብማዕረ ይዓዪ እዩ። | ምክንያቱም እንዲህ ያለ ስሜት የሚሰማቸው ሰማያዊ ጥሪ ያላቸው ሰዎች ብቻ አይደሉም። |
4,350 | am_tg | የይሖዋ መንፈስ በምድር ላይ ለዘላለም የመኖር ተስፋ ባላቸው ሰዎች ላይም በእኩል ደረጃ ይሠራል። | ከም ሓቂ እኳ ደኣስ፡ ሰማያዊ ጽውዓ ተቐቢለ ደዀን እኸውን፧ |
4,351 | tg_am | ከም ሓቂ እኳ ደኣስ፡ ሰማያዊ ጽውዓ ተቐቢለ ደዀን እኸውን፧ | የይሖዋ መንፈስ በምድር ላይ ለዘላለም የመኖር ተስፋ ባላቸው ሰዎች ላይም በእኩል ደረጃ ይሠራል። |
4,352 | am_tg | እንዲያውም ሰማያዊ ጥሪ እንዳለህ ጥያቄ የሚፈጠርብህ ከሆነ ይህ በራሱ እንዲህ ዓይነት ጥሪ እንዳላገኘህ ያሳያል። | ኢልካ ትሓስብ እንተ ኣሊኻ፡ እዚ ንባዕሉ ነቲ ጽውዓ ኸም ዘይተቐበልካ እዩ ዚሕብር። |
4,353 | tg_am | ኢልካ ትሓስብ እንተ ኣሊኻ፡ እዚ ንባዕሉ ነቲ ጽውዓ ኸም ዘይተቐበልካ እዩ ዚሕብር። | እንዲያውም ሰማያዊ ጥሪ እንዳለህ ጥያቄ የሚፈጠርብህ ከሆነ ይህ በራሱ እንዲህ ዓይነት ጥሪ እንዳላገኘህ ያሳያል። |
4,354 | am_tg | የያዕቆብ ደብዳቤ፣ ክርስቲያኖች ያላቸው እውነተኛ እምነት፣ ተግባርንም እንደሚጨምር ይገልጻል። | መልእኽቲ ያእቆብ ናይ ሓቂ ክርስትያናዊት እምነት ብግብሪ ኽትርአ ኸም ዘለዋ ትገልጽ እያ። |
4,355 | tg_am | መልእኽቲ ያእቆብ ናይ ሓቂ ክርስትያናዊት እምነት ብግብሪ ኽትርአ ኸም ዘለዋ ትገልጽ እያ። | የያዕቆብ ደብዳቤ፣ ክርስቲያኖች ያላቸው እውነተኛ እምነት፣ ተግባርንም እንደሚጨምር ይገልጻል። |
4,356 | am_tg | ያዕቆብ እምነትህን ከሥራ ለይተህ አሳየኝ፤ እኔ ደግሞ እምነቴን በሥራ አሳይሃለሁ በማለት ጽፏል። | እምነትካ ብዘይ ግብሪ ኣርእየኒ፡ ኣነ እውን ብግብረይ ገይረ እምነተይ ከርእየካ እየ ኢሉ ድማ ጸሓፈ። |
4,357 | tg_am | እምነትካ ብዘይ ግብሪ ኣርእየኒ፡ ኣነ እውን ብግብረይ ገይረ እምነተይ ከርእየካ እየ ኢሉ ድማ ጸሓፈ። | ያዕቆብ እምነትህን ከሥራ ለይተህ አሳየኝ፤ እኔ ደግሞ እምነቴን በሥራ አሳይሃለሁ በማለት ጽፏል። |
4,358 | am_tg | ያዕቆብ ቀጥሎ የተናገረው ሐሳብ አንድን ነገር እንዲሁ አምኖ በመቀበልና እምነትን በተግባር በማሳየት መካከል ትልቅ ልዩነት እንዳለ ይጠቁማል። | ያእቆብ እንታይነት እምነት ብንጹር ገሊጹ እዩ። |
4,359 | tg_am | ያእቆብ እንታይነት እምነት ብንጹር ገሊጹ እዩ። | ያዕቆብ ቀጥሎ የተናገረው ሐሳብ አንድን ነገር እንዲሁ አምኖ በመቀበልና እምነትን በተግባር በማሳየት መካከል ትልቅ ልዩነት እንዳለ ይጠቁማል። |
4,360 | am_tg | ለምሳሌ አጋንንት አምላክ እንዳለ ያምናሉ፤ ሆኖም እውነተኛ እምነት አላቸው ሊባል አይችልም። | ኣጋንንቲ፡ ኣምላኽ ከም ዘሎ ይኣምኑ እኳ እንተ ዀኑ፡ እምነቶም ህላወ ኣምላኽ ካብ ምቕባል ዚሓልፍ ኣይኰነን። |
4,361 | tg_am | ኣጋንንቲ፡ ኣምላኽ ከም ዘሎ ይኣምኑ እኳ እንተ ዀኑ፡ እምነቶም ህላወ ኣምላኽ ካብ ምቕባል ዚሓልፍ ኣይኰነን። | ለምሳሌ አጋንንት አምላክ እንዳለ ያምናሉ፤ ሆኖም እውነተኛ እምነት አላቸው ሊባል አይችልም። |
4,362 | am_tg | እንዲያውም የአምላክ ዓላማዎች እንዳይፈጸሙ ለማድረግ የሚጥሩ መሆኑ እምነት እንደሌላቸው የሚያሳይ ነው። | እኳ ደኣስ፡ ኣንጻር ምፍጻም ዕላማ ኣምላኽ እዮም ዚዓይዩ። |
4,363 | tg_am | እኳ ደኣስ፡ ኣንጻር ምፍጻም ዕላማ ኣምላኽ እዮም ዚዓይዩ። | እንዲያውም የአምላክ ዓላማዎች እንዳይፈጸሙ ለማድረግ የሚጥሩ መሆኑ እምነት እንደሌላቸው የሚያሳይ ነው። |
4,364 | am_tg | ያዕቆብ አክሎም በጥንት ዘመን የኖረን የእምነት ሰው በመጥቀስ እንዲህ ብሏል፦ አባታችን አብርሃም ልጁን ይስሐቅን በመሠዊያ ላይ ካቀረበ በኋላ የጸደቀው በሥራ አይደለም? | ይኹን እምበር፡ ያእቆብ ብግዜ ጥንቲ ብዛዕባ ዝነበረ ናይ እምነት ሰብ ኪገልጽ ከሎ፡ ኣብርሃም ኣቦና ንይስሃቅ ወዱ ኣብ መሰውኢ ምስ ኣቕረቦ፡ ብግብሩዶ ኣይጸደቐን፧ |
4,365 | tg_am | ይኹን እምበር፡ ያእቆብ ብግዜ ጥንቲ ብዛዕባ ዝነበረ ናይ እምነት ሰብ ኪገልጽ ከሎ፡ ኣብርሃም ኣቦና ንይስሃቅ ወዱ ኣብ መሰውኢ ምስ ኣቕረቦ፡ ብግብሩዶ ኣይጸደቐን፧ | ያዕቆብ አክሎም በጥንት ዘመን የኖረን የእምነት ሰው በመጥቀስ እንዲህ ብሏል፦ አባታችን አብርሃም ልጁን ይስሐቅን በመሠዊያ ላይ ካቀረበ በኋላ የጸደቀው በሥራ አይደለም? |
4,366 | am_tg | እምነቱ ከሥራው ጋር አብሮ ይሠራ እንደነበረና ሥራው እምነቱን ፍጹም እንዳደረገው ትገነዘባለህ። | እምነቱ ምስ ግብሩ ዀይና ኸም ዝዓየየት፡ እምነቱ ድማ ብግብሩ ፍጽምቲ ኸም ዝዀነት፡ ትርኢ ኣለኻ በለ። |
4,367 | tg_am | እምነቱ ምስ ግብሩ ዀይና ኸም ዝዓየየት፡ እምነቱ ድማ ብግብሩ ፍጽምቲ ኸም ዝዀነት፡ ትርኢ ኣለኻ በለ። | እምነቱ ከሥራው ጋር አብሮ ይሠራ እንደነበረና ሥራው እምነቱን ፍጹም እንዳደረገው ትገነዘባለህ። |
4,368 | am_tg | ከዚያም ያዕቆብ እምነት በሥራ መገለጽ እንዳለበት ለማሳየት በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ተናግሯል። | እምነት ብግብሪ ኽትርአ ኸም ዘለዋ ንምግላጽ ከኣ፡ ኣስዒቡ ነዘን ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘለዋ ቓላት ተዛረበ። |
4,369 | tg_am | እምነት ብግብሪ ኽትርአ ኸም ዘለዋ ንምግላጽ ከኣ፡ ኣስዒቡ ነዘን ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘለዋ ቓላት ተዛረበ። | ከዚያም ያዕቆብ እምነት በሥራ መገለጽ እንዳለበት ለማሳየት በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ተናግሯል። |
4,370 | am_tg | ሳይንስ ስለ ጽንፈ ዓለምና ስለ ምድር ብዙ ነገር ያሳወቀን ከመሆኑም ሌላ በተለያዩ የሕይወታችን ዘርፎች ጥቅም አስገኝቶልናል። | ስነ ፍልጠት ብዛዕባ ዩኒቨርስን ብዛዕባ ምድርናን ብዙሕ ገሊጹ እዩ፣ እዚ ድማ ኣብ እተፈላለየ መዳያት ህይወትና ጠቒሙና እዩ። |
4,371 | tg_am | ስነ ፍልጠት ብዛዕባ ዩኒቨርስን ብዛዕባ ምድርናን ብዙሕ ገሊጹ እዩ፣ እዚ ድማ ኣብ እተፈላለየ መዳያት ህይወትና ጠቒሙና እዩ። | ሳይንስ ስለ ጽንፈ ዓለምና ስለ ምድር ብዙ ነገር ያሳወቀን ከመሆኑም ሌላ በተለያዩ የሕይወታችን ዘርፎች ጥቅም አስገኝቶልናል። |
4,372 | am_tg | ይሁንና ሳይንስ የማይመልሳቸው በርካታ ጥያቄዎች አሉ። | ይኹን እምበር፡ ስነ ፍልጠት ኪምልሶ ዘይከኣለ ብዙሕ ሕቶታት ኣሎ። |
4,373 | tg_am | ይኹን እምበር፡ ስነ ፍልጠት ኪምልሶ ዘይከኣለ ብዙሕ ሕቶታት ኣሎ። | ይሁንና ሳይንስ የማይመልሳቸው በርካታ ጥያቄዎች አሉ። |
4,374 | am_tg | ለምሳሌ ያህል፣ የሥነ ፈለክ ተመራማሪዎች ጽንፈ ዓለም ወደ ሕልውና የመጣው እንዴት እንደሆነ ወይም የሰው ልጆችም ሆኑ ስፍር ቁጥር የሌላቸው ሌሎች ሕያዋን ፍጥረታት በምድር ላይ ሊኖሩ የቻሉት ለምን እንደሆነ ሊነግሩን አይችሉም። | ንኣብነት፡ ተመራመርቲ ስነ ኰዀብ፡ ዩኒቨርስ ብኸመይ ናብ ህልውና ኸም ዝመጸ ወይ ከኣ ስለምንታይ ኣብዛ ብህያዋን ፍጥረታት ዝመልአት ምድሪ ኸም ዘለና ብልክዕ ኪነግሩና ኣይክእሉን እዮም። |
4,375 | tg_am | ንኣብነት፡ ተመራመርቲ ስነ ኰዀብ፡ ዩኒቨርስ ብኸመይ ናብ ህልውና ኸም ዝመጸ ወይ ከኣ ስለምንታይ ኣብዛ ብህያዋን ፍጥረታት ዝመልአት ምድሪ ኸም ዘለና ብልክዕ ኪነግሩና ኣይክእሉን እዮም። | ለምሳሌ ያህል፣ የሥነ ፈለክ ተመራማሪዎች ጽንፈ ዓለም ወደ ሕልውና የመጣው እንዴት እንደሆነ ወይም የሰው ልጆችም ሆኑ ስፍር ቁጥር የሌላቸው ሌሎች ሕያዋን ፍጥረታት በምድር ላይ ሊኖሩ የቻሉት ለምን እንደሆነ ሊነግሩን አይችሉም። |
4,376 | am_tg | በተጨማሪም የሰው ልጆች ለዘላለም የመኖር ጉጉት እንዲኖራቸው ያደረገው ምን እንደሆነ አብዛኞቹ ሰዎች አያውቁም። | ብዘይካዚ፡ ደቂ ሰብ ብሓፈሻ ስለምንታይ ንዘለኣለም ኪነብሩ ሓያል ባህጊ ኸም ዘለዎም ኬብርሁልና ኣይክእሉን እዮም። |
4,377 | tg_am | ብዘይካዚ፡ ደቂ ሰብ ብሓፈሻ ስለምንታይ ንዘለኣለም ኪነብሩ ሓያል ባህጊ ኸም ዘለዎም ኬብርሁልና ኣይክእሉን እዮም። | በተጨማሪም የሰው ልጆች ለዘላለም የመኖር ጉጉት እንዲኖራቸው ያደረገው ምን እንደሆነ አብዛኞቹ ሰዎች አያውቁም። |
4,378 | am_tg | በጣም አስፈላጊ ቢሆኑም መልስ ያላገኙ በርካታ ጥያቄዎች ሊኖሩ የቻሉት ለምንድን ነው? | ኣዝዩ ብዙሕ ኣገዳሲ ሕቶታት ክሳዕ ሕጂ ምላሽ ዘይረኸበ ስለምንታይ እዩ፧ |
4,379 | tg_am | ኣዝዩ ብዙሕ ኣገዳሲ ሕቶታት ክሳዕ ሕጂ ምላሽ ዘይረኸበ ስለምንታይ እዩ፧ | በጣም አስፈላጊ ቢሆኑም መልስ ያላገኙ በርካታ ጥያቄዎች ሊኖሩ የቻሉት ለምንድን ነው? |
4,380 | am_tg | አንዱ ምክንያት፣ ብዙ የሳይንስ ሊቃውንትን ጨምሮ በርካታ ሰዎች አምላክ የለም የሚለውን አስተሳሰብና የዝግመተ ለውጥን ጽንሰ ሐሳብ ስለሚያራምዱ ነው። | ሓደ ኻብቲ ምኽንያት፡ ሓያሎ ተመራመርቲ ስነ ፍልጠትን ካልኦትን ብኣምላኽ ስለ ዘይኣምኑን ክልሰ ሓሳብ ስነ ፍልቀት ስለ ዚስዕቡን እዩ። |
4,381 | tg_am | ሓደ ኻብቲ ምኽንያት፡ ሓያሎ ተመራመርቲ ስነ ፍልጠትን ካልኦትን ብኣምላኽ ስለ ዘይኣምኑን ክልሰ ሓሳብ ስነ ፍልቀት ስለ ዚስዕቡን እዩ። | አንዱ ምክንያት፣ ብዙ የሳይንስ ሊቃውንትን ጨምሮ በርካታ ሰዎች አምላክ የለም የሚለውን አስተሳሰብና የዝግመተ ለውጥን ጽንሰ ሐሳብ ስለሚያራምዱ ነው። |
4,382 | am_tg | ይሖዋ ግን በዓለም ዙሪያ በሚገኙ ሰዎች አእምሮ ውስጥ ለሚፈጠሩት ጥያቄዎች በቃሉ ይኸውም እሱ ባስጻፈው መጽሐፍ አማካኝነት መልስ ሰጥቷል። | ይኹን እምበር፡ የሆዋ ኣብ መጽሓፉ ምላሽ እቲ ንሓያሎ ሰባት ዜጨንቖም ሕቶታት ሂቡ ኣሎ። |
4,383 | tg_am | ይኹን እምበር፡ የሆዋ ኣብ መጽሓፉ ምላሽ እቲ ንሓያሎ ሰባት ዜጨንቖም ሕቶታት ሂቡ ኣሎ። | ይሖዋ ግን በዓለም ዙሪያ በሚገኙ ሰዎች አእምሮ ውስጥ ለሚፈጠሩት ጥያቄዎች በቃሉ ይኸውም እሱ ባስጻፈው መጽሐፍ አማካኝነት መልስ ሰጥቷል። |
4,384 | am_tg | ይሖዋ ካወጣቸው የማይለዋወጡና አስተማማኝ የተፈጥሮ ሕግጋት ውጭ ሕይወታችንን መምራት አንችልም። | ኣብቲ የሆዋ ዝሰረቶ ዘይለዋወጥን ዜተኣማምንን ሕግታት ተፈጥሮ ንውከል ኢና። |
4,385 | tg_am | ኣብቲ የሆዋ ዝሰረቶ ዘይለዋወጥን ዜተኣማምንን ሕግታት ተፈጥሮ ንውከል ኢና። | ይሖዋ ካወጣቸው የማይለዋወጡና አስተማማኝ የተፈጥሮ ሕግጋት ውጭ ሕይወታችንን መምራት አንችልም። |
4,386 | am_tg | የኤሌክትሪክና የቧንቧ ሠራተኞች፣ መሐንዲሶች፣ አውሮፕላን አብራሪዎችና የቀዶ ጥገና ሐኪሞች ሥራቸውን የሚያከናውኑት በተፈጥሮ ሕጎች ተማምነው ነው። | ሰብ ሞያ ኤለክትሪክን ገጠምቲ ቱቦታት ማይን መሃንድሳትን መራሕቲ ነፈርትን ሓካይም መጥባሕትን ዕዮኦም ኪዓይዩ ኸለዉ ኣብዚ ሕግታት እዚ ይውከሉ እዮም። |
4,387 | tg_am | ሰብ ሞያ ኤለክትሪክን ገጠምቲ ቱቦታት ማይን መሃንድሳትን መራሕቲ ነፈርትን ሓካይም መጥባሕትን ዕዮኦም ኪዓይዩ ኸለዉ ኣብዚ ሕግታት እዚ ይውከሉ እዮም። | የኤሌክትሪክና የቧንቧ ሠራተኞች፣ መሐንዲሶች፣ አውሮፕላን አብራሪዎችና የቀዶ ጥገና ሐኪሞች ሥራቸውን የሚያከናውኑት በተፈጥሮ ሕጎች ተማምነው ነው። |
4,388 | am_tg | አንዳንድ ክርስቲያኖች፣ የይሖዋ ምሥክር ያልሆነ የትዳር ጓደኛ ይኖራቸው ይሆናል። | ኣብ ገሊኡ መዳያት፡ ሓዲኦም ካብ መንጎ ሰብ ሓዳር ኣገልጋሊ የሆዋ ኸይከውን ይኽእል እዩ። |
4,389 | tg_am | ኣብ ገሊኡ መዳያት፡ ሓዲኦም ካብ መንጎ ሰብ ሓዳር ኣገልጋሊ የሆዋ ኸይከውን ይኽእል እዩ። | አንዳንድ ክርስቲያኖች፣ የይሖዋ ምሥክር ያልሆነ የትዳር ጓደኛ ይኖራቸው ይሆናል። |
4,390 | am_tg | ሁኔታው እንዲህ ቢሆንም እንኳ አብረው መኖራቸው የተሻለ የሚሆንባቸው ምክንያቶች እንዳሉ መጽሐፍ ቅዱስ ይናገራል። | ኣብ ትሕቲ ኸምዚ ዝኣመሰለ ዅነታት፡ ስለምንታይ ኪፋላለዩ ኸም ዘይብሎም መጽሓፍ ቅዱስ ጽቡቕ ምኽንያታት ይህብ እዩ። |
4,391 | tg_am | ኣብ ትሕቲ ኸምዚ ዝኣመሰለ ዅነታት፡ ስለምንታይ ኪፋላለዩ ኸም ዘይብሎም መጽሓፍ ቅዱስ ጽቡቕ ምኽንያታት ይህብ እዩ። | ሁኔታው እንዲህ ቢሆንም እንኳ አብረው መኖራቸው የተሻለ የሚሆንባቸው ምክንያቶች እንዳሉ መጽሐፍ ቅዱስ ይናገራል። |
4,392 | am_tg | የይሖዋ አምላኪ ያልሆነው የትዳር ጓደኛ ቢገነዘበውም ባይገነዘበውም፣ አማኝ በሆነው የትዳር ጓደኛው የተነሳ ተቀድሷል። | እቲ ዘይኣማኒ ወይ እታ ዘይኣማኒት ይፍለጥዎ ወይ ኣይፍለጥዎ፡ ብሳላ እቲ ኣማኒ ተቐዲሱ ወይ ተቐዲሳ ኺብሃሉ ይከኣል እዮም። |
4,393 | tg_am | እቲ ዘይኣማኒ ወይ እታ ዘይኣማኒት ይፍለጥዎ ወይ ኣይፍለጥዎ፡ ብሳላ እቲ ኣማኒ ተቐዲሱ ወይ ተቐዲሳ ኺብሃሉ ይከኣል እዮም። | የይሖዋ አምላኪ ያልሆነው የትዳር ጓደኛ ቢገነዘበውም ባይገነዘበውም፣ አማኝ በሆነው የትዳር ጓደኛው የተነሳ ተቀድሷል። |
4,394 | am_tg | ልጆቻቸውም ቢሆኑ ቅዱሳን እንደሆኑ ተደርገው የሚቆጠሩ ሲሆን መለኮታዊ ጥበቃ ያገኛሉ። | እቶም ውሉዳቶም እውን ቅዱሳት እዮም፣ ስለዚ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ቦታ ኣለዎም። |
4,395 | tg_am | እቶም ውሉዳቶም እውን ቅዱሳት እዮም፣ ስለዚ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ቦታ ኣለዎም። | ልጆቻቸውም ቢሆኑ ቅዱሳን እንደሆኑ ተደርገው የሚቆጠሩ ሲሆን መለኮታዊ ጥበቃ ያገኛሉ። |
4,396 | am_tg | በሁሉም የይሖዋ ምሥክሮች ጉባኤ ውስጥ ማለት ይቻላል ለትዳር ጓደኛቸው መዳን ምክንያት የሆኑ ክርስቲያን ባለትዳሮች አሉ። | ዳርጋ ኣብ ኵለን ጉባኤታት ናይ የሆዋ መሰ ኻኽር፡ ንመጻምድቶም ዘድሓኑ ሰብ ሓዳር ኣለዉ። |
4,397 | tg_am | ዳርጋ ኣብ ኵለን ጉባኤታት ናይ የሆዋ መሰ ኻኽር፡ ንመጻምድቶም ዘድሓኑ ሰብ ሓዳር ኣለዉ። | በሁሉም የይሖዋ ምሥክሮች ጉባኤ ውስጥ ማለት ይቻላል ለትዳር ጓደኛቸው መዳን ምክንያት የሆኑ ክርስቲያን ባለትዳሮች አሉ። |
4,398 | am_tg | ሐዋርያው ጴጥሮስ፣ ክርስቲያን ሚስቶች ለባሎቻቸው እንዲገዙ ምክር ሲሰጥ እንዲህ ብሏል፦ ለቃሉ የማይታዘዙ ባሎች ካሉ ያለ ቃል በሚስቶቻቸው ምግባር እንዲማረኩ ለባሎቻችሁ ተገዙ፤ ሊማረኩ የሚችሉትም ንጹሕ ምግባራችሁንና የምታሳዩትን ጥልቅ አክብሮት ሲመለከቱ ነው። | ሃዋርያ ጴጥሮስ ንክርስትያን ኣንስቲ፡ ገለ ነቲ ቓል ዘይእዘዙ እንተ ኣልዮም፡ ብዘይ ቃል ብኣካይዳ ኣንስቶም ምእንቲ ኺማረኹ ንሰብኡትክን ተገዝኣኦም፣ ከምኡ ዚዀኑ ድማ፡ ነቲ ንጹህ ኣካይዳኽንን ብዙሕ ኣኽብሮትክንን ምስ ረኣዩ እዮም ኢሉ ምዒድወን ኣሎ። |
4,399 | tg_am | ሃዋርያ ጴጥሮስ ንክርስትያን ኣንስቲ፡ ገለ ነቲ ቓል ዘይእዘዙ እንተ ኣልዮም፡ ብዘይ ቃል ብኣካይዳ ኣንስቶም ምእንቲ ኺማረኹ ንሰብኡትክን ተገዝኣኦም፣ ከምኡ ዚዀኑ ድማ፡ ነቲ ንጹህ ኣካይዳኽንን ብዙሕ ኣኽብሮትክንን ምስ ረኣዩ እዮም ኢሉ ምዒድወን ኣሎ። | ሐዋርያው ጴጥሮስ፣ ክርስቲያን ሚስቶች ለባሎቻቸው እንዲገዙ ምክር ሲሰጥ እንዲህ ብሏል፦ ለቃሉ የማይታዘዙ ባሎች ካሉ ያለ ቃል በሚስቶቻቸው ምግባር እንዲማረኩ ለባሎቻችሁ ተገዙ፤ ሊማረኩ የሚችሉትም ንጹሕ ምግባራችሁንና የምታሳዩትን ጥልቅ አክብሮት ሲመለከቱ ነው። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.