Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
4,600 | am_tg | አብዛኛውን ጊዜ ሰዎች መጀመሪያ ወደ ድርጅቱ እንዲሳቡ እንዲሁም ወደ አምላክና ወደ ክርስቶስ እንዲቀርቡ የሚያነሳሳቸው ከመጽሐፍ ቅዱስ እውቀት ይበልጥ የእኛ ንጹሕና ሰላማዊ ምግባር ነው። | ንሰባት ናብ ውድብ የሆዋ፡ ብእኡ ኣቢሉ ኸኣ ናብ ኣምላኽን ናብ ክርስቶስን ብዝያዳ ኺስሕቦም ዚኽእል፡ እቲ ንጹህን ሰላማውን ኣካይዳና ደኣ እምበር፡ እቲ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎና ፍልጠት ኣይኰነን። |
4,601 | tg_am | ንሰባት ናብ ውድብ የሆዋ፡ ብእኡ ኣቢሉ ኸኣ ናብ ኣምላኽን ናብ ክርስቶስን ብዝያዳ ኺስሕቦም ዚኽእል፡ እቲ ንጹህን ሰላማውን ኣካይዳና ደኣ እምበር፡ እቲ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎና ፍልጠት ኣይኰነን። | አብዛኛውን ጊዜ ሰዎች መጀመሪያ ወደ ድርጅቱ እንዲሳቡ እንዲሁም ወደ አምላክና ወደ ክርስቶስ እንዲቀርቡ የሚያነሳሳቸው ከመጽሐፍ ቅዱስ እውቀት ይበልጥ የእኛ ንጹሕና ሰላማዊ ምግባር ነው። |
4,602 | am_tg | ይሖዋና ኢየሱስ በዛሬው ጊዜ ያለንን ውብ መንፈሳዊ ገነት ሲመለከቱ ምንኛ ይደሰቱ ይሆን! በአሁኑ ጊዜ መንፈሳዊ ገነታችንን ይበልጥ ከማስዋብ የምናገኘው ደስታ ወደፊት ምድርን ቃል በቃል ወደ ገነትነት ስንለውጥ ለምናገኘው እርካታ ቅምሻ ነው። | የሆዋን የሱስን ነቲ ሕጂ ዘሎ ውቁብ መንፈሳዊ ገነትና ኺርእዩ ኸለዉስ ኣየ ኽንደይ ኰን እዮም ዚሕጐሱ! እቲ ሎሚ ንመንፈሳዊ ገነት ብዝያዳ ኸም ዚጽብቕ ብምግባር እንረኽቦ ዘለና ሓጐስ፡ መርኣያ ናይቲ ንምልእቲ ምድሪ ናብ ገነት ክንቅይራ ኸለና እንረኽቦ ሓጐስ እዩ። |
4,603 | tg_am | የሆዋን የሱስን ነቲ ሕጂ ዘሎ ውቁብ መንፈሳዊ ገነትና ኺርእዩ ኸለዉስ ኣየ ኽንደይ ኰን እዮም ዚሕጐሱ! እቲ ሎሚ ንመንፈሳዊ ገነት ብዝያዳ ኸም ዚጽብቕ ብምግባር እንረኽቦ ዘለና ሓጐስ፡ መርኣያ ናይቲ ንምልእቲ ምድሪ ናብ ገነት ክንቅይራ ኸለና እንረኽቦ ሓጐስ እዩ። | ይሖዋና ኢየሱስ በዛሬው ጊዜ ያለንን ውብ መንፈሳዊ ገነት ሲመለከቱ ምንኛ ይደሰቱ ይሆን! በአሁኑ ጊዜ መንፈሳዊ ገነታችንን ይበልጥ ከማስዋብ የምናገኘው ደስታ ወደፊት ምድርን ቃል በቃል ወደ ገነትነት ስንለውጥ ለምናገኘው እርካታ ቅምሻ ነው። |
4,604 | am_tg | ዮፍታሔ ሌላ ልጅ ስላልነበረው የዘር ሐረጉ እንዲቀጥል የሚያደርግም ሆነ ርስቱን የሚወርስ ልጅ ማግኘት የሚችለው በሴት ልጁ በኩል ብቻ ነበር። | ይፍታሕ ካልእ ውሉድ ኣይነበሮን፣ ኣብ እስራኤል ስሙን ርስቱን ከም ዘይርሳዕ ክትገብር እትኽእል ሓንቲ ጓል ጥራይ እያ ነይራቶ። |
4,605 | tg_am | ይፍታሕ ካልእ ውሉድ ኣይነበሮን፣ ኣብ እስራኤል ስሙን ርስቱን ከም ዘይርሳዕ ክትገብር እትኽእል ሓንቲ ጓል ጥራይ እያ ነይራቶ። | ዮፍታሔ ሌላ ልጅ ስላልነበረው የዘር ሐረጉ እንዲቀጥል የሚያደርግም ሆነ ርስቱን የሚወርስ ልጅ ማግኘት የሚችለው በሴት ልጁ በኩል ብቻ ነበር። |
4,606 | am_tg | ያም ሆኖ እንደሚገልጸው ዮፍታሔ አንዴ ለይሖዋ ቃል ገብቻለሁ፤ ልመልሰውም አልችልም በማለት ተናገረ። | ይኹን እምበር፡ ፡ ናብ የሆዋ ኣፈይ ከፊተ እየ፡ ክመልሶ ድማ ኣይክእልን እየ ብዚብል ቃላት ይፍታሕ እያ እትዛዝም። |
4,607 | tg_am | ይኹን እምበር፡ ፡ ናብ የሆዋ ኣፈይ ከፊተ እየ፡ ክመልሶ ድማ ኣይክእልን እየ ብዚብል ቃላት ይፍታሕ እያ እትዛዝም። | ያም ሆኖ እንደሚገልጸው ዮፍታሔ አንዴ ለይሖዋ ቃል ገብቻለሁ፤ ልመልሰውም አልችልም በማለት ተናገረ። |
4,608 | am_tg | ከፍተኛ መሥዋዕት ቢያስከፍለውም በይሖዋ ላይ እምነት እንዳለው ማሳየቱ የአምላክን ሞገስና በረከት አስገኝቶለታል። | ብብሕቱ ብዙሕ ኣብ ዜኽፍሎ እዋን እኳ እሙን ምዃኑ፡ ስምረትን በረኸትን ኣምላኽ ኪረክብ ክኢሉ እዩ። |
4,609 | tg_am | ብብሕቱ ብዙሕ ኣብ ዜኽፍሎ እዋን እኳ እሙን ምዃኑ፡ ስምረትን በረኸትን ኣምላኽ ኪረክብ ክኢሉ እዩ። | ከፍተኛ መሥዋዕት ቢያስከፍለውም በይሖዋ ላይ እምነት እንዳለው ማሳየቱ የአምላክን ሞገስና በረከት አስገኝቶለታል። |
4,610 | am_tg | አንተ ብትሆን እንዲህ ታደርግ ነበር? | ንስኻኸ ኸምኡ ዓይነት ምርጫ ምገበርካዶ፧ |
4,611 | tg_am | ንስኻኸ ኸምኡ ዓይነት ምርጫ ምገበርካዶ፧ | አንተ ብትሆን እንዲህ ታደርግ ነበር? |
4,612 | am_tg | ሕይወታችንን ለይሖዋ ስንወስን ራሳችንን ምንም ሳንቆጥብ የእሱን ፈቃድ ለመፈጸም ተስለናል። | ህይወትና ንየሆዋ ኽንውፊ ኸለና፡ ዝመጸ እኳ እንተ መጸ ፍቓዱ ኸም እንገብር ኢና ተመባጺዕና። |
4,613 | tg_am | ህይወትና ንየሆዋ ኽንውፊ ኸለና፡ ዝመጸ እኳ እንተ መጸ ፍቓዱ ኸም እንገብር ኢና ተመባጺዕና። | ሕይወታችንን ለይሖዋ ስንወስን ራሳችንን ምንም ሳንቆጥብ የእሱን ፈቃድ ለመፈጸም ተስለናል። |
4,614 | am_tg | ይህን ቃል መጠበቅ የራሳችንን ጥቅም መሥዋዕት ማድረግ እንደሚጠይቅብን እናውቃለን። | ነቲ መብጽዓና ሓሊና ንምምልላስ፡ ጥቕሚ ርእስና ኽንስውእ ከም ዘሎና ንፈልጥ ኔርና ኢና። |
4,615 | tg_am | ነቲ መብጽዓና ሓሊና ንምምልላስ፡ ጥቕሚ ርእስና ኽንስውእ ከም ዘሎና ንፈልጥ ኔርና ኢና። | ይህን ቃል መጠበቅ የራሳችንን ጥቅም መሥዋዕት ማድረግ እንደሚጠይቅብን እናውቃለን። |
4,616 | am_tg | ይሁንና የማንወደውን ነገር እንድናደርግ ስንጠየቅ፣ የፈቃደኝነት መንፈስ ያለን መሆን አለመሆኑ ጥያቄ ውስጥ ይገባል። | ዘይንፈትዎ ነገር ክንገብር ምስ እንሕተት ግና፡ ፍቓደኛነትና ብዝያዳ ይፍተን እዩ። |
4,617 | tg_am | ዘይንፈትዎ ነገር ክንገብር ምስ እንሕተት ግና፡ ፍቓደኛነትና ብዝያዳ ይፍተን እዩ። | ይሁንና የማንወደውን ነገር እንድናደርግ ስንጠየቅ፣ የፈቃደኝነት መንፈስ ያለን መሆን አለመሆኑ ጥያቄ ውስጥ ይገባል። |
4,618 | am_tg | የተጠየቅነውን በማድረግና መሥዋዕትነት በመክፈል ከለመድነው ብሎም ከሚመቸን በተለየ መንገድ አምላክን ስናገለግል እምነት እንዳለን እናሳያለን። | ከምዚ ዝበለ መስዋእቲ ምስ እንኸፍልን ዋላ እውን ኣብ ዘይጥዕመና ዅነታት ንኣምላኽ ምስ እነገልግሎን፡ እሙናት ምዃንና ነርኢ። |
4,619 | tg_am | ከምዚ ዝበለ መስዋእቲ ምስ እንኸፍልን ዋላ እውን ኣብ ዘይጥዕመና ዅነታት ንኣምላኽ ምስ እነገልግሎን፡ እሙናት ምዃንና ነርኢ። | የተጠየቅነውን በማድረግና መሥዋዕትነት በመክፈል ከለመድነው ብሎም ከሚመቸን በተለየ መንገድ አምላክን ስናገለግል እምነት እንዳለን እናሳያለን። |
4,620 | am_tg | የምንከፍለው መሥዋዕት የቱንም ያህል ከባድ ቢሆን፣ ከምናገኘው የላቀ በረከት ጋር ሲወዳደር እዚህ ግባ የሚባል አይሆንም። | እዚ ዜምጽኦ በረኸት ከኣ፡ ካብቲ እንኸፍሎ መስዋእቲ ኣጸቢቑ ዚዓቢ እዩ። |
4,621 | tg_am | እዚ ዜምጽኦ በረኸት ከኣ፡ ካብቲ እንኸፍሎ መስዋእቲ ኣጸቢቑ ዚዓቢ እዩ። | የምንከፍለው መሥዋዕት የቱንም ያህል ከባድ ቢሆን፣ ከምናገኘው የላቀ በረከት ጋር ሲወዳደር እዚህ ግባ የሚባል አይሆንም። |
4,622 | am_tg | ኢየሱስ ምሥራቹ በመላው ምድር እንደሚሰበክ ሲናገር ሥራው ምን ያህል ስፋት እንደሚኖረው ገልጿል። | የሱስ፡ እቲ ብስራት ኣብ ኵላ ዓለም ኪስበኽ እዩ ብምባል፡ ስፍሓት እቲ ዕዮ ስብከት ገሊጹ እዩ። |
4,623 | tg_am | የሱስ፡ እቲ ብስራት ኣብ ኵላ ዓለም ኪስበኽ እዩ ብምባል፡ ስፍሓት እቲ ዕዮ ስብከት ገሊጹ እዩ። | ኢየሱስ ምሥራቹ በመላው ምድር እንደሚሰበክ ሲናገር ሥራው ምን ያህል ስፋት እንደሚኖረው ገልጿል። |
4,624 | am_tg | ተከታዮቹ፣ ደቀ መዛሙርት የሚያደርጉት ከሁሉም ብሔራት የተውጣጡ ሰዎችን ነው። | ካብ ኵሎም ኣህዛብ ደቀ መዛሙርቲ ኸም ዚግበር እውን ተገሊጹ እዩ። |
4,625 | tg_am | ካብ ኵሎም ኣህዛብ ደቀ መዛሙርቲ ኸም ዚግበር እውን ተገሊጹ እዩ። | ተከታዮቹ፣ ደቀ መዛሙርት የሚያደርጉት ከሁሉም ብሔራት የተውጣጡ ሰዎችን ነው። |
4,626 | am_tg | በመሆኑም ሥራው መካሄድ ያለበት በዓለም አቀፍ ደረጃ ነው። | ከምኡ ንምግባር፡ ዓለምለኻዊ ዕዮ የድሊ። |
4,627 | tg_am | ከምኡ ንምግባር፡ ዓለምለኻዊ ዕዮ የድሊ። | በመሆኑም ሥራው መካሄድ ያለበት በዓለም አቀፍ ደረጃ ነው። |
4,628 | am_tg | የይሖዋ ምሥክሮች የስብከቱ ሥራ ከሚከናወንበት ስፋት ጋር በተያያዘ ኢየሱስ የተናገረውን ትንቢት እንዴት እንደፈጸሙ መረዳት እንድንችል አንዳንድ ነጥቦችን እስቲ እንመልከት። | ምስ ስፍሓት እቲ ዕዮ ስብከት ብእተተሓሓዘ፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ነቲ የሱስ እተነብዮ ትንቢት ይፍጽሙ ኸም ዘለዉ ንምርዳእ፡ ገለ ሓቅታት እስከ ንርአ። |
4,629 | tg_am | ምስ ስፍሓት እቲ ዕዮ ስብከት ብእተተሓሓዘ፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ነቲ የሱስ እተነብዮ ትንቢት ይፍጽሙ ኸም ዘለዉ ንምርዳእ፡ ገለ ሓቅታት እስከ ንርአ። | የይሖዋ ምሥክሮች የስብከቱ ሥራ ከሚከናወንበት ስፋት ጋር በተያያዘ ኢየሱስ የተናገረውን ትንቢት እንዴት እንደፈጸሙ መረዳት እንድንችል አንዳንድ ነጥቦችን እስቲ እንመልከት። |
4,630 | am_tg | በዩናይትድ ስቴትስ በተለያዩ ሃይማኖታዊ ቡድኖች ውስጥ ወደ 600,000 የሚጠጉ ቀሳውስት አሉ፤ በዚህች አገር 1,200,000 ገደማ የይሖዋ ምሥክሮች ይገኛሉ። | ኣብ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ዳርጋ 600,000 ኣቕሽሽቲ እተፈላለያ ሃይማኖታት ኪህልዉ ኸለዉ፡ ኣስታት 1,200,000 ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣለዉ። |
4,631 | tg_am | ኣብ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ዳርጋ 600,000 ኣቕሽሽቲ እተፈላለያ ሃይማኖታት ኪህልዉ ኸለዉ፡ ኣስታት 1,200,000 ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣለዉ። | በዩናይትድ ስቴትስ በተለያዩ ሃይማኖታዊ ቡድኖች ውስጥ ወደ 600,000 የሚጠጉ ቀሳውስት አሉ፤ በዚህች አገር 1,200,000 ገደማ የይሖዋ ምሥክሮች ይገኛሉ። |
4,632 | am_tg | የሮም ካቶሊክ ቤተ ክርስቲያን በዓለም ዙሪያ ያሏት ቀሳውስት ከ400,000 ብዙም አይበልጡም። | ናይ ሮማ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኣብ ብዘላ ዓለም ካብ 400,000 ቍሩብ ዚዛይዱ ኻህናት ኣለውዋ። |
4,633 | tg_am | ናይ ሮማ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኣብ ብዘላ ዓለም ካብ 400,000 ቍሩብ ዚዛይዱ ኻህናት ኣለውዋ። | የሮም ካቶሊክ ቤተ ክርስቲያን በዓለም ዙሪያ ያሏት ቀሳውስት ከ400,000 ብዙም አይበልጡም። |
4,634 | am_tg | በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ የተመሠረተውን የመንግሥቱን ስብከት ሥራ የሚያከናውኑት የይሖዋ ምሥክሮች ምን ያህል እንደሆኑ ደግሞ እንመልከት። | ሕጂ፡ ነቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ዕዮ ስብከት መንግስቲ ኣምላኽ ዚሳተፉ ናይ የሆዋ መሰኻኽር እስከ ንርአ። |
4,635 | tg_am | ሕጂ፡ ነቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ዕዮ ስብከት መንግስቲ ኣምላኽ ዚሳተፉ ናይ የሆዋ መሰኻኽር እስከ ንርአ። | በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ የተመሠረተውን የመንግሥቱን ስብከት ሥራ የሚያከናውኑት የይሖዋ ምሥክሮች ምን ያህል እንደሆኑ ደግሞ እንመልከት። |
4,636 | am_tg | በዓለም ዙሪያ በ240 አገሮች የሚገኙ ወደ ስምንት ሚሊዮን የሚጠጉ ፈቃደኛ አገልጋዮች ለሰዎች ምሥራቹን ይሰብካሉ። | ኣብ ብዘላ ዓለም፡ ኣስታት ሸሞንተ ሚልዮን ብፍታዎም ዚዓይዩ ኣገልገልቲ፡ ኣብ 240 ሃገራት ይሰብኩ ኣለዉ። |
4,637 | tg_am | ኣብ ብዘላ ዓለም፡ ኣስታት ሸሞንተ ሚልዮን ብፍታዎም ዚዓይዩ ኣገልገልቲ፡ ኣብ 240 ሃገራት ይሰብኩ ኣለዉ። | በዓለም ዙሪያ በ240 አገሮች የሚገኙ ወደ ስምንት ሚሊዮን የሚጠጉ ፈቃደኛ አገልጋዮች ለሰዎች ምሥራቹን ይሰብካሉ። |
4,638 | am_tg | እንዴት ያለ አስደናቂ ሥራ እያከናወኑ ነው! ይህም ለይሖዋ ውዳሴና ክብር ያመጣል። | ንየሆዋ ውዳሰን ክብርን ዜምጽእ ከመይ ዝበለ ዜደንቕ ዕዮ ዀን እዩ ዚዕየ ዘሎ!—። |
4,639 | tg_am | ንየሆዋ ውዳሰን ክብርን ዜምጽእ ከመይ ዝበለ ዜደንቕ ዕዮ ዀን እዩ ዚዕየ ዘሎ!—። | እንዴት ያለ አስደናቂ ሥራ እያከናወኑ ነው! ይህም ለይሖዋ ውዳሴና ክብር ያመጣል። |
4,640 | am_tg | ኢየሱስ የክርስቲያን ጉባኤን የሚመራው በመንፈስ ቅዱስ አማካኝነት ነው። | የሱስ ንክርስትያናዊት ጉባኤ ብመንፈስ ቅዱስ ኣቢሉ እዩ ዚመርሓ። |
4,641 | tg_am | የሱስ ንክርስትያናዊት ጉባኤ ብመንፈስ ቅዱስ ኣቢሉ እዩ ዚመርሓ። | ኢየሱስ የክርስቲያን ጉባኤን የሚመራው በመንፈስ ቅዱስ አማካኝነት ነው። |
4,642 | am_tg | ፈተናዎችን ለመቋቋም፣ ለአገልግሎት የሚያስፈልገንን ድፍረትና ሥልጠና ለማግኘት እንዲሁም ጥሩ ውሳኔዎችን ለማድረግ የመንፈስ ቅዱስ እርዳታ ያስፈልገናል። | ፈተና ምእንቲ ኽንጻረር፡ ንኣገልግሎት ተባዓትን ዕጡቓትን ምእንቲ ኽንከውን፡ ጽቡቕ ውሳነታት ድማ ምእንቲ ኽንገብር፡ መንፈስ ቅዱስ የድልየና እዩ። |
4,643 | tg_am | ፈተና ምእንቲ ኽንጻረር፡ ንኣገልግሎት ተባዓትን ዕጡቓትን ምእንቲ ኽንከውን፡ ጽቡቕ ውሳነታት ድማ ምእንቲ ኽንገብር፡ መንፈስ ቅዱስ የድልየና እዩ። | ፈተናዎችን ለመቋቋም፣ ለአገልግሎት የሚያስፈልገንን ድፍረትና ሥልጠና ለማግኘት እንዲሁም ጥሩ ውሳኔዎችን ለማድረግ የመንፈስ ቅዱስ እርዳታ ያስፈልገናል። |
4,644 | am_tg | እንግዲያው የጉባኤ ስብሰባዎችን ጨምሮ፣ ይህን መንፈስ ማግኘት የምንችልበት ማንኛውም አጋጣሚ እንዲያመልጠን አንፍቀድ። | ነቲ መንፈስ እቲ ንምርካብ፡ ንእንረኽቦ ዘበለ ዅሉ ኣጋጣሚታት፡ እንተላይ ንኣኼባታት ጉባኤ ኽንጥቀመሉዶ ኣይግባእን፧ |
4,645 | tg_am | ነቲ መንፈስ እቲ ንምርካብ፡ ንእንረኽቦ ዘበለ ዅሉ ኣጋጣሚታት፡ እንተላይ ንኣኼባታት ጉባኤ ኽንጥቀመሉዶ ኣይግባእን፧ | እንግዲያው የጉባኤ ስብሰባዎችን ጨምሮ፣ ይህን መንፈስ ማግኘት የምንችልበት ማንኛውም አጋጣሚ እንዲያመልጠን አንፍቀድ። |
4,646 | am_tg | በብዙዎቹ ስብሰባዎቻችን ላይ የመጽሐፍ ቅዱስን ትንቢቶች ፍጻሜ እንመረምራለን። | ኣብ ሓያሎ ኣኼባታትና፡ ፍጻመ ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ ንምርምር ኢና። |
4,647 | tg_am | ኣብ ሓያሎ ኣኼባታትና፡ ፍጻመ ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ ንምርምር ኢና። | በብዙዎቹ ስብሰባዎቻችን ላይ የመጽሐፍ ቅዱስን ትንቢቶች ፍጻሜ እንመረምራለን። |
4,648 | am_tg | ይህ ደግሞ ይሖዋ ስለ ወደፊቱ ጊዜ የሰጣቸው ተስፋዎችም እንደሚፈጸሙ ያለንን እምነት ያጠናክርልናል። | ከም ውጽኢቱ ድማ፡ እቲ የሆዋ ዘተስፈወና ናይ መጻኢ ተስፋታት ከም ዚፍጸም ዘሎና እምነት ይድልድል እዩ። |
4,649 | tg_am | ከም ውጽኢቱ ድማ፡ እቲ የሆዋ ዘተስፈወና ናይ መጻኢ ተስፋታት ከም ዚፍጸም ዘሎና እምነት ይድልድል እዩ። | ይህ ደግሞ ይሖዋ ስለ ወደፊቱ ጊዜ የሰጣቸው ተስፋዎችም እንደሚፈጸሙ ያለንን እምነት ያጠናክርልናል። |
4,650 | am_tg | እርግጥ ነው፣ ማበረታቻ የምናገኘው ከመድረክ ከሚቀርበው ትምህርት ብቻ አይደለም። | እቶም ኣብ መድረኽ ኰይኖም ዚዛረቡ ጥራይ ኣይኰኑን ዜተባብዑና። |
4,651 | tg_am | እቶም ኣብ መድረኽ ኰይኖም ዚዛረቡ ጥራይ ኣይኰኑን ዜተባብዑና። | እርግጥ ነው፣ ማበረታቻ የምናገኘው ከመድረክ ከሚቀርበው ትምህርት ብቻ አይደለም። |
4,652 | am_tg | በስብሰባዎች ላይ ሐሳብ የሚሰጡና ከልባቸው የሚዘምሩ የእምነት ባልንጀሮቻችንም ያንጹናል። | ሓሳባት ዚህቡን ካብ ልቦም ዚዝምሩን ክርስትያናት ብጾትና እውን ይሃንጹና እዮም። |
4,653 | tg_am | ሓሳባት ዚህቡን ካብ ልቦም ዚዝምሩን ክርስትያናት ብጾትና እውን ይሃንጹና እዮም። | በስብሰባዎች ላይ ሐሳብ የሚሰጡና ከልባቸው የሚዘምሩ የእምነት ባልንጀሮቻችንም ያንጹናል። |
4,654 | am_tg | በተጨማሪም ከስብሰባዎቻችን በፊትና በኋላ ከወንድሞቻችንና ከእህቶቻችን ጋር ስንጨዋወት፣ ከልብ የሚወዱን ወዳጆች እንዳሉን ስለምንገነዘብ መንፈሳችን ይታደሳል። | ቅድሚ ኣኼባን ድሕሪኡን ምስ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ክንዛራረብ ከለና ኸኣ፡ ዚፈትዉና ፈተውትና ስለ ዝረኸብና፡ ናይ ሓቂ እፎይታ ይስምዓና። |
4,655 | tg_am | ቅድሚ ኣኼባን ድሕሪኡን ምስ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ክንዛራረብ ከለና ኸኣ፡ ዚፈትዉና ፈተውትና ስለ ዝረኸብና፡ ናይ ሓቂ እፎይታ ይስምዓና። | በተጨማሪም ከስብሰባዎቻችን በፊትና በኋላ ከወንድሞቻችንና ከእህቶቻችን ጋር ስንጨዋወት፣ ከልብ የሚወዱን ወዳጆች እንዳሉን ስለምንገነዘብ መንፈሳችን ይታደሳል። |
4,656 | am_tg | መጽሐፍ ቅዱስ በመጨረሻዎቹ ቀናት ክፋት በከፍተኛ ሁኔታ እንደሚባባስ ይነግረናል። | መጽሓፍ ቅዱስ ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት እከይ ኣመና ኸም ዚውስኽ ይሕብር እዩ። |
4,657 | tg_am | መጽሓፍ ቅዱስ ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት እከይ ኣመና ኸም ዚውስኽ ይሕብር እዩ። | መጽሐፍ ቅዱስ በመጨረሻዎቹ ቀናት ክፋት በከፍተኛ ሁኔታ እንደሚባባስ ይነግረናል። |
4,658 | am_tg | በመሆኑም ዓለም በአሁኑ ጊዜ መጥፎ ሁኔታ ላይ ቢሆንም ወደፊት ከዚህም እየከፋ እንደሚሄድ መጠበቅ እንችላለን። | ስለዚ፡ እዚ ሕጂ ዘሎ ኽፉእ ኵነታት ዓለም እናገደደ ኪኸይድ ክንጽበ ንኽእል ኢና። |
4,659 | tg_am | ስለዚ፡ እዚ ሕጂ ዘሎ ኽፉእ ኵነታት ዓለም እናገደደ ኪኸይድ ክንጽበ ንኽእል ኢና። | በመሆኑም ዓለም በአሁኑ ጊዜ መጥፎ ሁኔታ ላይ ቢሆንም ወደፊት ከዚህም እየከፋ እንደሚሄድ መጠበቅ እንችላለን። |
4,660 | am_tg | ይሁንና ታላቁ መከራ ከመጀመሩ በፊት ነገሮች ምን ያህል የከፉ እንደሚሆኑ ትጠብቃለህ? | ግናኸ፡ ብርቱዕ ጸበባ ቕድሚ ምምጻኡ፡ ኵነታት ዓለም ክሳዕ ክንደይ ኪኸፍእ ኢኻ እትጽበ፧ |
4,661 | tg_am | ግናኸ፡ ብርቱዕ ጸበባ ቕድሚ ምምጻኡ፡ ኵነታት ዓለም ክሳዕ ክንደይ ኪኸፍእ ኢኻ እትጽበ፧ | ይሁንና ታላቁ መከራ ከመጀመሩ በፊት ነገሮች ምን ያህል የከፉ እንደሚሆኑ ትጠብቃለህ? |
4,662 | am_tg | ለምሳሌ በየአገሩ ጦርነት እንደሚነሳ፣ ማንም ሰው የሚላስ የሚቀመስ እንደማያገኝና በየቤቱ የታመመ ሰው እንደሚኖር ትጠብቃለህ? | ንኣብነት፡ ኣብ ሃሃገሩ ውግእ ኪኸውን፡ መብዛሕትኦም ሰባት ከኣ ብጥሜትን ብሕማምን ኪሳቐዩ ዲኻ እትጽበ፧ |
4,663 | tg_am | ንኣብነት፡ ኣብ ሃሃገሩ ውግእ ኪኸውን፡ መብዛሕትኦም ሰባት ከኣ ብጥሜትን ብሕማምን ኪሳቐዩ ዲኻ እትጽበ፧ | ለምሳሌ በየአገሩ ጦርነት እንደሚነሳ፣ ማንም ሰው የሚላስ የሚቀመስ እንደማያገኝና በየቤቱ የታመመ ሰው እንደሚኖር ትጠብቃለህ? |
4,664 | am_tg | ሁኔታዎች እዚህ ደረጃ ላይ ከደረሱ ተጠራጣሪዎች እንኳ የመጽሐፍ ቅዱስ ትንቢት ፍጻሜውን እያገኘ እንዳለ አምነው ለመቀበል ይገደዳሉ። | ከምኡ እንተ ዀይኑ እሞ፡ ዳርጋ ዅሉ ሰብ፡ እቶም ብመጽሓፍ ቅዱስ ዚጠራጠሩ ሰባት እውን ከይተረፈ፡ ፍጻመ ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ ከም ዝዀነ ኺእመኑሉ እዮም። |
4,665 | tg_am | ከምኡ እንተ ዀይኑ እሞ፡ ዳርጋ ዅሉ ሰብ፡ እቶም ብመጽሓፍ ቅዱስ ዚጠራጠሩ ሰባት እውን ከይተረፈ፡ ፍጻመ ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ ከም ዝዀነ ኺእመኑሉ እዮም። | ሁኔታዎች እዚህ ደረጃ ላይ ከደረሱ ተጠራጣሪዎች እንኳ የመጽሐፍ ቅዱስ ትንቢት ፍጻሜውን እያገኘ እንዳለ አምነው ለመቀበል ይገደዳሉ። |
4,666 | am_tg | ሆኖም ኢየሱስ አብዛኞቹ ሰዎች በዕለት ተዕለት ሕይወታቸው ከመጠመዳቸው የተነሳ እስከ መጨረሻው ሰዓት ድረስ የመገኘቱን ምልክት ፈጽሞ እንደማያስተውሉ ተናግሯል። | ይኹን እምበር፡ የሱስ መብዛሕትኦም ሰባት ነቲ ንሱ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን ከም ዘየስተውዕልሉ፡ መዓልታዊ ናብራኦም እናገበሩ ኸለዉ ድማ መዓልቲ የሆዋ ደበኽ ኢላ ኸም እትመጾም እዩ ገሊጹ። |
4,667 | tg_am | ይኹን እምበር፡ የሱስ መብዛሕትኦም ሰባት ነቲ ንሱ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን ከም ዘየስተውዕልሉ፡ መዓልታዊ ናብራኦም እናገበሩ ኸለዉ ድማ መዓልቲ የሆዋ ደበኽ ኢላ ኸም እትመጾም እዩ ገሊጹ። | ሆኖም ኢየሱስ አብዛኞቹ ሰዎች በዕለት ተዕለት ሕይወታቸው ከመጠመዳቸው የተነሳ እስከ መጨረሻው ሰዓት ድረስ የመገኘቱን ምልክት ፈጽሞ እንደማያስተውሉ ተናግሯል። |
4,668 | am_tg | ቅዱሳን መጻሕፍት፣ በመጨረሻዎቹ ቀናት በዓለም ላይ የሚኖረው ሁኔታ እጅግ መጥፎ ከመሆኑ የተነሳ ሰዎች መጨረሻው መቅረቡን እንዲያምኑ የሚያደርግ ነገር እንደሚኖር አይገልጹም። | ቅዱሳት ጽሑፋት፡ ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ዚህሉ ዅነታት ዓለም፡ ሰባት መወዳእታ ኸም ዝቐረበ ኸይፈተዉ ኽሳዕ ዚእመኑ ኣዝዩ ኸም ዚኸፍእ ኣይገልጽን እዩ። |
4,669 | tg_am | ቅዱሳት ጽሑፋት፡ ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ዚህሉ ዅነታት ዓለም፡ ሰባት መወዳእታ ኸም ዝቐረበ ኸይፈተዉ ኽሳዕ ዚእመኑ ኣዝዩ ኸም ዚኸፍእ ኣይገልጽን እዩ። | ቅዱሳን መጻሕፍት፣ በመጨረሻዎቹ ቀናት በዓለም ላይ የሚኖረው ሁኔታ እጅግ መጥፎ ከመሆኑ የተነሳ ሰዎች መጨረሻው መቅረቡን እንዲያምኑ የሚያደርግ ነገር እንደሚኖር አይገልጹም። |
4,670 | am_tg | እምነት በሰብዓዊ ዓይን ሲታይ የማይቻል የሚመስሉ ነገሮችን እንድናደርግ ያስችለናል። | እምነትና ብሰብኣዊ ዓይኒ ኺርአ ኸሎ ዘይከኣል ዚመስል ነገር ክንገብር ተኽእለና እያ። |
4,671 | tg_am | እምነትና ብሰብኣዊ ዓይኒ ኺርአ ኸሎ ዘይከኣል ዚመስል ነገር ክንገብር ተኽእለና እያ። | እምነት በሰብዓዊ ዓይን ሲታይ የማይቻል የሚመስሉ ነገሮችን እንድናደርግ ያስችለናል። |
4,672 | am_tg | ለምሳሌ ያህል፣ አብዛኞቻችን የቀድሞ ማንነታችንን ያውቁ የነበሩ ሰዎች ሊለዩን እስከማይችሉ ድረስ አስተሳሰባችንና ድርጊታችን በከፍተኛ ሁኔታ ተለውጧል። | ንኣብነት፡ መብዛሕትና ኣረኣእያናን ተግባራትናን ኣመና ስለ ዝቐየርና፡ እቶም ኣቐዲሞም ዚፈልጡና ዳርጋ ኼለልዩና ዘይክእሉ ዄንና ኢና። |
4,673 | tg_am | ንኣብነት፡ መብዛሕትና ኣረኣእያናን ተግባራትናን ኣመና ስለ ዝቐየርና፡ እቶም ኣቐዲሞም ዚፈልጡና ዳርጋ ኼለልዩና ዘይክእሉ ዄንና ኢና። | ለምሳሌ ያህል፣ አብዛኞቻችን የቀድሞ ማንነታችንን ያውቁ የነበሩ ሰዎች ሊለዩን እስከማይችሉ ድረስ አስተሳሰባችንና ድርጊታችን በከፍተኛ ሁኔታ ተለውጧል። |
4,674 | am_tg | ይሖዋ በእሱ በመታመን እነዚህን እርምጃዎች በመውሰዳችን ጥረታችንን ባርኮልናል። | ነዚ ስጕምቲ እዚ ብመሰረት እታ ብየሆዋ ዘላትና እምነት ስለ ዝገበርናዮ፡ የሆዋ ንጻዕርታትና ደጊፍዎ እዩ። |
4,675 | tg_am | ነዚ ስጕምቲ እዚ ብመሰረት እታ ብየሆዋ ዘላትና እምነት ስለ ዝገበርናዮ፡ የሆዋ ንጻዕርታትና ደጊፍዎ እዩ። | ይሖዋ በእሱ በመታመን እነዚህን እርምጃዎች በመውሰዳችን ጥረታችንን ባርኮልናል። |
4,676 | am_tg | በእምነት ተነሳስተን ራሳችንን ለይሖዋ ከወሰንን በኋላ ከእሱ ጋር ወዳጅነት መመሥረት ችለናል፤ ይህ ደግሞ በራሳችን ኃይል ልናደርገው የምንችለው ነገር አይደለም። | ብእምነትና ተደሪኽና ርእስና ንየሆዋ ምስ ወፈና፡ ፈተውቱ ኢና እንኸውን፣ እዚ ድማ ባዕልና ኽንገብሮ እንኽእል ኣይኰነን። |
4,677 | tg_am | ብእምነትና ተደሪኽና ርእስና ንየሆዋ ምስ ወፈና፡ ፈተውቱ ኢና እንኸውን፣ እዚ ድማ ባዕልና ኽንገብሮ እንኽእል ኣይኰነን። | በእምነት ተነሳስተን ራሳችንን ለይሖዋ ከወሰንን በኋላ ከእሱ ጋር ወዳጅነት መመሥረት ችለናል፤ ይህ ደግሞ በራሳችን ኃይል ልናደርገው የምንችለው ነገር አይደለም። |
4,678 | am_tg | እምነታችን ምንጊዜም ጠንካሮች እንድንሆን ያደርገናል። | ድሕሪኡ እውን እምነትና ጕልበት ትዀነና እያ። |
4,679 | tg_am | ድሕሪኡ እውን እምነትና ጕልበት ትዀነና እያ። | እምነታችን ምንጊዜም ጠንካሮች እንድንሆን ያደርገናል። |
4,680 | am_tg | ከሰው በላይ ኃይል ያለው ጠላታችን ዲያብሎስ የሚሰነዝርብንን ጥቃት መቋቋም የቻልነው በእምነት ነው። | ነቲ ኻብ ሰብ ዝሓየለ መጻርርትና ድያብሎስ ዚፍንዎ መጥቃዕትታት፡ ብእምነት ኢና እንጻረሮ። |
4,681 | tg_am | ነቲ ኻብ ሰብ ዝሓየለ መጻርርትና ድያብሎስ ዚፍንዎ መጥቃዕትታት፡ ብእምነት ኢና እንጻረሮ። | ከሰው በላይ ኃይል ያለው ጠላታችን ዲያብሎስ የሚሰነዝርብንን ጥቃት መቋቋም የቻልነው በእምነት ነው። |
4,682 | am_tg | በተጨማሪም በይሖዋ መታመናችን ፈታኝ በሆኑ ወቅቶች ከልክ በላይ በጭንቀት እንዳንዋጥ ይረዳናል። | ብዘይካዚ እውን፡ ብየሆዋ እንእመን ስለ ዝዀንና፡ ኣብ ኣጸጋሚ ግዜያት ንዚፍጠር ጭንቀትና ይንክዮ እዩ። |
4,683 | tg_am | ብዘይካዚ እውን፡ ብየሆዋ እንእመን ስለ ዝዀንና፡ ኣብ ኣጸጋሚ ግዜያት ንዚፍጠር ጭንቀትና ይንክዮ እዩ። | በተጨማሪም በይሖዋ መታመናችን ፈታኝ በሆኑ ወቅቶች ከልክ በላይ በጭንቀት እንዳንዋጥ ይረዳናል። |
4,684 | am_tg | ይሖዋ በእምነት ተነሳስተን ከመንግሥቱ ጋር የተያያዙ ጉዳዮችን የምናስቀድም ከሆነ ቁሳዊ ፍላጎታችንን እንደሚያሟላልን ቃል ገብቷል። | ብእምነትና ተደሪኽና ንረብሓታት መንግስቲ ኣምላኽ ምስ እነቐድም፡ የሆዋ ዜድልየና ስጋዊ ነገራት ከም ዜማልኣልና ቓል ኣትዩልና ኣሎ። |
4,685 | tg_am | ብእምነትና ተደሪኽና ንረብሓታት መንግስቲ ኣምላኽ ምስ እነቐድም፡ የሆዋ ዜድልየና ስጋዊ ነገራት ከም ዜማልኣልና ቓል ኣትዩልና ኣሎ። | ይሖዋ በእምነት ተነሳስተን ከመንግሥቱ ጋር የተያያዙ ጉዳዮችን የምናስቀድም ከሆነ ቁሳዊ ፍላጎታችንን እንደሚያሟላልን ቃል ገብቷል። |
4,686 | am_tg | ከዚህ በላይ ደግሞ እምነታችን፣ የትኛውም ሰው በራሱ ጥረት ሊያገኝ የማይችለውን ስጦታ ይኸውም የዘላለም ሕይወት ያስገኝልናል። | ኣብ ርእሲ እዚ ድማ፡ ሳላ እምነትና፡ ሰብ ብጻዕሩ ዘይረኽቦ ውህበት፡ ማለት ናይ ዘለኣለም ህይወት ክንረክብ ንኽእል ኢና። |
4,687 | tg_am | ኣብ ርእሲ እዚ ድማ፡ ሳላ እምነትና፡ ሰብ ብጻዕሩ ዘይረኽቦ ውህበት፡ ማለት ናይ ዘለኣለም ህይወት ክንረክብ ንኽእል ኢና። | ከዚህ በላይ ደግሞ እምነታችን፣ የትኛውም ሰው በራሱ ጥረት ሊያገኝ የማይችለውን ስጦታ ይኸውም የዘላለም ሕይወት ያስገኝልናል። |
4,688 | am_tg | አምላክ አስቀድሞ የወደደን በምን መንገድ ነው? | ኣምላኽ ቅድም ዘፍቀረና ብኸመይ እዩ፧ |
4,689 | tg_am | ኣምላኽ ቅድም ዘፍቀረና ብኸመይ እዩ፧ | አምላክ አስቀድሞ የወደደን በምን መንገድ ነው? |
4,690 | am_tg | ሐዋርያው ጳውሎስ አምላክ ገና ኃጢአተኞች ሳለን ክርስቶስ እንዲሞትልን በማድረግ ለእኛ ያለውን የራሱን ፍቅር አሳይቷል ብሏል። | ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ንሕና ገና ሓጥኣን ከለና፡ ክርስቶስ ምእንታና ብሙማቱ፡ ኣምላኽ ንፍቕሩ በዚ የርእየና ኣሎ ኢሉ ጸሓፈ። |
4,691 | tg_am | ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ንሕና ገና ሓጥኣን ከለና፡ ክርስቶስ ምእንታና ብሙማቱ፡ ኣምላኽ ንፍቕሩ በዚ የርእየና ኣሎ ኢሉ ጸሓፈ። | ሐዋርያው ጳውሎስ አምላክ ገና ኃጢአተኞች ሳለን ክርስቶስ እንዲሞትልን በማድረግ ለእኛ ያለውን የራሱን ፍቅር አሳይቷል ብሏል። |
4,692 | am_tg | ፍቅር የይሖዋ ዋነኛ ባሕርይ ነው፤ በመሆኑም ኢየሱስ፣ አምላክ የሰጠው የመጀመሪያው ትእዛዝ የቱ እንደሆነ ጥያቄ ላቀረበለት ሰው አምላክህን ይሖዋን በሙሉ ልብህ፣ በሙሉ ነፍስህ፣ በሙሉ አእምሮህና በሙሉ ኃይልህ ውደድ በማለት መልስ የሰጠው ለምን እንደሆነ መረዳት አያዳግትም። | ፍቕሪ ዓብላሊት ባህርይ የሆዋ እያ፣ ስለዚ ኸኣ የሱስ ንሓደ ሓታቲ ብዛዕባ ናይ መጀመርታ ሕጊ ኣምላኽ ኪነግሮ ኸሎ፡ ንየሆዋ ኣምላኽካ ብምሉእ ልብኻን ብምሉእ ነፍስኻን ብምሉእ ኣእምሮኻን ብምሉእ ሓይልኻን ኣፍቅሮ በሎ። |
4,693 | tg_am | ፍቕሪ ዓብላሊት ባህርይ የሆዋ እያ፣ ስለዚ ኸኣ የሱስ ንሓደ ሓታቲ ብዛዕባ ናይ መጀመርታ ሕጊ ኣምላኽ ኪነግሮ ኸሎ፡ ንየሆዋ ኣምላኽካ ብምሉእ ልብኻን ብምሉእ ነፍስኻን ብምሉእ ኣእምሮኻን ብምሉእ ሓይልኻን ኣፍቅሮ በሎ። | ፍቅር የይሖዋ ዋነኛ ባሕርይ ነው፤ በመሆኑም ኢየሱስ፣ አምላክ የሰጠው የመጀመሪያው ትእዛዝ የቱ እንደሆነ ጥያቄ ላቀረበለት ሰው አምላክህን ይሖዋን በሙሉ ልብህ፣ በሙሉ ነፍስህ፣ በሙሉ አእምሮህና በሙሉ ኃይልህ ውደድ በማለት መልስ የሰጠው ለምን እንደሆነ መረዳት አያዳግትም። |
4,694 | am_tg | ኢየሱስ፣ አምላክን ስለ መውደድ ሲናገር መጀመሪያ ላይ የጠቀሰው ልብን እንደሆነ መመልከት እንችላለን። | ካብ ቃላት የሱስ፡ ንኣምላኽ ዘላትና ፍቕሪ፡ ቅድሚ ዅሉ ንልብና ኸም እተጠቓልል ንመሃር ኢና። |
4,695 | tg_am | ካብ ቃላት የሱስ፡ ንኣምላኽ ዘላትና ፍቕሪ፡ ቅድሚ ዅሉ ንልብና ኸም እተጠቓልል ንመሃር ኢና። | ኢየሱስ፣ አምላክን ስለ መውደድ ሲናገር መጀመሪያ ላይ የጠቀሰው ልብን እንደሆነ መመልከት እንችላለን። |
4,696 | am_tg | ይሖዋ የተከፈለ ልብ አያስደስተውም። | ፍርቂ ዝልቡ ምዃን ንየሆዋ ኣየሐጕሶን እዩ። |
4,697 | tg_am | ፍርቂ ዝልቡ ምዃን ንየሆዋ ኣየሐጕሶን እዩ። | ይሖዋ የተከፈለ ልብ አያስደስተውም። |
4,698 | am_tg | ይሁን እንጂ በሙሉ ነፍሳችን፣ በሙሉ አእምሯችንና በሙሉ ኃይላችን አምላክን መውደድ እንዳለብንም መዘንጋት አይኖርብንም። | ይኹን እምበር፡ ንኣምላኽ ዘላትና ፍቕሪ ንምሉእ ነፍስናን ኣእምሮናን ሓይልናን እውን ከም እተጠቓልል ንፈልጥ ኢና። |
4,699 | tg_am | ይኹን እምበር፡ ንኣምላኽ ዘላትና ፍቕሪ ንምሉእ ነፍስናን ኣእምሮናን ሓይልናን እውን ከም እተጠቓልል ንፈልጥ ኢና። | ይሁን እንጂ በሙሉ ነፍሳችን፣ በሙሉ አእምሯችንና በሙሉ ኃይላችን አምላክን መውደድ እንዳለብንም መዘንጋት አይኖርብንም። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.