Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
4,500 | am_tg | ማንኛችንም ብንሆን አምላክን አይተን አሊያም አንድ ነገር ሲፈጠር ተመልክተን አናውቅም። | ልክዕ እዩ፡ ዋላ ሓደ ኻባና ንኣምላኽ ዝረኣዮ ወይ ሓደ ነገር ኪፍጠር ከሎ ዝረኣየ የልቦን። |
4,501 | tg_am | ልክዕ እዩ፡ ዋላ ሓደ ኻባና ንኣምላኽ ዝረኣዮ ወይ ሓደ ነገር ኪፍጠር ከሎ ዝረኣየ የልቦን። | ማንኛችንም ብንሆን አምላክን አይተን አሊያም አንድ ነገር ሲፈጠር ተመልክተን አናውቅም። |
4,502 | am_tg | በሌላ በኩል ደግሞ ሕይወት ያለው አንድ ነገር በዝግመተ ለውጥ አማካኝነት ወደ ሌላ ሕያው ነገር ሲቀየር ተመልክቶ የሚያውቅ የሳይንስ ሊቅም ሆነ ሌላ ሰው የለም። | ዋላ ሓደ ሰብ እውን እንተ ዀነ፡ ተመራማሪ ስነ ፍልጠት ይኹን ኣይኹን ብዘየገድስ፡ ሓደ ዓይነት ህይወት ብመስርሕ ፍልቀት ናብ ካልእ ዓይነት ህይወት ኪምዕብል ዝረኣየ የልቦን። |
4,503 | tg_am | ዋላ ሓደ ሰብ እውን እንተ ዀነ፡ ተመራማሪ ስነ ፍልጠት ይኹን ኣይኹን ብዘየገድስ፡ ሓደ ዓይነት ህይወት ብመስርሕ ፍልቀት ናብ ካልእ ዓይነት ህይወት ኪምዕብል ዝረኣየ የልቦን። | በሌላ በኩል ደግሞ ሕይወት ያለው አንድ ነገር በዝግመተ ለውጥ አማካኝነት ወደ ሌላ ሕያው ነገር ሲቀየር ተመልክቶ የሚያውቅ የሳይንስ ሊቅም ሆነ ሌላ ሰው የለም። |
4,504 | am_tg | ለምሳሌ፣ በደረቱ የሚሳብ እንስሳ ወደ አጥቢ እንስሳ ሲቀየር ተመልክቶ የሚያውቅ ሰው የለም። | ንኣብነት፡ ለማሚ ናብ መጥበዊ እንስሳ ኺምዕብል ዝረኣየ ሓደ እኳ የልቦን። |
4,505 | tg_am | ንኣብነት፡ ለማሚ ናብ መጥበዊ እንስሳ ኺምዕብል ዝረኣየ ሓደ እኳ የልቦን። | ለምሳሌ፣ በደረቱ የሚሳብ እንስሳ ወደ አጥቢ እንስሳ ሲቀየር ተመልክቶ የሚያውቅ ሰው የለም። |
4,506 | am_tg | በመሆኑም ሁላችንም ብንሆን ያሉትን ማስረጃዎች መመርመርና በማመዛዘን ችሎታችን ተጠቅመን ምክንያታዊ የሆነ መደምደሚያ ላይ መድረስ ያስፈልገናል። | ስለዚ እምበኣር፡ ኵላትና ነቲ ኣብዚ መዳይ ዘሎ መርትዖ መርሚርና በቲ ናይ ምምዝዛን ክእለትና ተጠቒምና ኣብ ቅኑዕ መደምደምታ ኽንበጽሕ ይግባእ። |
4,507 | tg_am | ስለዚ እምበኣር፡ ኵላትና ነቲ ኣብዚ መዳይ ዘሎ መርትዖ መርሚርና በቲ ናይ ምምዝዛን ክእለትና ተጠቒምና ኣብ ቅኑዕ መደምደምታ ኽንበጽሕ ይግባእ። | በመሆኑም ሁላችንም ብንሆን ያሉትን ማስረጃዎች መመርመርና በማመዛዘን ችሎታችን ተጠቅመን ምክንያታዊ የሆነ መደምደሚያ ላይ መድረስ ያስፈልገናል። |
4,508 | am_tg | ሐዋርያው ጳውሎስ ስለ አምላክ የፍጥረት ሥራዎች ሲናገር እንዲህ በማለት ጽፏል፦ የማይታዩት ባሕርያቱ ይኸውም ዘላለማዊ ኃይሉና አምላክነቱ ዓለም ከተፈጠረበት ጊዜ አንስቶ በግልጽ ይታያሉ፤ ምክንያቱም ባሕርያቱን ከተሠሩት ነገሮች ማስተዋል ይቻላል፤ ስለሆነም የሚያመካኙበት ነገር የላቸውም። | ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ብዛዕባ ፍጥረት መርትዖ ኬቕርብ ከሎ፡ ብግብሩ ዚፍለጥ ዘይርአ ባህርዩ ዀነ ናይ ዘለኣለም ሓይሉን ኣምላኽነቱንሲ፡ ካብ ፍጥረት ዓለም ኣትሒዙ ብንጹር ይርአ እዩ፣ ስለዚ፡ ዜመኻንይዎ የብሎምን ኢሉ እዩ። |
4,509 | tg_am | ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ብዛዕባ ፍጥረት መርትዖ ኬቕርብ ከሎ፡ ብግብሩ ዚፍለጥ ዘይርአ ባህርዩ ዀነ ናይ ዘለኣለም ሓይሉን ኣምላኽነቱንሲ፡ ካብ ፍጥረት ዓለም ኣትሒዙ ብንጹር ይርአ እዩ፣ ስለዚ፡ ዜመኻንይዎ የብሎምን ኢሉ እዩ። | ሐዋርያው ጳውሎስ ስለ አምላክ የፍጥረት ሥራዎች ሲናገር እንዲህ በማለት ጽፏል፦ የማይታዩት ባሕርያቱ ይኸውም ዘላለማዊ ኃይሉና አምላክነቱ ዓለም ከተፈጠረበት ጊዜ አንስቶ በግልጽ ይታያሉ፤ ምክንያቱም ባሕርያቱን ከተሠሩት ነገሮች ማስተዋል ይቻላል፤ ስለሆነም የሚያመካኙበት ነገር የላቸውም። |
4,510 | am_tg | ይሖዋ በፍቅር ተነሳስቶ በእስራኤል ይኖሩ ለነበሩ የባዕድ አገር ሰዎች እንደ ቃርሚያ ዝግጅት ያሉ አንዳንድ ዝግጅቶችን አድርጎላቸው ነበር። | የሆዋ ብፍቕሪ ተደሪኹ ኣብ እስራኤል ንዚነብሩ ዝነበሩ ጓኖት ከም መሰል ቅረማ ዝኣመሰለ መሰናድዎታት ገይሩሎም እዩ። |
4,511 | tg_am | የሆዋ ብፍቕሪ ተደሪኹ ኣብ እስራኤል ንዚነብሩ ዝነበሩ ጓኖት ከም መሰል ቅረማ ዝኣመሰለ መሰናድዎታት ገይሩሎም እዩ። | ይሖዋ በፍቅር ተነሳስቶ በእስራኤል ይኖሩ ለነበሩ የባዕድ አገር ሰዎች እንደ ቃርሚያ ዝግጅት ያሉ አንዳንድ ዝግጅቶችን አድርጎላቸው ነበር። |
4,512 | am_tg | ይሖዋ፣ እስራኤላውያን ለባዕድ አገር ሰው አክብሮት እንዲያሳዩ ከማዘዝ ይልቅ ራሳቸውን በእነሱ ቦታ አድርገው እንዲያስቡ አበረታቷቸዋል። | የሆዋ ንእስራኤላውያን፡ ንጓኖት ኬኽብሩ ኣብ ክንዲ ዚእዝዞም፡ ከም ዚድንግጹሎም ኪገብር እዩ ጽዒሩ። |
4,513 | tg_am | የሆዋ ንእስራኤላውያን፡ ንጓኖት ኬኽብሩ ኣብ ክንዲ ዚእዝዞም፡ ከም ዚድንግጹሎም ኪገብር እዩ ጽዒሩ። | ይሖዋ፣ እስራኤላውያን ለባዕድ አገር ሰው አክብሮት እንዲያሳዩ ከማዘዝ ይልቅ ራሳቸውን በእነሱ ቦታ አድርገው እንዲያስቡ አበረታቷቸዋል። |
4,514 | am_tg | እስራኤላውያን የባዕድ አገር ሰው መሆን ምን ስሜት እንደሚያሳድር ያውቃሉ። | ጓና ምዃን ከመይ ከም ዝዀነ ይፈልጡ ነይሮም እዮም። |
4,515 | tg_am | ጓና ምዃን ከመይ ከም ዝዀነ ይፈልጡ ነይሮም እዮም። | እስራኤላውያን የባዕድ አገር ሰው መሆን ምን ስሜት እንደሚያሳድር ያውቃሉ። |
4,516 | am_tg | ዕብራውያኑ፣ ባሪያ ከመሆናቸው በፊትም እንኳ በዘራቸው ወይም በሃይማኖታቸው ምክንያት ግብፃውያኑ ያገልሏቸው ነበር። | እብራውያን ኣብ ትሕቲ ባርነት ቅድሚ ምእታዎም፡ ግብጻውያን ብሰንኪ ዓሌታዊ ሓበንን ሃይማኖታዊ ጽልእን ይፍንፍንዎም ነይሮም ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም። |
4,517 | tg_am | እብራውያን ኣብ ትሕቲ ባርነት ቅድሚ ምእታዎም፡ ግብጻውያን ብሰንኪ ዓሌታዊ ሓበንን ሃይማኖታዊ ጽልእን ይፍንፍንዎም ነይሮም ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም። | ዕብራውያኑ፣ ባሪያ ከመሆናቸው በፊትም እንኳ በዘራቸው ወይም በሃይማኖታቸው ምክንያት ግብፃውያኑ ያገልሏቸው ነበር። |
4,518 | am_tg | እስራኤላውያን በግብፅ የባዕድ አገር ሰው እያሉ ሕይወት መራራ ሆኖባቸው ነበር፤ በመሆኑም ይሖዋ የባዕድ አገር ሰዎችን እንደ አገራቸው ተወላጅ አድርገው እንዲመለከቱ ነግሯቸዋል። | እስራኤላውያን፡ ጓኖት ኰይኖም መሪር ህይወት እኳ እንተ ኣሕለፉ፡ የሆዋ ግና ንጓና ኸም ወዲ ዓዲ ገይሮም ኪሕዝዎም እዩ ዚጽበዮም ነይሩ። |
4,519 | tg_am | እስራኤላውያን፡ ጓኖት ኰይኖም መሪር ህይወት እኳ እንተ ኣሕለፉ፡ የሆዋ ግና ንጓና ኸም ወዲ ዓዲ ገይሮም ኪሕዝዎም እዩ ዚጽበዮም ነይሩ። | እስራኤላውያን በግብፅ የባዕድ አገር ሰው እያሉ ሕይወት መራራ ሆኖባቸው ነበር፤ በመሆኑም ይሖዋ የባዕድ አገር ሰዎችን እንደ አገራቸው ተወላጅ አድርገው እንዲመለከቱ ነግሯቸዋል። |
4,520 | am_tg | ይሖዋ በጉባኤ ስብሰባ ላይ ለሚገኙ የሌላ አገር ሰዎችም በጥንት ጊዜ ያሳየው ዓይነት አሳቢነት እንደሚያሳያቸው መተማመን እንችላለን። | የሆዋ ብዛዕባ እቶም ኣብ ጉባኤታትና ዚእከቡ ጓኖት ሰባት ብማዕረ ኸም ዚሓሊ እተረጋገጸ እዩ። |
4,521 | tg_am | የሆዋ ብዛዕባ እቶም ኣብ ጉባኤታትና ዚእከቡ ጓኖት ሰባት ብማዕረ ኸም ዚሓሊ እተረጋገጸ እዩ። | ይሖዋ በጉባኤ ስብሰባ ላይ ለሚገኙ የሌላ አገር ሰዎችም በጥንት ጊዜ ያሳየው ዓይነት አሳቢነት እንደሚያሳያቸው መተማመን እንችላለን። |
4,522 | am_tg | እነዚህ ሰዎች መድልዎ ሊደርስባቸው እንደሚችል ወይም የአገሩን ቋንቋ ባለመቻላቸው እንደሚቸገሩ አሊያም ሌሎች ተፈታታኝ ሁኔታዎች ሊያጋጥሟቸው እንደሚችሉ ካሰብን ለእነሱ ደግነት ለማሳየትና ስሜታቸውን ለመረዳት እንጥራለን። | ብዛዕባ እቲ ዜጋጥሞም ብድሆታት ምስ እንሓስብ፡ ንኣብነት፡ ብዛዕባ እቲ ዜጋጥሞም ሌላን ጕሌላን ናይ ቋንቋ ጸገምን ምስ እነስተንትን፡ ንልውሃሎምን ንድንግጸሎምን ኢና። |
4,523 | tg_am | ብዛዕባ እቲ ዜጋጥሞም ብድሆታት ምስ እንሓስብ፡ ንኣብነት፡ ብዛዕባ እቲ ዜጋጥሞም ሌላን ጕሌላን ናይ ቋንቋ ጸገምን ምስ እነስተንትን፡ ንልውሃሎምን ንድንግጸሎምን ኢና። | እነዚህ ሰዎች መድልዎ ሊደርስባቸው እንደሚችል ወይም የአገሩን ቋንቋ ባለመቻላቸው እንደሚቸገሩ አሊያም ሌሎች ተፈታታኝ ሁኔታዎች ሊያጋጥሟቸው እንደሚችሉ ካሰብን ለእነሱ ደግነት ለማሳየትና ስሜታቸውን ለመረዳት እንጥራለን። |
4,524 | am_tg | ብዙዎቻችን ከመጠመቃችን በፊት ሕይወታችንን መሠረታዊ ከሆኑት የመጽሐፍ ቅዱስ መመሪያዎች ጋር ለማስማማት ጉልህ የሆኑ ለውጦችን ማድረግ አስፈልጎናል። | መብዛሕትና ህይወትና ምስ መሰረታዊ ብቕዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ንምስምማዕ፡ ቅድሚ ጥምቀት ዓበይቲ ለውጥታት ጌርና ኢና። |
4,525 | tg_am | መብዛሕትና ህይወትና ምስ መሰረታዊ ብቕዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ንምስምማዕ፡ ቅድሚ ጥምቀት ዓበይቲ ለውጥታት ጌርና ኢና። | ብዙዎቻችን ከመጠመቃችን በፊት ሕይወታችንን መሠረታዊ ከሆኑት የመጽሐፍ ቅዱስ መመሪያዎች ጋር ለማስማማት ጉልህ የሆኑ ለውጦችን ማድረግ አስፈልጎናል። |
4,526 | am_tg | ከተጠመቅን በኋላ ደግሞ አምላክንና ክርስቶስን በቅርብ መከተል እንድንችል አንዳንድ ለውጦችን ማድረጋችንን መቀጠል እንደሚያስፈልገን ተገንዝበናል፤ እነዚህ ለውጦች ያን ያህል ጎልተው የማይታዩ ሊሆኑ ይችላሉ። | ድሕሪ ጥምቀት ከኣ፡ ንኣምላኽን ንክርስቶስን ብዝያዳ ምእንቲ ኽንመስሎም፡ ብቐጻሊ ንኣሽቱ ለውጥታት ክንገብር ከም ዜድልየና ኣስተውዒልና ኢና። |
4,527 | tg_am | ድሕሪ ጥምቀት ከኣ፡ ንኣምላኽን ንክርስቶስን ብዝያዳ ምእንቲ ኽንመስሎም፡ ብቐጻሊ ንኣሽቱ ለውጥታት ክንገብር ከም ዜድልየና ኣስተውዒልና ኢና። | ከተጠመቅን በኋላ ደግሞ አምላክንና ክርስቶስን በቅርብ መከተል እንድንችል አንዳንድ ለውጦችን ማድረጋችንን መቀጠል እንደሚያስፈልገን ተገንዝበናል፤ እነዚህ ለውጦች ያን ያህል ጎልተው የማይታዩ ሊሆኑ ይችላሉ። |
4,528 | am_tg | ለምሳሌ ነቃፊዎች እንደሆንን፣ ሰዎችን እንደምንፈራ፣ የሐሜት ልማድ እንዳለን አሊያም ሌላ ድክመት እንዳለብን አስተውለን ይሆናል። | ንኣብነት፡ ነቐፍቲ፡ ንሰብ እንፈርህ፡ ወይ ወረኛታት ከም ዝዀንና፡ ወይ ካልእ ድኽመት ከም ዘሎና ኣስተብሂልና ንኸውን። |
4,529 | tg_am | ንኣብነት፡ ነቐፍቲ፡ ንሰብ እንፈርህ፡ ወይ ወረኛታት ከም ዝዀንና፡ ወይ ካልእ ድኽመት ከም ዘሎና ኣስተብሂልና ንኸውን። | ለምሳሌ ነቃፊዎች እንደሆንን፣ ሰዎችን እንደምንፈራ፣ የሐሜት ልማድ እንዳለን አሊያም ሌላ ድክመት እንዳለብን አስተውለን ይሆናል። |
4,530 | am_tg | ከእነዚህ ድክመቶች ጋር በተያያዘ ለውጥ ማድረግ ከጠበቅነው በላይ ከባድ ሆኖብናል? | ኣብዚ መዳያት እዚ ለውጢ ምግባር፡ ካብቲ እተጸበናዮ ንላዕሊ ኸቢድ ኰይኑዶ ረኺብናዮ፧ |
4,531 | tg_am | ኣብዚ መዳያት እዚ ለውጢ ምግባር፡ ካብቲ እተጸበናዮ ንላዕሊ ኸቢድ ኰይኑዶ ረኺብናዮ፧ | ከእነዚህ ድክመቶች ጋር በተያያዘ ለውጥ ማድረግ ከጠበቅነው በላይ ከባድ ሆኖብናል? |
4,532 | am_tg | አሁንም ፍጹማን አይደለንም። | ገና ዘይፍጹማት ምዃንና ኽንርስዕ የብልናን። |
4,533 | tg_am | ገና ዘይፍጹማት ምዃንና ኽንርስዕ የብልናን። | አሁንም ፍጹማን አይደለንም። |
4,534 | am_tg | በመሆኑም ከተጠመቅን ሌላው ቀርቶ በእውነት ውስጥ በርካታ ዓመታት ካስቆጠርን በኋላ እንኳ ፈጽመን ስህተት እንደማንሠራ፣ ድክመታችን ሊያሸንፈን እንደማይችል ወይም መጥፎ ስሜትና ዝንባሌ እንደማያስቸግረን ማሰቡ ምክንያታዊ አይሆንም። | ስለዚ፡ ድሕሪ ጥምቀት ወይ እውን ኣብ ሓቂ ነዊሕ ዓመታት ድሕሪ ምጽናሕና፡ ጌጋታት ዘይንገብር፡ ሕማቕ ባህርይ ዘይደግሰና፡ ወይ ብጌጋ ድራኸታትን ዝንባለታትን ዘይንሽገር ክንከውን ምጽባይ ዘይከውን ነገር እዩ። |
4,535 | tg_am | ስለዚ፡ ድሕሪ ጥምቀት ወይ እውን ኣብ ሓቂ ነዊሕ ዓመታት ድሕሪ ምጽናሕና፡ ጌጋታት ዘይንገብር፡ ሕማቕ ባህርይ ዘይደግሰና፡ ወይ ብጌጋ ድራኸታትን ዝንባለታትን ዘይንሽገር ክንከውን ምጽባይ ዘይከውን ነገር እዩ። | በመሆኑም ከተጠመቅን ሌላው ቀርቶ በእውነት ውስጥ በርካታ ዓመታት ካስቆጠርን በኋላ እንኳ ፈጽመን ስህተት እንደማንሠራ፣ ድክመታችን ሊያሸንፈን እንደማይችል ወይም መጥፎ ስሜትና ዝንባሌ እንደማያስቸግረን ማሰቡ ምክንያታዊ አይሆንም። |
4,536 | am_tg | አንዳንድ ድክመቶችን ለማሸነፍ ለዓመታት መታገል ሊያስፈልገን ይችላል። | ገሊኡ ዝንባለታት ንነዊሕ ዓመታት ይጸንሕ እዩ። |
4,537 | tg_am | ገሊኡ ዝንባለታት ንነዊሕ ዓመታት ይጸንሕ እዩ። | አንዳንድ ድክመቶችን ለማሸነፍ ለዓመታት መታገል ሊያስፈልገን ይችላል። |
4,538 | am_tg | በአዲሱ ዓለም ውስጥ ምድር ገነት ስትሆን ለማየት የምንጓጓ ቢሆንም በዚያ የምናገኛቸው መንፈሳዊ በረከቶች ትልቁን ቦታ ይይዛሉ። | ምድሪ ገነት ኣብ እትዀነሉ እዋን ብዙሕ ነገራት ክንረክብ ኢና፣ እቲ ኣብ ሓዳስ ዓለም እንረኽቦ ዝበለጸ ነገር ግና፡ መንፈሳዊ በረኸት እዩ። |
4,539 | tg_am | ምድሪ ገነት ኣብ እትዀነሉ እዋን ብዙሕ ነገራት ክንረክብ ኢና፣ እቲ ኣብ ሓዳስ ዓለም እንረኽቦ ዝበለጸ ነገር ግና፡ መንፈሳዊ በረኸት እዩ። | በአዲሱ ዓለም ውስጥ ምድር ገነት ስትሆን ለማየት የምንጓጓ ቢሆንም በዚያ የምናገኛቸው መንፈሳዊ በረከቶች ትልቁን ቦታ ይይዛሉ። |
4,540 | am_tg | የይሖዋ ስም እንደተቀደሰና ሉዓላዊነቱ እንደተረጋገጠ ማወቃችን እንዴት ያለ ጥልቅ ደስታ ያመጣልናል! ይሖዋ ለሰዎችም ሆነ ለምድር ከመጀመሪያው የነበረው ዓላማ ሲፈጸም ስናይ እጅግ እንደሰታለን። | ስም የሆዋ ኸም እተቐደሰን ልዑላውነቱ ኸም እተረጋገጸን ምፍላጥሲ ኣየ ኽንደይ ዜሐጕስ ኰን ኪኸውን እዩ! እቲ ንደቂ ሰብን ንምድርን ዚምልከት ናይ መጀመርታ ዕላማ የሆዋ ኺፍጸም ክንርኢ ኸለና ኽንሕጐስ ኢና። |
4,541 | tg_am | ስም የሆዋ ኸም እተቐደሰን ልዑላውነቱ ኸም እተረጋገጸን ምፍላጥሲ ኣየ ኽንደይ ዜሐጕስ ኰን ኪኸውን እዩ! እቲ ንደቂ ሰብን ንምድርን ዚምልከት ናይ መጀመርታ ዕላማ የሆዋ ኺፍጸም ክንርኢ ኸለና ኽንሕጐስ ኢና። | የይሖዋ ስም እንደተቀደሰና ሉዓላዊነቱ እንደተረጋገጠ ማወቃችን እንዴት ያለ ጥልቅ ደስታ ያመጣልናል! ይሖዋ ለሰዎችም ሆነ ለምድር ከመጀመሪያው የነበረው ዓላማ ሲፈጸም ስናይ እጅግ እንደሰታለን። |
4,542 | am_tg | ከዚህም ሌላ ቀስ በቀስ ወደ ፍጽምና ስንደርስ ወደ ይሖዋ መቅረብ ምን ያህል ቀላል እንደሚሆንልን አስበው! ኢየሱስ በአምላክ ዘንድ ሁሉ ነገር ይቻላል የሚል ማረጋገጫ ስለሰጠን እነዚህን በረከቶች እንደምናገኝ ጥያቄ የለውም። | ናብ ፍጽምና እናቐረብና ኽንከይድ ከለናን ኣብ መወዳእታ ኸኣ ምሉእ ብምሉእ ፍጹማት ምስ ኰንናን ንየሆዋ ኽንቀርቦ ኽሳዕ ክንደይ ከም ዚቐለናስ ሕሰብ እሞ ኣብሎ! የሱስ፡ ብኣምላኽ ግና ኵሉ ይከኣል እዩ ብምባል ስለ ዘረጋገጸልና፡ ነዚ በረኸት እዚ ኽንረኽቦ ንኽእል ኢና። |
4,543 | tg_am | ናብ ፍጽምና እናቐረብና ኽንከይድ ከለናን ኣብ መወዳእታ ኸኣ ምሉእ ብምሉእ ፍጹማት ምስ ኰንናን ንየሆዋ ኽንቀርቦ ኽሳዕ ክንደይ ከም ዚቐለናስ ሕሰብ እሞ ኣብሎ! የሱስ፡ ብኣምላኽ ግና ኵሉ ይከኣል እዩ ብምባል ስለ ዘረጋገጸልና፡ ነዚ በረኸት እዚ ኽንረኽቦ ንኽእል ኢና። | ከዚህም ሌላ ቀስ በቀስ ወደ ፍጽምና ስንደርስ ወደ ይሖዋ መቅረብ ምን ያህል ቀላል እንደሚሆንልን አስበው! ኢየሱስ በአምላክ ዘንድ ሁሉ ነገር ይቻላል የሚል ማረጋገጫ ስለሰጠን እነዚህን በረከቶች እንደምናገኝ ጥያቄ የለውም። |
4,544 | am_tg | ይሁንና በዚያ አዲስ ዓለም ውስጥ ለመኖር፣ ብሎም ከክርስቶስ የሺህ ዓመት ግዛት ባሻገር በሕይወት ለመቀጠል ተስፋ የምናደርግ ከሆነ የዘላለምን ሕይወት አጥብቀን ለመያዝ እርምጃ መውሰድ ያለብን ዛሬ ነው። | ግናኸ፡ ኣብ ሓዳስ ዓለም፡—ኣብቲ ናይ ሽሕ ዓመት ግዝኣት ክርስቶስን ብድሕሪኡን—ክንነብር ንጽበ እንተ ዄንና፡ ሎሚ ንናይ ዘለኣለም ህይወት ኣጽኒዕና ኽንሕዛ ኽንጽዕር ኣሎና። |
4,545 | tg_am | ግናኸ፡ ኣብ ሓዳስ ዓለም፡—ኣብቲ ናይ ሽሕ ዓመት ግዝኣት ክርስቶስን ብድሕሪኡን—ክንነብር ንጽበ እንተ ዄንና፡ ሎሚ ንናይ ዘለኣለም ህይወት ኣጽኒዕና ኽንሕዛ ኽንጽዕር ኣሎና። | ይሁንና በዚያ አዲስ ዓለም ውስጥ ለመኖር፣ ብሎም ከክርስቶስ የሺህ ዓመት ግዛት ባሻገር በሕይወት ለመቀጠል ተስፋ የምናደርግ ከሆነ የዘላለምን ሕይወት አጥብቀን ለመያዝ እርምጃ መውሰድ ያለብን ዛሬ ነው። |
4,546 | am_tg | የዚህን ክፉ ዓለም ፍጻሜ እየተጠባበቅን መኖር ያለብን ከመሆኑም ሌላ በአዲሱ ዓለም ለሚኖረው ሕይወት ለመዘጋጀት የሚረዱንን እርምጃዎች አሁኑኑ መውሰድ ያስፈልገናል። | ንመወዳእታ እዛ እክይቲ ዓለም እናተጸበና፡ ነቲ ኣብ ሓዳስ ዓለም እንረኽቦ ህይወት ምእንቲ ኽንዳለወሉ፡ ሕጂ ኣወንታዊ ስጕምታት ክንወስድ ኣሎና። |
4,547 | tg_am | ንመወዳእታ እዛ እክይቲ ዓለም እናተጸበና፡ ነቲ ኣብ ሓዳስ ዓለም እንረኽቦ ህይወት ምእንቲ ኽንዳለወሉ፡ ሕጂ ኣወንታዊ ስጕምታት ክንወስድ ኣሎና። | የዚህን ክፉ ዓለም ፍጻሜ እየተጠባበቅን መኖር ያለብን ከመሆኑም ሌላ በአዲሱ ዓለም ለሚኖረው ሕይወት ለመዘጋጀት የሚረዱንን እርምጃዎች አሁኑኑ መውሰድ ያስፈልገናል። |
4,548 | am_tg | በራስ የመመራት መንፈስ ሰዎች የኩራት፣ የራስ ወዳድነትና የፉክክር መንፈስ እንዲያሳዩ ያደርጋል፤ ይህ ዓለም የተሞላው ደግሞ እንዲህ ባሉ ሰዎች ነው። | ዓለም ብርእሶም ኪምሓደሩ ብዚደልዩ ሰባትን ማሕበረሰባትን እያ መሊኣ ዘላ፣ እዚ ኸኣ ትዕቢትን ርእሰ ውዳሰን ቅንቅንን የስፍን ኣሎ። |
4,549 | tg_am | ዓለም ብርእሶም ኪምሓደሩ ብዚደልዩ ሰባትን ማሕበረሰባትን እያ መሊኣ ዘላ፣ እዚ ኸኣ ትዕቢትን ርእሰ ውዳሰን ቅንቅንን የስፍን ኣሎ። | በራስ የመመራት መንፈስ ሰዎች የኩራት፣ የራስ ወዳድነትና የፉክክር መንፈስ እንዲያሳዩ ያደርጋል፤ ይህ ዓለም የተሞላው ደግሞ እንዲህ ባሉ ሰዎች ነው። |
4,550 | am_tg | በዚህ መንፈስ መመራት የሚፈልግ ማንኛውም ሰው፣ አንድ ግለሰብ የሚያደርገው ነገር በሌሎች ላይ የሚያሳድረው ተጽዕኖ ምንም ይሁን ምን የራሱን ፍላጎት ብቻ ማርካቱ የተሻለ እንደሆነ የሚገልጸውን የሰይጣንን ሐሳብ በተዘዋዋሪ መንገድ እየደገፈ ነው። | በዚ መንፈስ እዚ እተወስደ ሰብ፡ ነቲ ሰይጣን ንኻልኦት ፋዕራ ኸይገበርካ ጥቕሚ ርእስኻ ምድላይ ዝሓሸ ኸም ዝዀነ ገይሩ ዜቕርቦ መጐተ እዩ ዚቕበል ዘሎ። |
4,551 | tg_am | በዚ መንፈስ እዚ እተወስደ ሰብ፡ ነቲ ሰይጣን ንኻልኦት ፋዕራ ኸይገበርካ ጥቕሚ ርእስኻ ምድላይ ዝሓሸ ኸም ዝዀነ ገይሩ ዜቕርቦ መጐተ እዩ ዚቕበል ዘሎ። | በዚህ መንፈስ መመራት የሚፈልግ ማንኛውም ሰው፣ አንድ ግለሰብ የሚያደርገው ነገር በሌሎች ላይ የሚያሳድረው ተጽዕኖ ምንም ይሁን ምን የራሱን ፍላጎት ብቻ ማርካቱ የተሻለ እንደሆነ የሚገልጸውን የሰይጣንን ሐሳብ በተዘዋዋሪ መንገድ እየደገፈ ነው። |
4,552 | am_tg | ይህ ዓይነቱ የራስ ወዳድነት አካሄድ ጠብ እንዲፈጠር ያደርጋል። | እዚ ኣተሓሳስባ እዚ ናብ ባእሲ እዩ ዚመርሕ። |
4,553 | tg_am | እዚ ኣተሓሳስባ እዚ ናብ ባእሲ እዩ ዚመርሕ። | ይህ ዓይነቱ የራስ ወዳድነት አካሄድ ጠብ እንዲፈጠር ያደርጋል። |
4,554 | am_tg | ከዚህ በተቃራኒ ኢየሱስ፣ የግል ጥቅማቸውን የሚነካ ቢሆንም እንኳ ሰላምን እንዲፈልጉ ሰዎችን አስተምሯል። | ብኣንጻሩ ግና፡ የሱስ ንሰባት ሰላም ኪደልዩ እዩ ምሂርዎም፣ ከምኡ ምግባሮም ንጥቕሞም ዚጐድእ ኣብ ዚመስለሉ እዋን እኳ ሰላም ኪደልዩ እዩ ተማሕጺንዎም። |
4,555 | tg_am | ብኣንጻሩ ግና፡ የሱስ ንሰባት ሰላም ኪደልዩ እዩ ምሂርዎም፣ ከምኡ ምግባሮም ንጥቕሞም ዚጐድእ ኣብ ዚመስለሉ እዋን እኳ ሰላም ኪደልዩ እዩ ተማሕጺንዎም። | ከዚህ በተቃራኒ ኢየሱስ፣ የግል ጥቅማቸውን የሚነካ ቢሆንም እንኳ ሰላምን እንዲፈልጉ ሰዎችን አስተምሯል። |
4,556 | am_tg | ኢየሱስ አለመግባባቶችን ወይም ግጭት ሊፈጥሩ የሚችሉ ሁኔታዎችን መፍታት ስለሚቻልበት መንገድ በተራራው ስብከቱ ላይ ግሩም ምክር ሰጥቷል። | ኣብቲ ኣብ ከረን ዝሃቦ ስብከቱ፡ ዘይምስምማዓት ወይ ግጭታት ኬላዕል ዚኽእል ነገር ከመይ ጌርካ ኺፍታሕ ከም ዘለዎ ብሉጽ ምዕዶ ሂቡ እዩ። |
4,557 | tg_am | ኣብቲ ኣብ ከረን ዝሃቦ ስብከቱ፡ ዘይምስምማዓት ወይ ግጭታት ኬላዕል ዚኽእል ነገር ከመይ ጌርካ ኺፍታሕ ከም ዘለዎ ብሉጽ ምዕዶ ሂቡ እዩ። | ኢየሱስ አለመግባባቶችን ወይም ግጭት ሊፈጥሩ የሚችሉ ሁኔታዎችን መፍታት ስለሚቻልበት መንገድ በተራራው ስብከቱ ላይ ግሩም ምክር ሰጥቷል። |
4,558 | am_tg | ለምሳሌ ደቀ መዛሙርቱ ገሮችና ሰላም ፈጣሪዎች እንዲሆኑ፣ ተቆጥተው እንዳይቆዩ፣ አለመግባባቶችን ቶሎ እንዲፈቱ እንዲሁም ጠላቶቻቸውን እንዲወዱ አሳስቧቸዋል። | ንኣብነት፡ ንደቀ መዛሙርቱ ልኡማት ኪዀኑ፡ ገበርቲ ሰላም ኪዀኑ፡ ጠንቂ ቝጥዓ ኼወግዱ፡ ነገር ቀልጢፎም ኬደቅሱ፡ ንጸላእቶም ኬፍቅሩ ተማሕጺንዎም እዩ። |
4,559 | tg_am | ንኣብነት፡ ንደቀ መዛሙርቱ ልኡማት ኪዀኑ፡ ገበርቲ ሰላም ኪዀኑ፡ ጠንቂ ቝጥዓ ኼወግዱ፡ ነገር ቀልጢፎም ኬደቅሱ፡ ንጸላእቶም ኬፍቅሩ ተማሕጺንዎም እዩ። | ለምሳሌ ደቀ መዛሙርቱ ገሮችና ሰላም ፈጣሪዎች እንዲሆኑ፣ ተቆጥተው እንዳይቆዩ፣ አለመግባባቶችን ቶሎ እንዲፈቱ እንዲሁም ጠላቶቻቸውን እንዲወዱ አሳስቧቸዋል። |
4,560 | am_tg | አብዛኛውን ጊዜ ልጆች የማወቅ ጉጉት ያላቸው ከመሆኑም ሌላ ትሑቶች ናቸው። | መብዛሕትኦም ቈልዑ ንትምህርቲ ህንጡያትን ትሑታትን እዮም። |
4,561 | tg_am | መብዛሕትኦም ቈልዑ ንትምህርቲ ህንጡያትን ትሑታትን እዮም። | አብዛኛውን ጊዜ ልጆች የማወቅ ጉጉት ያላቸው ከመሆኑም ሌላ ትሑቶች ናቸው። |
4,562 | am_tg | በመሆኑም ጥበበኛ ወላጆች የእውነትን እውቀት በልጆቻቸው ልብና አእምሮ ውስጥ ለመቅረጽ እንዲሁም ልጆቻቸው ለእውነት ፍቅር እንዲያድርባቸው ለመርዳት ይጥራሉ። | ስለዚ ድማ፡ ጥበበኛታት ወለዲ ኣብ ኣእምሮን ልብን ሕጻናት ደቆም ፍልጠት ሓቅን ፍቕሪ ሓቅን ኪተኽሉ ይጽዕሩ እዮም። |
4,563 | tg_am | ስለዚ ድማ፡ ጥበበኛታት ወለዲ ኣብ ኣእምሮን ልብን ሕጻናት ደቆም ፍልጠት ሓቅን ፍቕሪ ሓቅን ኪተኽሉ ይጽዕሩ እዮም። | በመሆኑም ጥበበኛ ወላጆች የእውነትን እውቀት በልጆቻቸው ልብና አእምሮ ውስጥ ለመቅረጽ እንዲሁም ልጆቻቸው ለእውነት ፍቅር እንዲያድርባቸው ለመርዳት ይጥራሉ። |
4,564 | am_tg | እርግጥ ነው፣ ወላጆች በዚህ ረገድ እንዲሳካላቸው በቅድሚያ እውነትን በራሳቸው ልብ ውስጥ መቅረጽና በአኗኗራቸው ማሳየት ይኖርባቸዋል። | ዕዉታት ንምዃን ግና፡ ንሓቂ ቕድም ኣብ ልቦም ኪቐርጽዎ፡ ማለት ንሓቂ መገዲ ህይወቶም ኪገብርዎ ኣለዎም። |
4,565 | tg_am | ዕዉታት ንምዃን ግና፡ ንሓቂ ቕድም ኣብ ልቦም ኪቐርጽዎ፡ ማለት ንሓቂ መገዲ ህይወቶም ኪገብርዎ ኣለዎም። | እርግጥ ነው፣ ወላጆች በዚህ ረገድ እንዲሳካላቸው በቅድሚያ እውነትን በራሳቸው ልብ ውስጥ መቅረጽና በአኗኗራቸው ማሳየት ይኖርባቸዋል። |
4,566 | am_tg | ወላጆች እውነትን በቃል ከመናገር አልፈው በሕይወታቸው ተግባራዊ የሚያደርጉት ከሆነ ልጆቻቸው እውነትን መውደድ ቀላል ይሆንላቸዋል። | ወለዲ ኸምኡ ምስ ዚገብሩ፡ ደቆም ንሓቂ ይሰምዕዎ ጥራይ ዘይኰኑስ፡ ኣብ ህይወቶም እውን ይምከርዎ እዮም። |
4,567 | tg_am | ወለዲ ኸምኡ ምስ ዚገብሩ፡ ደቆም ንሓቂ ይሰምዕዎ ጥራይ ዘይኰኑስ፡ ኣብ ህይወቶም እውን ይምከርዎ እዮም። | ወላጆች እውነትን በቃል ከመናገር አልፈው በሕይወታቸው ተግባራዊ የሚያደርጉት ከሆነ ልጆቻቸው እውነትን መውደድ ቀላል ይሆንላቸዋል። |
4,568 | am_tg | በተጨማሪም ወላጆቻቸው ተግሣጽ የሚሰጧቸው ስለሚወዷቸው እንደሆነና እንዲህ ያለው ተግሣጽ ይሖዋ ለእነሱ ያለውን ፍቅር እንደሚያሳይ ይገነዘባሉ። | ካብ ወለዶም ዚውሃቦም ተግሳጽ ንፍቕሪ የሆዋ ኸም ዜንጸባርቕ መግለጺ ፍቕሪ ጌርካ ምርኣዩ ኸኣ ይምሃሩ እዮም። |
4,569 | tg_am | ካብ ወለዶም ዚውሃቦም ተግሳጽ ንፍቕሪ የሆዋ ኸም ዜንጸባርቕ መግለጺ ፍቕሪ ጌርካ ምርኣዩ ኸኣ ይምሃሩ እዮም። | በተጨማሪም ወላጆቻቸው ተግሣጽ የሚሰጧቸው ስለሚወዷቸው እንደሆነና እንዲህ ያለው ተግሣጽ ይሖዋ ለእነሱ ያለውን ፍቅር እንደሚያሳይ ይገነዘባሉ። |
4,570 | am_tg | እኛም ትሑቶችና ምንጊዜም ይሖዋን የምንታዘዝ ከሆንን ልክ እንደ ነቢዩ ዳንኤል በይሖዋ ፊት የተወደድን እንሆናለን። | ወትሩ ንየሆዋ እንተ ተገዚእናዮ፡ ንሱ ድማ ከምቲ ንነብዪ ዳንኤል ገይሩ ዝርኣዮ ኣብ ቅድሚኡ ኣዚና እተፈቶና ኽንከውን ኢና። |
4,571 | tg_am | ወትሩ ንየሆዋ እንተ ተገዚእናዮ፡ ንሱ ድማ ከምቲ ንነብዪ ዳንኤል ገይሩ ዝርኣዮ ኣብ ቅድሚኡ ኣዚና እተፈቶና ኽንከውን ኢና። | እኛም ትሑቶችና ምንጊዜም ይሖዋን የምንታዘዝ ከሆንን ልክ እንደ ነቢዩ ዳንኤል በይሖዋ ፊት የተወደድን እንሆናለን። |
4,572 | am_tg | ከዚህም በላይ ይሖዋ በቃሉ፣ በመንፈሱና በድርጅቱ አማካኝነት ሁልጊዜ ይቀርጸናል። | ኣብ ልዕሊኡ እውን፡ የሆዋ ብቓሉን ብመንፈሱን ብውድቡን ኣቢሉ ብቐጻሊ ኪቐርጸና እዩ፣ በዚ ኸምዚ ኸኣ፡ ሓደ መዓልቲ ፍጹማት ደቂ ኣምላኽ ኴንና ኣብ ቅድሚኡ ኽንቀውም ኢና። |
4,573 | tg_am | ኣብ ልዕሊኡ እውን፡ የሆዋ ብቓሉን ብመንፈሱን ብውድቡን ኣቢሉ ብቐጻሊ ኪቐርጸና እዩ፣ በዚ ኸምዚ ኸኣ፡ ሓደ መዓልቲ ፍጹማት ደቂ ኣምላኽ ኴንና ኣብ ቅድሚኡ ኽንቀውም ኢና። | ከዚህም በላይ ይሖዋ በቃሉ፣ በመንፈሱና በድርጅቱ አማካኝነት ሁልጊዜ ይቀርጸናል። |
4,574 | am_tg | ይሖዋ ስለ ራሳችን መንፈሳዊ ደህንነት ብቻ ሳይሆን እንደበደሉን የሚሰማንን ሰዎች ጨምሮ ስለ ሌሎች መንፈሳዊ ፍላጎትም እንድናስብ ይፈልጋል። | የሆዋ ብዛዕባ ናይ ገዛእ ርእስና መንፈሳዊ ድሕንነት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብዛዕባ ኻልኦት፡ እንተላይ ብዛዕባ እቶም ዝበደሉና እውን ክንግደስ ይደልየና እዩ። |
4,575 | tg_am | የሆዋ ብዛዕባ ናይ ገዛእ ርእስና መንፈሳዊ ድሕንነት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብዛዕባ ኻልኦት፡ እንተላይ ብዛዕባ እቶም ዝበደሉና እውን ክንግደስ ይደልየና እዩ። | ይሖዋ ስለ ራሳችን መንፈሳዊ ደህንነት ብቻ ሳይሆን እንደበደሉን የሚሰማንን ሰዎች ጨምሮ ስለ ሌሎች መንፈሳዊ ፍላጎትም እንድናስብ ይፈልጋል። |
4,576 | am_tg | በእርግጥ ብዙውን ጊዜ የሚደርሱብን በደሎች ቀላል ናቸው፤ ሆኖም ወንድሞቻችንን ይቅር ስንላቸው፣ ከልብ እንደምንወዳቸውና መሐሪው አምላክ ይቅር እንዳለን ሁሉ እኛም እነሱን ይቅር ለማለት ፈቃደኛ እንደሆንን እናሳያለን። | መብዛሕትኡ እዋን፡ እቲ ኻልኦት ዚብድሉና በደል ኣብ ግምት ዚኣቱ ስለ ዘይኰነ፡ በደሎም ክንሓድገሎም ከለና፡ ልክዕ ከምቲ ኣምላኽ ብምሕረት ተደሪኹ በደልና ዚሓድገልና፡ ንሕና እውን ንኣሕዋትና ኻብ ልቢ ኸነፍቅሮምን በደሎም ክንሓድገሎምን ዜኽእለና ኣጋጣሚ እዩ ዚኸፍተልና። |
4,577 | tg_am | መብዛሕትኡ እዋን፡ እቲ ኻልኦት ዚብድሉና በደል ኣብ ግምት ዚኣቱ ስለ ዘይኰነ፡ በደሎም ክንሓድገሎም ከለና፡ ልክዕ ከምቲ ኣምላኽ ብምሕረት ተደሪኹ በደልና ዚሓድገልና፡ ንሕና እውን ንኣሕዋትና ኻብ ልቢ ኸነፍቅሮምን በደሎም ክንሓድገሎምን ዜኽእለና ኣጋጣሚ እዩ ዚኸፍተልና። | በእርግጥ ብዙውን ጊዜ የሚደርሱብን በደሎች ቀላል ናቸው፤ ሆኖም ወንድሞቻችንን ይቅር ስንላቸው፣ ከልብ እንደምንወዳቸውና መሐሪው አምላክ ይቅር እንዳለን ሁሉ እኛም እነሱን ይቅር ለማለት ፈቃደኛ እንደሆንን እናሳያለን። |
4,578 | am_tg | የሚያሳዝነው ነገር፣ ፍጽምና የጎደለን ሰዎች በመሆናችን አንዳንድ ጊዜ በሌሎች ላይ ቂም እንይዝ ይሆናል። | እቲ ዜሕዝን ግና፡ ዘይፍጹማት ስለ ዝዀንና፡ ሓድሓደ ሳዕ ንቕየም ኢና። |
4,579 | tg_am | እቲ ዜሕዝን ግና፡ ዘይፍጹማት ስለ ዝዀንና፡ ሓድሓደ ሳዕ ንቕየም ኢና። | የሚያሳዝነው ነገር፣ ፍጽምና የጎደለን ሰዎች በመሆናችን አንዳንድ ጊዜ በሌሎች ላይ ቂም እንይዝ ይሆናል። |
4,580 | am_tg | ስለ ጉዳዩ ለሌሎች የምናወራ ከሆነ አንዳንዶች ከእኛ ጋር እንዲወግኑና በጉባኤ ውስጥ መከፋፈል እንዲፈጠር እናደርጋለን። | ነቲ ጕዳይ ኣብ ኵሉ ንነዝሖ እንተ ዄንና፡ ካልኦት ምሳና ኺውግኑ ይኽእሉ እዮም፣ ብሰንኩ ኸኣ ኣብታ ክርስትያናዊት ጉባኤ ምጕጅጃል ኬጋጥም ይኽእል እዩ። |
4,581 | tg_am | ነቲ ጕዳይ ኣብ ኵሉ ንነዝሖ እንተ ዄንና፡ ካልኦት ምሳና ኺውግኑ ይኽእሉ እዮም፣ ብሰንኩ ኸኣ ኣብታ ክርስትያናዊት ጉባኤ ምጕጅጃል ኬጋጥም ይኽእል እዩ። | ስለ ጉዳዩ ለሌሎች የምናወራ ከሆነ አንዳንዶች ከእኛ ጋር እንዲወግኑና በጉባኤ ውስጥ መከፋፈል እንዲፈጠር እናደርጋለን። |
4,582 | am_tg | እንዲህ ያለው ሁኔታ እንዲቀጥል የምንፈቅድ ከሆነ ደግሞ ለአምላክ ምሕረትና ለቤዛው አድናቆት እንደጎደለን እናሳያለን። | ነቲ ጕዳይ ስቕ ኢልና እንተ ርኢናዮ ድማ፡ ንምሕረት ኣምላኽን ነቲ በጃን ሞሳ ኸም ዘይብልና ዜርኢ እዩ። |
4,583 | tg_am | ነቲ ጕዳይ ስቕ ኢልና እንተ ርኢናዮ ድማ፡ ንምሕረት ኣምላኽን ነቲ በጃን ሞሳ ኸም ዘይብልና ዜርኢ እዩ። | እንዲህ ያለው ሁኔታ እንዲቀጥል የምንፈቅድ ከሆነ ደግሞ ለአምላክ ምሕረትና ለቤዛው አድናቆት እንደጎደለን እናሳያለን። |
4,584 | am_tg | የይቅር ባይነት መንፈስ የማናሳይ ከሆነ አባታችን በልጁ ቤዛዊ መሥዋዕት መሠረት እኛን ይቅር ማለቱን ይተዋል። | ንኻልኦት በደሎም ዘይንሓድገሎም እንተ ዄንና፡ የሆዋ ኣቦና ብመሰረት መስዋእታዊ በጃ ወዱ ይቕረ ኣይብለልናን እዩ። |
4,585 | tg_am | ንኻልኦት በደሎም ዘይንሓድገሎም እንተ ዄንና፡ የሆዋ ኣቦና ብመሰረት መስዋእታዊ በጃ ወዱ ይቕረ ኣይብለልናን እዩ። | የይቅር ባይነት መንፈስ የማናሳይ ከሆነ አባታችን በልጁ ቤዛዊ መሥዋዕት መሠረት እኛን ይቅር ማለቱን ይተዋል። |
4,586 | am_tg | ኢየሱስ የጸሎት ናሙናውን ካስተማረ በኋላ ወዲያውኑ ስለዚህ ጉዳይ ማብራሪያ ሰጥቷል። | የሱስ፡ እታ ኣብነት እትዀነና ጸሎት ደድሕሪ ምሃቡ፡ ነዚ ጕዳይ እዚ ኣጕሊሕዎ እዩ። |
4,587 | tg_am | የሱስ፡ እታ ኣብነት እትዀነና ጸሎት ደድሕሪ ምሃቡ፡ ነዚ ጕዳይ እዚ ኣጕሊሕዎ እዩ። | ኢየሱስ የጸሎት ናሙናውን ካስተማረ በኋላ ወዲያውኑ ስለዚህ ጉዳይ ማብራሪያ ሰጥቷል። |
4,588 | am_tg | በመጨረሻም አምላክ ኃጢአታችንን ይቅር እንዲለን፣ በኃጢአት ጎዳና ላለመመላለስ ጥረት ማድረግ አለብን። | ኣምላኽ ንበደልና ኺሓድገልና እንተ ደሊና፡ ብሓጢኣት ከይንመላለስ ክንጥንቀቕ ኣሎና። |
4,589 | tg_am | ኣምላኽ ንበደልና ኺሓድገልና እንተ ደሊና፡ ብሓጢኣት ከይንመላለስ ክንጥንቀቕ ኣሎና። | በመጨረሻም አምላክ ኃጢአታችንን ይቅር እንዲለን፣ በኃጢአት ጎዳና ላለመመላለስ ጥረት ማድረግ አለብን። |
4,590 | am_tg | ይሖዋ ለመንፈሳዊ ገነታችን ውበት አስተዋጽኦ እንድናበረክት የፈቀደልን መሆኑ ትልቅ መብት ነው። | የሆዋ ንመንፈሳዊ ገነትና ብዝያዳ ንኸነጸብቖ ፍሉይ መሰል ሂቡና ኣሎ። |
4,591 | tg_am | የሆዋ ንመንፈሳዊ ገነትና ብዝያዳ ንኸነጸብቖ ፍሉይ መሰል ሂቡና ኣሎ። | ይሖዋ ለመንፈሳዊ ገነታችን ውበት አስተዋጽኦ እንድናበረክት የፈቀደልን መሆኑ ትልቅ መብት ነው። |
4,592 | am_tg | የመንግሥቱን ምሥራች በቅንዓት በመስበክና ተጨማሪ ደቀ መዛሙርት በማፍራት መንፈሳዊውን ገነት ይበልጥ እናስውበዋለን። | ነዚ ኸኣ፡ ብዛዕባ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ብቕንኣት ብምእዋጅን ዝያዳ ደቀ መዛሙርቲ ብምግባርን ኢና እንፍጽሞ። |
4,593 | tg_am | ነዚ ኸኣ፡ ብዛዕባ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ብቕንኣት ብምእዋጅን ዝያዳ ደቀ መዛሙርቲ ብምግባርን ኢና እንፍጽሞ። | የመንግሥቱን ምሥራች በቅንዓት በመስበክና ተጨማሪ ደቀ መዛሙርት በማፍራት መንፈሳዊውን ገነት ይበልጥ እናስውበዋለን። |
4,594 | am_tg | አንድ ሰው ራሱን ወስኖ ክርስቲያን እንዲሆን በረዳን ቁጥር የመንፈሳዊው ገነት ወሰን እንዲሰፋ እያደረግን ነው ሊባል ይችላል። | ሓደ ሰብ ርእሱ ወፍዩ ክርስትያን ኪኸውን ክንሕግዝ ከለና፡ ንዶባት መንፈሳዊ ገነት ነስፍሖ ኣለና ማለት እዩ። |
4,595 | tg_am | ሓደ ሰብ ርእሱ ወፍዩ ክርስትያን ኪኸውን ክንሕግዝ ከለና፡ ንዶባት መንፈሳዊ ገነት ነስፍሖ ኣለና ማለት እዩ። | አንድ ሰው ራሱን ወስኖ ክርስቲያን እንዲሆን በረዳን ቁጥር የመንፈሳዊው ገነት ወሰን እንዲሰፋ እያደረግን ነው ሊባል ይችላል። |
4,596 | am_tg | ክርስቲያናዊ ባሕርያችንን በየጊዜው በማሻሻልም መንፈሳዊው ገነት ይበልጥ ማራኪ እንዲሆን ማድረግ እንችላለን። | ንመንፈሳዊ ገነትና ኸነጸብቐሉ እንኽእል ካልእ መገዲ ኸኣ፡ ንክርስትያናዊ ባህርያትና በብግዜኡ ብምምሕያሽ እዩ። |
4,597 | tg_am | ንመንፈሳዊ ገነትና ኸነጸብቐሉ እንኽእል ካልእ መገዲ ኸኣ፡ ንክርስትያናዊ ባህርያትና በብግዜኡ ብምምሕያሽ እዩ። | ክርስቲያናዊ ባሕርያችንን በየጊዜው በማሻሻልም መንፈሳዊው ገነት ይበልጥ ማራኪ እንዲሆን ማድረግ እንችላለን። |
4,598 | am_tg | በዚህ መንገድ መንፈሳዊው ገነት ለሚመለከቱት ሰዎች ይበልጥ ውብ እንዲሆን እናደርጋለን። | በዚ ኸምዚ፡ ነዚ ገነት እዚ ንሰባት ብዝያዳ ኸም ዚማርኽ ክንገብሮ ንኽእል ኢና። |
4,599 | tg_am | በዚ ኸምዚ፡ ነዚ ገነት እዚ ንሰባት ብዝያዳ ኸም ዚማርኽ ክንገብሮ ንኽእል ኢና። | በዚህ መንገድ መንፈሳዊው ገነት ለሚመለከቱት ሰዎች ይበልጥ ውብ እንዲሆን እናደርጋለን። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.