Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
4,400
am_tg
በሰይጣን ዓለም ውስጥ ያለው መንፈስ በብዙ ሰዎች ላይ ተጽዕኖ ያሳድራል።
መብዛሕትኦም ዘይፍጹማት ሰባት ብመንፈስ እዛ ናይ ሰይጣን ዓለም ብዙሕ ተጸልዮም እዮም።
4,401
tg_am

4,402
am_tg
በዚህም ምክንያት ብዙዎች፣ ለሌሎች ሰዎች ተገቢውን አክብሮት ከማሳየት ይልቅ አምልኮ አከል ክብር ይሰጧቸዋል።
በዚ ምኽንያት እዚ ድማ፡ ሰባት ንገሊኦም ሰብኡት ወይ ኣንስቲ ግቡእ ክብሪ ጥራይ ኣብ ክንዲ ዚህብዎም፡ የምልኽዎም እዮም።
4,403

4,404
am_tg
ለሃይማኖትና ለፖለቲካ መሪዎች፣ ለታዋቂ ስፖርተኞችና በመዝናኛው ዓለም ላሉ ስመ ጥር ሰዎች እንዲሁም ለሌሎች ዝነኛ ግለሰቦች በጣም የተጋነነ አመለካከት ስላላቸው ለሰው ከሚገባው ያለፈ አክብሮት ያሳዩዋቸዋል።
ንሃይማኖታውያንን ንፖለቲካውያንን መራሕቲ፡ ንስፖርተኛታት፡ ንኸዋኽብቲ ኢንዱስትሪ ምዝንጋዕ፡ ወይ ንኻልኦት ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ፍሉጣት ሰባት፡ ልዕለ ሰብኣዊ ሓይሊ ኸም ዘለዎም ገይሮም እዮም ዚርእይዎም።
4,405

4,406
am_tg
ወጣት አዋቂ ሳይል አብዛኛው ሰው እነዚህን ግለሰቦች እንደ አርዓያ በመውሰድ የእነሱን አኳኋን፣ አለባበስ ወይም ምግባር ይከተላል።
ስለዚ፡ መንእሰያት ኰኑ ዓበይቲ ነዞም ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሰባት ከም ኣርኣያ ገይሮም ስለ ዚርእይዎም፡ ባህርያቶምን ኣከዳድናኦምን ኣካይዳኦምን ይቐድሑ እዮም።
4,407

4,408
am_tg
እውነተኛ ክርስቲያኖች ለሰዎች አክብሮት በማሳየት ረገድ እንዲህ ያለ የተዛባ አመለካከት ላለማዳበር ይጠነቀቃሉ።
ናይ ሓቂ ክርስትያናት ንሰባት ከምዚ ዝኣመሰለ ዘይግቡእ ክብሪ ኣይህቡን እዮም።
4,409

4,410
am_tg
ፍጹም አርዓያ የተወልን፣ ልንመስለው የሚገባ ሰው ክርስቶስ ብቻ ነው።
ፍጹም ኣርኣያ ኪዀነና ዚኽእል ኣብ ምድሪ ዝነበረ ሰብ፡ ክርስቶስ ጥራይ እዩ።
4,411

4,412
am_tg
ሰዎችን ከሚገባቸው በላይ ክብር የምንሰጣቸው ከሆነ አምላክን እናሳዝናለን።
ንሰባት ካብ ዚግብኦም ንላዕሊ ኽብሪ ንህቦም እንተ ዄንና፡ የሆዋ ኣይሕጐሰልናን እዩ።
4,413

4,414
am_tg
ሁሉም ኃጢአት ሠርተዋል፤ የአምላክንም ክብር ማንጸባረቅ ተስኗቸዋል የሚለውን እውነታ ማስታወሳችን ጠቃሚ ነው።
ነቲ፡ ኵሎም ሓጢኦም፡ ክብሪ ኣምላኽ እውን ጐዲልዎም እዩ ዚብል መሰረታዊ ሓቂ ኽንርስዖ የብልናን።
4,415

4,416
am_tg
በእርግጥም አምልኮ አከል ክብር የሚገባው አንድም ሰው የለም።
ምስ ኣምልኾ ዚጸጋጋዕ ክብሪ ኺረክብ ብቕዓት ዘለዎ ሰብ ፈጺሙ የለን።
4,417

4,418
am_tg
እርቅ መፍጠራችን ከይሖዋ ጋር ሰላማዊ ግንኙነት ለመመሥረት አስችሎናል።
እዚ ዕርቂ እዚ ምስ ኣምላኽ ሰላም ከም ዚህልወና እዩ ዚገብር።
4,419

4,420
am_tg
ጳውሎስ ለቅቡዓን ወንድሞቹ በጻፈው ደብዳቤ ላይ ከይሖዋ ጋር ሰላማዊ ግንኙነት የመመሥረት መብት ማግኘታችንን ከይሖዋ ጸጋ ጋር አያይዞ ገልጾታል፦ አሁን በእምነት አማካኝነት ጻድቃን ናችሁ ስለተባልን በጌታችን ኢየሱስ ክርስቶስ በኩል ከአምላክ ጋር ያለንን ሰላም ጠብቀን እንኑር፤ ደግሞም በኢየሱስ አማካኝነት የአምላክን ጸጋ ለማግኘት በእምነት ወደ እሱ መቅረብ የቻልን ሲሆን ይህን ጸጋ አሁን አግኝተናል።
ጳውሎስ ነዚ ፍሉይ መሰል እዚ ምስ ጸጋ የሆዋ ኣመሳሲልዎ ኣሎ።
4,421

4,422
am_tg
ይህ እንዴት ያለ በረከት ነው! ሁላችንም ስንወለድ ጀምሮ ከጽድቅ ጎዳና የራቅን ነበርን።
ከምዚ ድማ በለ፦ ቅቡኣት ኣሕዋት ክርስቶስ ሳላ እምነት ካብ ጸደቕና፡ ምስ ኣምላኽ ብጐይታና የሱስ ክርስቶስ ሰላም ይሃልወና፣ ብእኡ ኸኣ ብእምነት ናብዚ ዘለናዮ ጸጋ፡ መእተዊ ረኺብና ኣለና።
4,423

4,424
am_tg
ይሁንና ነቢዩ ዳንኤል፣ በፍጻሜው ዘመን ጥልቅ ማስተዋል ያላቸው ይኸውም ቅቡዓን ቀሪዎች የጽድቅን ጎዳና እንዲከተሉ ብዙ ሰዎችን እንደሚረዱ ትንቢት ተናግሯል።
እዝስ ኣየ ኸመይ ዝበለ በረኸት ኰን እዩ! ኣብ ግዜ መወዳእታ፡ እቶም ልቦና ዘለዎም፡ ማለት ተረፍ ቅቡኣት፡ ንብዙሓት ናብ ጽድቂ ዜምጽኡ ምዃኖም ነብዪ ዳንኤል ተነብዩ ነይሩ እዩ።
4,425

4,426
am_tg
ቅቡዓን፣ በሚያከናውኑት የስብከትና የማስተማር ሥራ አማካኝነት በሚሊዮን የሚቆጠሩ ሌሎች በጎች በይሖዋ ፊት የጽድቅ አቋም እንዲኖራቸው ረድተዋል።
ተረፍ ቅቡኣት፡ በቲ ናይ ምምሃርን ምስባኽን ዕዮኦም ኣቢሎም፡ ንሚልዮናት ካልኦት ኣባጊዕ ናብ ጽድቂ ኣምጺኦምዎም፡ ማለት ኣብ ቅድሚ የሆዋ ብጽድቂ ኺመላለሱ ሓጊዞምዎም እዮም።
4,427

4,428
am_tg
ይህ ሊሳካ የቻለው ግን በይሖዋ ጸጋ ነው።
ይኹን እምበር፡ እዚ ብጸጋ የሆዋ ጥራይ እዩ ዚከኣል።
4,429
tg_am
ይኹን እምበር፡ እዚ ብጸጋ የሆዋ ጥራይ እዩ ዚከኣል።
ይህ ሊሳካ የቻለው ግን በይሖዋ ጸጋ ነው።
4,430
am_tg
እንዲህ ያለው ጥምረት ከተፈጥሮ ውጭ ነበር፤ ሥጋ የለበሱት መላእክትና የሰው ሴቶች ልጆች፣ ኔፍሊም ተብለው የተጠሩ ዓመፀኛ ልጆች ወለዱ።
እዚ ኣብ መንጎ ስጋ ዝለበሱ መላእኽትን ኣንስትን እተገብረ ዘይባህርያዊ መውስቦ፡ ነፊሊም ዚብሃሉ ዓመጽቲ ደቓሉ ኣፍረየ።
4,431

4,432
am_tg
በወቅቱ የሰው ልጅ ክፋት በምድር ላይ በዝቶ ነበር።
ኣብ ርእሲ እዚ እውን፡ ክፍኣት ሰብ ኣብ ምድሪ በዝሐ።
4,433
tg_am
ኣብ ርእሲ እዚ እውን፡ ክፍኣት ሰብ ኣብ ምድሪ በዝሐ።
በወቅቱ የሰው ልጅ ክፋት በምድር ላይ በዝቶ ነበር።
4,434
am_tg
ይሖዋ ክፉዎችን ለማጥፋት ሲል በኖኅ ዘመን የጥፋት ውኃ አመጣ።
የሆዋ ንእኩያት ንምጥፋእ፡ ብዘመን ኖህ ማይ ኣይሂ ኣምጺኡ እዩ።
4,435

4,436
am_tg
በወቅቱ የነበሩት ሰዎች፣ ትዳርን ጨምሮ በዕለት ተዕለት እንቅስቃሴዎች ከሚገባው በላይ ተጠምደው ስለነበር የጽድቅ ሰባኪ የነበረው ኖኅ ስለሚመጣው ጥፋት የሚናገረውን መልእክት በቁም ነገር አልተመለከቱትም።
ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ሰባት ብመዓልታዊ ጕዳያት ናብራኦም፡ እንተላይ ብመርዓ እምብዛ ትሑዛት ብምንባሮም፡ ነቲ ኖህ እቲ ሰባኽ ጽድቂ ብዛዕባ እቲ ኣንጸላልዩ ዝነበረ ጥፍኣት ዝበሎ ነገር ኣርዚኖም ኣይረኣይዎን።
4,437

4,438
am_tg
ኢየሱስ በኖኅ ዘመን የነበረውን ሁኔታ በዘመናችን ካለው ሁኔታ ጋር አመሳስሎታል።
የሱስ ነቲ ሽዑ ዝነበረ ዅነታት ምስቲ ኣብዚ ግዜና እንርእዮ ዘለና ኣመሳሲልዎ ኣሎ።
4,439

4,440
am_tg
በዛሬው ጊዜ ያሉት አብዛኞቹ ሰዎች፣ ይህ ክፉ ሥርዓት ከመጥፋቱ በፊት ለብሔራት ሁሉ ምሥክር እንዲሆን በመላው ምድር እየተሰበከ ያለውን የአምላክን መንግሥት ምሥራች ለመስማት አሻፈረን ብለዋል።
ሎሚ፡ ብዙሓት ሰባት ነቲ ቕድሚ መወዳእታ እዚ እኩይ ስርዓት እዚ ኣብ ብዘላ ዓለም ንምስክር ኵሎም ኣህዛብ ዚስበኽ ዘሎ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ምስማዕ ይኣብዩ ኣለዉ።
4,441

4,442
am_tg
እኛም እንደ ትዳርና ልጆችን እንደ ማሳደግ የመሳሰሉት የቤተሰብ ጉዳዮችም እንኳ የይሖዋን ቀን በጥድፊያ ስሜት እንዳንጠባበቅ እንቅፋት እንዲሆኑብን ልንፈቅድ አይገባም።
እምበኣር፡ ከም መውስቦን ምዕባይ ቈልዑን ዝኣመሰለ ናይ ቤተ ሰብ ጕዳይ ንመዓልቲ የሆዋ ብንቕሓት ከይንከታተል ዕንቅፋት ኪዀነና ኣይነፍቅድ።
4,443

4,444
am_tg
የምንኖረው የመጨረሻዎቹ ቀናት እየተገባደዱ ባሉበት ጊዜ ላይ ነው፤ መጽሐፍ ቅዱስ ይህን ጊዜ ለመቋቋም የሚያስቸግር በዓይነቱ ልዩ የሆነ ዘመን በማለት ገልጾታል።
ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ንነብር ስለ ዘለና፡ ኣብ ጽንኩር ግዜ ኢና ዘለና።
4,445

4,446
am_tg
ያም ቢሆን ምንጊዜም በመንፈሳዊ ጠንካሮች መሆናችን የዚህን ዓለም መጥፎ ተጽዕኖ እንድናሸንፍ ኃይል ይሰጠናል።
ብመንፈሳዊ መዳይ ድልዱላት ምስ እንኸውን ግና፡ ዓለም ኣሉታዊ ጽልዋታት ከይትገብረልና ንጻረራ ኢና።
4,447

4,448
am_tg
ጳውሎስ በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሲል ያገቡ ክርስቲያኖች፣ ትዳር የሚያስከትላቸውን ኃላፊነቶች ቸል እንዲሉ መምከሩ አይደለም።
ኣብዚ ናይ ሎሚ ጥቕስና ጳውሎስ ንሰብ ሓዳር ነቲ ናይ መውስቦ ግቡኦም ዕሽሽ ኪብሉ ኣይኰነን ዚነግሮም ነይሩ።
4,449

4,450
am_tg
ሆኖም የቀረው ጊዜ አጭር በመሆኑ ቅድሚያ መስጠት ያለባቸው ለመንፈሳዊ ጉዳዮች ነው።
ግናኸ፡ እቲ ተሪፉ ዘሎ ግዜ ሓጺር ምዃኑ ኣብ ግምት ብምእታው፡ ንመንፈሳዊ ነገራት ቀዳምነት ኪህቡ ኣለዎም።
4,451

4,452
am_tg
የምንኖረው በጣም ተፈታታኝ በሆነ ዘመን ውስጥ ከመሆኑም ሌላ ብዙ ትዳሮች ሲፈርሱ እንመለከታለን፤ ያም ቢሆን ትዳራችን ደስታ የሰፈነበትና ስኬታማ እንዲሆን ማድረግ እንችላለን።
ኣብ ኣዝዩ ፈታኒ ግዜ ንነብር እኳ እንተ ኣለና፡ ኣብ መላእ ዓለም እውን ሓዳር ይብተን እኳ እንተሎ፡ ዜሐጕስን ዕዉትን ሓዳር ኪህልወና ይኽእል እዩ።
4,453

4,454
am_tg
በእርግጥም ከይሖዋና ከሕዝቡ ጋር ተቀራርበው የሚኖሩ፣ ቅዱስ ጽሑፋዊ ምክሮችን ተግባራዊ የሚያደርጉ እንዲሁም የይሖዋ ቅዱስ መንፈስ እንዲመራቸው የሚፈቅዱ ያገቡ ክርስቲያኖች አምላክ ያጣመረውን ማንም ሰው አይለያየው የሚለውን መመሪያ ተግባራዊ ማድረግ ይችላሉ።
እወ፡ ምስ ህዝቢ የሆዋ ዝለገቡ፡ ቅዱስ ጽሑፋዊ ምኽሪ ኣብ ግብሪ ዜውዕሉ፡ ነቲ ናይ የሆዋ መንፈስ ቅዱስ ዚህቦ መምርሒ ኸኣ ዚስዕቡ ክርስትያን ሰብ ሓዳር፡ ነቲ ኣምላኽ ዝጸመዶ ኣኽቢሮም ኪመላለሱ ይኽእሉ እዮም።
4,455

4,456
am_tg
በክርስቲያን ጉባኤ ውስጥ እረኛ ሆነው የሚያገለግሉ ብዙ ወንዶች ያስፈልጋሉ፤ በመሆኑም ወደፊት ይህን ኃላፊነት የሚቀበሉት ወንድሞች ቀጣይ የሆነ ሥልጠና ያስፈልጋቸዋል።
ኣብ ክርስትያናዊት ጉባኤ ብዙሓት ጓሶት የድልዩ ኣለዉ፣ እቶም ኣብ መጻኢ ነዚ ዕዮ እዚ ዚዓይዩ ድማ ቀጻሊ ስልጠና የድልዮም እዩ።
4,457

4,458
am_tg
ጳውሎስ ለጢሞቴዎስ እንዲህ ብሎታል፦ ከእኔ የሰማኸውንና ብዙዎች የመሠከሩለትን ነገር፣ ታማኝ ለሆኑ ሰዎች አደራ ስጥ፤ እነሱም በበኩላቸው ሌሎችን ለማስተማር ብቃቱን ያሟላሉ።
ጳውሎስ ንጢሞቴዎስ፡ እቲ ብብዙሓት መሰኻኽር እተደገፈ ኻባይ ዝሰማዕካዮ ነገራት፡ ንኻልኦት ኪምህሩ ንዚበቕዑ እሙናት ሰባት ሕድሪ ሃቦም በሎ።
4,459

4,460
am_tg
ጢሞቴዎስ ሥልጠና ያገኘው በዕድሜ ከሚበልጠው ሐዋርያ ጋር አብሮ በማገልገል ነው።
ጢሞቴዎስ ኣብ ጐድኒ እቲ ብዕድመ ዝደፍአ ሃዋርያ ጳውሎስ ብምግልጋሉ ተማሂሩ እዩ።
4,461

4,462
am_tg
ከዚያም ጢሞቴዎስ ከጳውሎስ የተማረውን ነገር በስብከቱና በሌሎች የቅዱስ አገልግሎት ዘርፎች ተግባራዊ አድርጓል።
ድሕሪኡ፡ ጢሞቴዎስ ነቲ ጳውሎስ እተጠቕመሉ ሜላታት ኣብ ኣገልግሎቱን ኣብ ካልእ መዳያት ቅዱስ ኣገልግሎትን ተጠቒሙሉ እዩ።
4,463

4,464
am_tg
ጳውሎስ፣ ጢሞቴዎስን በራሱ ይሠልጥን ብሎ አልተወውም።
ጳውሎስ ንጢሞቴዎስ ብወዝቢ ኣይኰነን ኣሰልጢንዎ።
4,465
tg_am
ጳውሎስ ንጢሞቴዎስ ብወዝቢ ኣይኰነን ኣሰልጢንዎ።
ጳውሎስ፣ ጢሞቴዎስን በራሱ ይሠልጥን ብሎ አልተወውም።
4,466
am_tg
ከዚህ ይልቅ ይህ ወጣት አብሮት እንዲሠራ አድርጓል።
የግዳስ፡ ብመደብ እዩ ተማሊእዎ።
4,467
tg_am
የግዳስ፡ ብመደብ እዩ ተማሊእዎ።
ከዚህ ይልቅ ይህ ወጣት አብሮት እንዲሠራ አድርጓል።
4,468
am_tg
ሽማግሌዎችም እረኝነት ሲያደርጉ፣ ጥሩ ችሎታ ያላቸውን የጉባኤ አገልጋዮች ተገቢ በሚሆንበት ጊዜ ይዘዋቸው በመሄድ የጳውሎስን ምሳሌ መከተል ይችላሉ።
ሽማግለታት ከኣ ብቕዓት ንዘለዎም ኣገልገልቲ ጉባኤ ናብቲ ግቡእ ዚዀነሉ ጕስነታዊ ምብጻሕ ብምምላእ፡ ኣብነት ጳውሎስ ኪቐድሑ ይኽእሉ እዮም።
4,469

4,470
am_tg
ሽማግሌዎች እንዲህ ማድረጋቸው፣ የጉባኤ አገልጋዮች ከክርስቲያን የበላይ ተመልካቾች የሚጠበቁትን ባሕርያት ይኸውም የማስተማር ችሎታን፣ እምነትን፣ ትዕግሥትንና ፍቅርን እንዴት ማንጸባረቅ እንደሚቻል ለማየት አጋጣሚ ይሰጣቸዋል።
በዚ ኸምዚ ድማ፡ እቶም ኣገልገልቲ ጉባኤ፡ ክርስትያን ሓለውቲ ንምዃን ዜድሊ ትምህርትን እምነትን ዓቕልን ፍቕርን ብኣዒንቶም ኪዕዘቡ ይኽእሉ።
4,471

4,472
am_tg
ይህም ወደፊት የአምላክ መንጋ እረኞች የሚሆኑት ወንድሞች ተገቢውን ሥልጠና ማግኘት እንዲችሉ አስተዋጽኦ ያበረክታል።
እዚ ኣሰራርሓ እዚ፡ ንስልጠና እቶም ናይ መጻኢ ጓሶት መጓሰ ኣምላኽ ኣበርክቶ ይገብር እዩ።
4,473

4,474
am_tg
ብዙዎች ከሚታገሏቸው ነገሮች አንዱ የሥጋ ድክመት ነው።
ሓደ ኻብቲ ብዙሓት ዚቃለስዎ ነገራት፡ ስጋዊ ድኽመት እዩ።
4,475
tg_am
ሓደ ኻብቲ ብዙሓት ዚቃለስዎ ነገራት፡ ስጋዊ ድኽመት እዩ።
ብዙዎች ከሚታገሏቸው ነገሮች አንዱ የሥጋ ድክመት ነው።
4,476
am_tg
ሌሎች ደግሞ ለአገልግሎቱ አዎንታዊ አመለካከት ለመያዝ ከፍተኛ ጥረት ማድረግ አስፈልጓቸዋል።
ካልኦት ከኣ ብዛዕባ ኣገልግሎት ኣወንታዊ ኣመለኻኽታ ኼማዕብሉ ይቃለሱ እዮም።
4,477

4,478
am_tg
አንተም ካለብህ የጤና እክል ወይም ከብቸኝነት ስሜት ጋር እየታገልክ ይሆናል።
ምናልባት ከኣ ናይ ጥዕና ጸገም ወይ ጽምዋ ኽትጻወር የድልየካ ይኸውን።
4,479

4,480
am_tg
ያስቀየማቸውን ወይም ከባድ በደል የፈጸመባቸውን ሰው ይቅር ለማለት የሚታገሉም አሉ።
ነቲ ገሊኦም ንዝበደሎም ሰብ ይቕረ ንምባል ዚገብርዎ ቓልሲ እውን ዕሽሽ ክንብሎ የብልናን።
4,481

4,482
am_tg
በይሖዋ አገልግሎት ያሳለፍነው ጊዜ ምንም ያህል ቢሆን ሁላችንም፣ ለታማኞቹ ወሮታ ከፋይ የሆነውን አምላክ ማገልገል አስቸጋሪ እንዲሆንብን ከሚያደርጉ ነገሮች ጋር መታገል አለብን።
ንየሆዋ ዘገልገልናሉ ዓመታት ብዘየገድስ፡ ኵላትና ነቲ ንእሙናት ዓስቢ ዚህብ ኣምላኽ ካብ ምግልጋል ኪዓናቕፈና ዚኽእል ነገራት ክንቃለሶ ኣሎና።
4,483

4,484
am_tg
ልባችሁ መጥፎ ተጽዕኖ እያሳደረባችሁ እንደሆነ ከተሰማችሁ መንፈስ ቅዱስን ለማግኘት አጥብቃችሁ ጸልዩ።
ብእተወሰነ ደረጃ ብኣሉታዊ ነገራት ከም እተጸሎኻ እንተ ተሰሚዑካ፡ መንፈስ ቅዱስ ኪውሃበካ ኣበርቲዕካ ጸሊ።
4,485

4,486
am_tg
መጸለያችሁና መንፈስ ቅዱስን ማግኘታችሁ፣ ትክክለኛውንና የይሖዋን በረከት የሚያስገኝላችሁን አካሄድ ለመከተል ብርታት ይሰጣችኋል።
ጸሎትን መንፈስ ቅዱስን፡ በረኸት የሆዋ እትረኽበሉ ቕኑዕ መገዲ ኽትስዕብ ዜኽእለካ ሓይሊ ኺህበካ ይኽእል እዩ።
4,487

4,488
am_tg
በተጨማሪም ከጸሎታችሁ ጋር የሚስማማ እርምጃ ውሰዱ።
ምስ ጸሎትካ ተሰማሚዕካ ተመላለስ።
4,489
tg_am
ምስ ጸሎትካ ተሰማሚዕካ ተመላለስ።
በተጨማሪም ከጸሎታችሁ ጋር የሚስማማ እርምጃ ውሰዱ።
4,490
am_tg
በየዕለቱ መጽሐፍ ቅዱስን ለማንበብ ጥረት አድርጉ፤ እንዲሁም የግል ጥናትና ቋሚ የቤተሰብ አምልኮ ፕሮግራም ይኑራችሁ።
በብመዓልቱ እተወሰነ ኽፋል መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብ፣ ንብሕታዊ መጽናዕትን ንኣምልኾ ስድራ ቤትን ዚኸውን ግዜ ድማ መድብ።
4,491

4,492
am_tg
ሰዎች፣ አምላክ አለ የሚለው ሐሳብ በእምነት ላይ የተመሠረተ፣ ዝግመተ ለውጥ ግን በሳይንስ ላይ የተመሠረተ እንደሆነ ሲናገሩ ሰምተህ ታውቃለህ?
‘ፍልቀት ስነ ፍልጠታዊ ስለ ዝዀነ እኣምኖ እየ።
4,493

4,494
am_tg
ብዙዎች እንዲህ ያለ አመለካከት አላቸው።
ሓደ እኳ ርእይዎ ብዘይፈልጥ ኣምላኽ ከመይ ጌርካ ትኣምን፧
4,495
tg_am
ሓደ እኳ ርእይዎ ብዘይፈልጥ ኣምላኽ ከመይ ጌርካ ትኣምን፧
ብዙዎች እንዲህ ያለ አመለካከት አላቸው።
4,496
am_tg
ይሁንና ልንዘነጋው የማይገባ አንድ ሐቅ አለ፦ አምላክ እንዳለ ለመቀበልም ሆነ ዝግመተ ለውጥን ለማመን እምነት ያስፈልጋል።
ኢሎም ዚዛረቡ ሰባት ኣጋጢሞምኻዶ ይፈልጡ፧
4,497

4,498
am_tg
እንዲህ የምንለው ለምንድን ነው?
ብኸመይ፧
4,499
tg_am
ብኸመይ፧
እንዲህ የምንለው ለምንድን ነው?