Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
5,600 | am_tg | ከዚህ ይልቅ ጉዳዩን በጥሞና እንዲያመዛዝን በትዕግሥት እርዱት። | የግዳስ፡ ነቲ ጕዳይ ኪሓስበሉ ብትዕግስቲ ሓግዞ። |
5,601 | tg_am | የግዳስ፡ ነቲ ጕዳይ ኪሓስበሉ ብትዕግስቲ ሓግዞ። | ከዚህ ይልቅ ጉዳዩን በጥሞና እንዲያመዛዝን በትዕግሥት እርዱት። |
5,602 | am_tg | እንደ እውነቱ ከሆነ ልጃችሁ በቅንነት የሚያነሳቸው ጥያቄዎች፣ ለጉዳዩ ትኩረት እንደሰጠውና የማወቅ ፍላጎት እንዳለው ይጠቁማሉ። | ውሉድካ ብቕንዕና ሕቶታት ዚሓትት፡ ተገዳስነት ስለ ዘለዎን ኪርዳእ ስለ ዚደልን እዩ። |
5,603 | tg_am | ውሉድካ ብቕንዕና ሕቶታት ዚሓትት፡ ተገዳስነት ስለ ዘለዎን ኪርዳእ ስለ ዚደልን እዩ። | እንደ እውነቱ ከሆነ ልጃችሁ በቅንነት የሚያነሳቸው ጥያቄዎች፣ ለጉዳዩ ትኩረት እንደሰጠውና የማወቅ ፍላጎት እንዳለው ይጠቁማሉ። |
5,604 | am_tg | ኢየሱስ ገና በ12 ዓመቱ ቁም ነገር ያዘሉ ጥያቄዎችን ጠይቋል። | የሱስ ገና ወዲ 12 ዓመት ከሎ፡ ከቢድ ሕቶታት ሓቲቱ እዩ። |
5,605 | tg_am | የሱስ ገና ወዲ 12 ዓመት ከሎ፡ ከቢድ ሕቶታት ሓቲቱ እዩ። | ኢየሱስ ገና በ12 ዓመቱ ቁም ነገር ያዘሉ ጥያቄዎችን ጠይቋል። |
5,606 | am_tg | ልጆቻችሁን በሚገባ እወቋቸው፤ ይኸውም አስተሳሰባቸውን፣ ስሜታቸውንና የሚያሳስቧቸውን ነገሮች ለመረዳት ጥረት አድርጉ። | ንውሉዳትካ ኣጸቢቕካ ፍለጦም፣ ኣተሓሳስባኦምን ስምዒታቶምን ሻቕሎቶምን ፍለጥ። |
5,607 | tg_am | ንውሉዳትካ ኣጸቢቕካ ፍለጦም፣ ኣተሓሳስባኦምን ስምዒታቶምን ሻቕሎቶምን ፍለጥ። | ልጆቻችሁን በሚገባ እወቋቸው፤ ይኸውም አስተሳሰባቸውን፣ ስሜታቸውንና የሚያሳስቧቸውን ነገሮች ለመረዳት ጥረት አድርጉ። |
5,608 | am_tg | አብረዋችሁ በጉባኤ ስብሰባዎች ላይ ስለሚገኙና በአገልግሎት ስለሚካፈሉ ብቻ በይሖዋ ላይ እምነት እንዳላቸው አድርጋችሁ አታስቡ። | ኣብ ክርስትያናዊ ኣኼባታት ስለ ዚእከቡን ምሳኻ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ስለ ዚሳተፉን ጥራይ፡ እምነት ከም ዘለዎም ጌርካ ኣይትደምድም። |
5,609 | tg_am | ኣብ ክርስትያናዊ ኣኼባታት ስለ ዚእከቡን ምሳኻ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ስለ ዚሳተፉን ጥራይ፡ እምነት ከም ዘለዎም ጌርካ ኣይትደምድም። | አብረዋችሁ በጉባኤ ስብሰባዎች ላይ ስለሚገኙና በአገልግሎት ስለሚካፈሉ ብቻ በይሖዋ ላይ እምነት እንዳላቸው አድርጋችሁ አታስቡ። |
5,610 | am_tg | ከልጆቻችሁ ጋር አብራችሁ በምታሳልፉት በማንኛውም ጊዜ በውይይታችሁ ውስጥ መንፈሳዊ ነገሮችን ለማካተት ጥረት አድርጉ። | የግዳስ፡ ኣብ መዓልታዊ ንጥፈታትካ ብዛዕባ መንፈሳዊ ነገራት ኣመያይጦም። |
5,611 | tg_am | የግዳስ፡ ኣብ መዓልታዊ ንጥፈታትካ ብዛዕባ መንፈሳዊ ነገራት ኣመያይጦም። | ከልጆቻችሁ ጋር አብራችሁ በምታሳልፉት በማንኛውም ጊዜ በውይይታችሁ ውስጥ መንፈሳዊ ነገሮችን ለማካተት ጥረት አድርጉ። |
5,612 | am_tg | ከልጆቻችሁ ጋር ሆናችሁ ጸልዩ፤ እንዲሁም እነሱን በተመለከተ ጸልዩ። | ምሳታቶም ጸሊ፣ ምእንታኦም እውን ጸሊ። |
5,613 | tg_am | ምሳታቶም ጸሊ፣ ምእንታኦም እውን ጸሊ። | ከልጆቻችሁ ጋር ሆናችሁ ጸልዩ፤ እንዲሁም እነሱን በተመለከተ ጸልዩ። |
5,614 | am_tg | ከእምነታቸው ጋር በተያያዘ የሚያጋጥማቸውን ማንኛውንም ፈተና ለማስተዋል ጥረት አድርጉ፤ ፈተናውን እንዲወጡትም እርዷቸው። | ኣብ እምነቶም እንታይ ፈተና ኸም ዜጋጥሞም ክትፈልጥ ጽዓር፣ ብኸመይ ከም ዚዋጽኡሉ ድማ ሓግዞም። |
5,615 | tg_am | ኣብ እምነቶም እንታይ ፈተና ኸም ዜጋጥሞም ክትፈልጥ ጽዓር፣ ብኸመይ ከም ዚዋጽኡሉ ድማ ሓግዞም። | ከእምነታቸው ጋር በተያያዘ የሚያጋጥማቸውን ማንኛውንም ፈተና ለማስተዋል ጥረት አድርጉ፤ ፈተናውን እንዲወጡትም እርዷቸው። |
5,616 | am_tg | ኢየሱስ ዋነኛ ሥራው የመንግሥቱን ምሥራች ማወጅ ነበር። | የሱስ ቀዳምነት ዚህቦ ዝነበረ ዕዮ፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ምስባኽ እዩ። |
5,617 | tg_am | የሱስ ቀዳምነት ዚህቦ ዝነበረ ዕዮ፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ምስባኽ እዩ። | ኢየሱስ ዋነኛ ሥራው የመንግሥቱን ምሥራች ማወጅ ነበር። |
5,618 | am_tg | ይሁንና እረኞችና አስተማሪዎች እንዲሆኑ ሌሎችን ለማሠልጠን ጊዜ መድቧል። | ኰይኑ ግና፡ ጓሶትን መምህራንን ምእንቲ ኪዀኑ ኢሉ፡ ንኻልኦት ንምስልጣን እውን ግዜ መዲቡ እዩ። |
5,619 | tg_am | ኰይኑ ግና፡ ጓሶትን መምህራንን ምእንቲ ኪዀኑ ኢሉ፡ ንኻልኦት ንምስልጣን እውን ግዜ መዲቡ እዩ። | ይሁንና እረኞችና አስተማሪዎች እንዲሆኑ ሌሎችን ለማሠልጠን ጊዜ መድቧል። |
5,620 | am_tg | ፊልጶስ በወንጌላዊነቱ ሥራ ተጠምዶ የነበረ ቢሆንም አራት ሴቶች ልጆቹን፣ ቅዱስ ጽሑፋዊ እውነቶችን ለሌሎች በማካፈሉ ሥራ ውጤታማ እንዲሆኑ እንደረዳቸው አያጠራጥርም። | ፊልጶስ ብዕዮ ወንጌላውነት ትሑዝ እኳ እንተ ነበረ፡ ኣርባዕተ ኣዋልዱ ንፉዓት ሰበኽቲ ቕዱስ ጽሑፋዊ ሓቅታት ምእንቲ ኪዀና ሓጊዝወን ኪኸውን ኣለዎ። |
5,621 | tg_am | ፊልጶስ ብዕዮ ወንጌላውነት ትሑዝ እኳ እንተ ነበረ፡ ኣርባዕተ ኣዋልዱ ንፉዓት ሰበኽቲ ቕዱስ ጽሑፋዊ ሓቅታት ምእንቲ ኪዀና ሓጊዝወን ኪኸውን ኣለዎ። | ፊልጶስ በወንጌላዊነቱ ሥራ ተጠምዶ የነበረ ቢሆንም አራት ሴቶች ልጆቹን፣ ቅዱስ ጽሑፋዊ እውነቶችን ለሌሎች በማካፈሉ ሥራ ውጤታማ እንዲሆኑ እንደረዳቸው አያጠራጥርም። |
5,622 | am_tg | በዛሬው ጊዜስ እንዲህ ዓይነቱን ሥልጠና መስጠት ምን ያህል አስፈላጊ ነው? | ከምዚ ዝበለ ስልጠና፡ ሎሚ ኽሳዕ ክንደይ እዩ ዜድሊ፧ |
5,623 | tg_am | ከምዚ ዝበለ ስልጠና፡ ሎሚ ኽሳዕ ክንደይ እዩ ዜድሊ፧ | በዛሬው ጊዜስ እንዲህ ዓይነቱን ሥልጠና መስጠት ምን ያህል አስፈላጊ ነው? |
5,624 | am_tg | በዓለም ዙሪያ ለምሥራቹ አዎንታዊ ምላሽ የሚሰጡ ሰዎች ቁጥር እየጨመረ ነው። | ኣብ ብዘላ ዓለም፡ ቍጽሪ እቶም ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ዚቕበሉ ዘለዉ ሰባት ይበዝሕ ኣሎ። |
5,625 | tg_am | ኣብ ብዘላ ዓለም፡ ቍጽሪ እቶም ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ዚቕበሉ ዘለዉ ሰባት ይበዝሕ ኣሎ። | በዓለም ዙሪያ ለምሥራቹ አዎንታዊ ምላሽ የሚሰጡ ሰዎች ቁጥር እየጨመረ ነው። |
5,626 | am_tg | አዲሶች ገና ከመጠመቃቸውም በፊት መጽሐፍ ቅዱስን በግላቸው የማጥናትን አስፈላጊነት እንዲገነዘቡ ማድረግ ያስፈልጋል። | ዘይተጠምቁ ሓደስቲ እውን ንኣገዳስነት ብሕታዊ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪርድእዎ ኣለዎም። |
5,627 | tg_am | ዘይተጠምቁ ሓደስቲ እውን ንኣገዳስነት ብሕታዊ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪርድእዎ ኣለዎም። | አዲሶች ገና ከመጠመቃቸውም በፊት መጽሐፍ ቅዱስን በግላቸው የማጥናትን አስፈላጊነት እንዲገነዘቡ ማድረግ ያስፈልጋል። |
5,628 | am_tg | ለሌሎች ምሥራቹን መስበክና እውነትን ማስተማር የሚችሉት እንዴት እንደሆነ መማርም ይኖርባቸዋል። | ነቲ ብስራት ንኻልኦት ብኸመይ ከም ዚሰብኩ፡ ብዛዕባ ሓቂ እውን ብኸመይ ከም ዚምህሩ ኺፈልጡ ኣለዎም። |
5,629 | tg_am | ነቲ ብስራት ንኻልኦት ብኸመይ ከም ዚሰብኩ፡ ብዛዕባ ሓቂ እውን ብኸመይ ከም ዚምህሩ ኺፈልጡ ኣለዎም። | ለሌሎች ምሥራቹን መስበክና እውነትን ማስተማር የሚችሉት እንዴት እንደሆነ መማርም ይኖርባቸዋል። |
5,630 | am_tg | በጉባኤዎቻችን ውስጥ ያሉ ወንድሞች፣ የጉባኤ አገልጋዮችና ሽማግሌዎች ለመሆን የሚያስፈልጓቸውን ብቃቶች ለማሟላት እንዲጣጣሩ መበረታታት ያስፈልጋቸዋል። | ኣብ ጉባኤታትና ዚርከቡ ኣሕዋት፡ ኣገልገልቲ ጉባኤን ሽማግለታትን ንምዃን ዜድሊ ብቕዓት ምእንቲ ኼማልኡ፡ ኣበርቲዖም ኪዓይዩ መተባብዒ የድልዮም እዩ። |
5,631 | tg_am | ኣብ ጉባኤታትና ዚርከቡ ኣሕዋት፡ ኣገልገልቲ ጉባኤን ሽማግለታትን ንምዃን ዜድሊ ብቕዓት ምእንቲ ኼማልኡ፡ ኣበርቲዖም ኪዓይዩ መተባብዒ የድልዮም እዩ። | በጉባኤዎቻችን ውስጥ ያሉ ወንድሞች፣ የጉባኤ አገልጋዮችና ሽማግሌዎች ለመሆን የሚያስፈልጓቸውን ብቃቶች ለማሟላት እንዲጣጣሩ መበረታታት ያስፈልጋቸዋል። |
5,632 | am_tg | የጎለመሱ ክርስቲያኖች ለአዲሶች ጥሩ መመሪያ በመስጠት መንፈሳዊ እድገት እንዲያደርጉ ሊረዷቸው ይችላሉ። | ብሱላት ክርስትያናት ንሓደስቲ ጽቡቕ ትምህርቲ ብምሃብ፡ መንፈሳዊ ዕቤት ኪገብሩ ኺሕግዝዎም ይኽእሉ እዮም። |
5,633 | tg_am | ብሱላት ክርስትያናት ንሓደስቲ ጽቡቕ ትምህርቲ ብምሃብ፡ መንፈሳዊ ዕቤት ኪገብሩ ኺሕግዝዎም ይኽእሉ እዮም። | የጎለመሱ ክርስቲያኖች ለአዲሶች ጥሩ መመሪያ በመስጠት መንፈሳዊ እድገት እንዲያደርጉ ሊረዷቸው ይችላሉ። |
5,634 | am_tg | ጠንካራ ትዳር፣ አንዳቸው የሌላውን ስህተት በትዕግሥት የሚያልፉ ባልና ሚስት ጥምረት ነው። | ድልዱል ሓዳር ንሓድሕዶም ሕድገታት ብዚገባበሩ ኽልተ ሰባት እዩ ዚቐውም። |
5,635 | tg_am | ድልዱል ሓዳር ንሓድሕዶም ሕድገታት ብዚገባበሩ ኽልተ ሰባት እዩ ዚቐውም። | ጠንካራ ትዳር፣ አንዳቸው የሌላውን ስህተት በትዕግሥት የሚያልፉ ባልና ሚስት ጥምረት ነው። |
5,636 | am_tg | እንዲህ ያሉ ባልና ሚስት እርስ በርስ ይቻቻላሉ፤ እንዲሁም በነፃ ይቅር ይባባላሉ። | ንሓድሕዶም ኪተዓጋገሱን ብናጻ ይቕረ ኺባሃሃሉን ኣለዎም። |
5,637 | tg_am | ንሓድሕዶም ኪተዓጋገሱን ብናጻ ይቕረ ኺባሃሃሉን ኣለዎም። | እንዲህ ያሉ ባልና ሚስት እርስ በርስ ይቻቻላሉ፤ እንዲሁም በነፃ ይቅር ይባባላሉ። |
5,638 | am_tg | እርግጥ ነው፣ ሁለቱም ስህተት መሥራታቸው አይቀርም። | እወ፡ ክልቲኦም ሰብ ሓዳር ይጋገዩ እዮም። |
5,639 | tg_am | እወ፡ ክልቲኦም ሰብ ሓዳር ይጋገዩ እዮም። | እርግጥ ነው፣ ሁለቱም ስህተት መሥራታቸው አይቀርም። |
5,640 | am_tg | እንዲህ ዓይነት ሁኔታ በሚፈጠርበት ጊዜ ባልና ሚስት ከስህተታቸው መማር፣ የትዳር ጓደኛቸውን ይቅር ማለት እንዲሁም ፍጹም የሆነ የአንድነት ማሰሪያ የሆነውን ፍቅር ማሳየት ይችላሉ። | ከምኡ ኼጋጥሞም ከሎ ግና፡ ካብ ጌጋታቶም ኪምሃሩ፡ ይቕረ ኺባሃሃሉ፡ ፍቕሪ ፍጽምቲ ማእሰር ሓድነት ክትከውን ኬፍቅዱላ ኣጋጣሚ ይረኽቡ እዮም። |
5,641 | tg_am | ከምኡ ኼጋጥሞም ከሎ ግና፡ ካብ ጌጋታቶም ኪምሃሩ፡ ይቕረ ኺባሃሃሉ፡ ፍቕሪ ፍጽምቲ ማእሰር ሓድነት ክትከውን ኬፍቅዱላ ኣጋጣሚ ይረኽቡ እዮም። | እንዲህ ዓይነት ሁኔታ በሚፈጠርበት ጊዜ ባልና ሚስት ከስህተታቸው መማር፣ የትዳር ጓደኛቸውን ይቅር ማለት እንዲሁም ፍጹም የሆነ የአንድነት ማሰሪያ የሆነውን ፍቅር ማሳየት ይችላሉ። |
5,642 | am_tg | በተጨማሪም መጽሐፍ ቅዱስ ፍቅር ታጋሽና ደግ ነው። | ብተወሳኺ፡ ፍቕሪ ዓቃልን ለዋህን እያ። |
5,643 | tg_am | ብተወሳኺ፡ ፍቕሪ ዓቃልን ለዋህን እያ። | በተጨማሪም መጽሐፍ ቅዱስ ፍቅር ታጋሽና ደግ ነው። |
5,644 | am_tg | ፍቅር የበደል መዝገብ የለውም ይላል። | ኣይትቕየምን እያ። |
5,645 | tg_am | ኣይትቕየምን እያ። | ፍቅር የበደል መዝገብ የለውም ይላል። |
5,646 | am_tg | አለመግባባቶች በተቻለ ፍጥነት መፈታት አለባቸው። | ኣብ መንጎ ሰብ ሓዳር ዚፍጠር ዘይምርድዳኣት ብቕልጡፍ ኪፍታሕ ኣለዎ። |
5,647 | tg_am | ኣብ መንጎ ሰብ ሓዳር ዚፍጠር ዘይምርድዳኣት ብቕልጡፍ ኪፍታሕ ኣለዎ። | አለመግባባቶች በተቻለ ፍጥነት መፈታት አለባቸው። |
5,648 | am_tg | በመሆኑም አንድ ክርስቲያን ባልና ሚስት በመካከላቸው ለተፈጠረው ለማንኛውም ቅራኔ፣ ጀምበር ሳትጠልቅ እልባት ማበጀት ይኖርባቸዋል። | ስለዚ፡ ክርስትያን ሰብ ሓዳር መዓልቲ ኸይዓረበት ፍልልያቶም ኬደቅሱ ኣለዎም። |
5,649 | tg_am | ስለዚ፡ ክርስትያን ሰብ ሓዳር መዓልቲ ኸይዓረበት ፍልልያቶም ኬደቅሱ ኣለዎም። | በመሆኑም አንድ ክርስቲያን ባልና ሚስት በመካከላቸው ለተፈጠረው ለማንኛውም ቅራኔ፣ ጀምበር ሳትጠልቅ እልባት ማበጀት ይኖርባቸዋል። |
5,650 | am_tg | ስላስከፋሁህ ይቅርታ አድርግልኝ ብሎ ከልብ ይቅርታ መጠየቅ ትሕትና እና ድፍረት ይጠይቃል፤ ይሁንና የትዳር ጓደኛሞች እንዲህ ማድረጋቸው ችግሮችን በመፍታት ብሎም በመካከላቸው ያለውን ጥምረት በማጠናከር ረገድ ትልቅ ሚና ይጫወታል። | ካብ ልብኻ ተደሪኽካ ንበደልካ ይቕረታ ንምሕታት፡ ትሕትናን ትብዓትን የድሊ እዩ፣ ይኹን እምበር፡ ከምኡ ምግባር ኣብ መንጎ ሰብ ሓዳር ዚፍጠር ብዙሕ ጸገማት ይፈትሕ፡ ንሓድሕዶም እውን የቀራርቦም እዩ። |
5,651 | tg_am | ካብ ልብኻ ተደሪኽካ ንበደልካ ይቕረታ ንምሕታት፡ ትሕትናን ትብዓትን የድሊ እዩ፣ ይኹን እምበር፡ ከምኡ ምግባር ኣብ መንጎ ሰብ ሓዳር ዚፍጠር ብዙሕ ጸገማት ይፈትሕ፡ ንሓድሕዶም እውን የቀራርቦም እዩ። | ስላስከፋሁህ ይቅርታ አድርግልኝ ብሎ ከልብ ይቅርታ መጠየቅ ትሕትና እና ድፍረት ይጠይቃል፤ ይሁንና የትዳር ጓደኛሞች እንዲህ ማድረጋቸው ችግሮችን በመፍታት ብሎም በመካከላቸው ያለውን ጥምረት በማጠናከር ረገድ ትልቅ ሚና ይጫወታል። |
5,652 | am_tg | ዘወትር ነቅታችሁ ጠብቁ የሚለውን መመሪያ ተግባራዊ ለማድረግ፣ ፍላጎት ብቻ በቂ አይደለም። | ብመንፈሳዊ መዳይ ንቑሕ ምዃን ኪብሃል ከሎ፡ ቅኑዕ ንምግባር ክንሕልን ኣሎና ማለት ጥራይ ኣይኰነን። |
5,653 | tg_am | ብመንፈሳዊ መዳይ ንቑሕ ምዃን ኪብሃል ከሎ፡ ቅኑዕ ንምግባር ክንሕልን ኣሎና ማለት ጥራይ ኣይኰነን። | ዘወትር ነቅታችሁ ጠብቁ የሚለውን መመሪያ ተግባራዊ ለማድረግ፣ ፍላጎት ብቻ በቂ አይደለም። |
5,654 | am_tg | በጌትሴማኒ የአትክልት ቦታ ደቀ መዛሙርቱ ካጋጠማቸው ሁኔታ ጥቂት ቀናት ቀደም ብሎ ኢየሱስ ለይሖዋ ምልጃ እንዲያቀርቡ ነግሯቸው ነበር። | ካብቲ ኣብ ስፍራ ኣታኽልቲ ጌተሴማኔ ዘጋጠመ ነገር ሒደት መዓልትታት ኣቐዲሙ፡ የሱስ ንደቀ መዛሙርቱ፡ ናብ የሆዋ ኺምህለሉ ተማሕጺንዎም ነይሩ እዩ። |
5,655 | tg_am | ካብቲ ኣብ ስፍራ ኣታኽልቲ ጌተሴማኔ ዘጋጠመ ነገር ሒደት መዓልትታት ኣቐዲሙ፡ የሱስ ንደቀ መዛሙርቱ፡ ናብ የሆዋ ኺምህለሉ ተማሕጺንዎም ነይሩ እዩ። | በጌትሴማኒ የአትክልት ቦታ ደቀ መዛሙርቱ ካጋጠማቸው ሁኔታ ጥቂት ቀናት ቀደም ብሎ ኢየሱስ ለይሖዋ ምልጃ እንዲያቀርቡ ነግሯቸው ነበር። |
5,656 | am_tg | እኛም በመንፈሳዊ እንዳናንቀላፋ ከፈለግን በጸሎት ረገድ ምንጊዜም ንቁዎች መሆን አለብን። | ስለዚ፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ንቑሕ ንምዃን፡ ብጸሎት ክንነቅሕ ኣሎና። |
5,657 | tg_am | ስለዚ፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ንቑሕ ንምዃን፡ ብጸሎት ክንነቅሕ ኣሎና። | እኛም በመንፈሳዊ እንዳናንቀላፋ ከፈለግን በጸሎት ረገድ ምንጊዜም ንቁዎች መሆን አለብን። |
5,658 | am_tg | ኢየሱስ መጨረሻው የሚመጣው ባላሰብነው ሰዓት እንደሆነ ስለተናገረ አሁን በመንፈሳዊ የምናሸልብበት እንዲሁም ሰይጣንም ሆነ እሱ የሚቆጣጠረው ዓለም የሚያቀርባቸውን የማይጨበጡና ሥጋችንን የሚያማልሉ ነገሮች የምናሳድድበት ጊዜ አይደለም። | የሱስ ብዛዕባ መወዳእታ ግዜ ኺገልጽ ከሎ፡ ብዘይሓሰብኩምዋ ሰዓት ኪመጽእ እዩ ስለ ዝበለ፡ ብመንፈሳዊ መዳይ እንታኸሰሉ ግዜ ኣይኰነን፣ ነቲ ሰይጣንን ዓለሙን ዜቕርቡልና፡ ስጋና እውን ዚምነዮ ዘይጭበጥ ሕልሚ እንስዕበሉ ግዜ እውን ኣይኰነን። |
5,659 | tg_am | የሱስ ብዛዕባ መወዳእታ ግዜ ኺገልጽ ከሎ፡ ብዘይሓሰብኩምዋ ሰዓት ኪመጽእ እዩ ስለ ዝበለ፡ ብመንፈሳዊ መዳይ እንታኸሰሉ ግዜ ኣይኰነን፣ ነቲ ሰይጣንን ዓለሙን ዜቕርቡልና፡ ስጋና እውን ዚምነዮ ዘይጭበጥ ሕልሚ እንስዕበሉ ግዜ እውን ኣይኰነን። | ኢየሱስ መጨረሻው የሚመጣው ባላሰብነው ሰዓት እንደሆነ ስለተናገረ አሁን በመንፈሳዊ የምናሸልብበት እንዲሁም ሰይጣንም ሆነ እሱ የሚቆጣጠረው ዓለም የሚያቀርባቸውን የማይጨበጡና ሥጋችንን የሚያማልሉ ነገሮች የምናሳድድበት ጊዜ አይደለም። |
5,660 | am_tg | ይሖዋና ኢየሱስ፣ ስላዘጋጁልንና በቅርቡ ስለምናገኛቸው በረከቶች እንዲሁም ምንጊዜም ነቅተን መጠበቅ ስለምንችልበት መንገድ በመጽሐፍ ቅዱስ አማካኝነት ነግረውናል። | ኣምላኽን ክርስቶስን ብመጽሓፍ ቅዱስ ገይሮም፡ ኣብ ቀረባ እዋን እንታይ ከም ዚጽበየናን ከመይ ጌርና ኽንነቅሕ ከም ዘሎናን ተማሕጺኖምና ኣለዉ። |
5,661 | tg_am | ኣምላኽን ክርስቶስን ብመጽሓፍ ቅዱስ ገይሮም፡ ኣብ ቀረባ እዋን እንታይ ከም ዚጽበየናን ከመይ ጌርና ኽንነቅሕ ከም ዘሎናን ተማሕጺኖምና ኣለዉ። | ይሖዋና ኢየሱስ፣ ስላዘጋጁልንና በቅርቡ ስለምናገኛቸው በረከቶች እንዲሁም ምንጊዜም ነቅተን መጠበቅ ስለምንችልበት መንገድ በመጽሐፍ ቅዱስ አማካኝነት ነግረውናል። |
5,662 | am_tg | ለመንፈሳዊነታችንና ከይሖዋ ጋር ላለን ዝምድና ትኩረት መስጠት እንዲሁም የአምላክን መንግሥት ማስቀደም አለብን። | ንመንፈሳውነትናን ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎና ርክብን ከነተኵረሉ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ድማ ቀዳምነት ክንህብ ኣሎና። |
5,663 | tg_am | ንመንፈሳውነትናን ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎና ርክብን ከነተኵረሉ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ድማ ቀዳምነት ክንህብ ኣሎና። | ለመንፈሳዊነታችንና ከይሖዋ ጋር ላለን ዝምድና ትኩረት መስጠት እንዲሁም የአምላክን መንግሥት ማስቀደም አለብን። |
5,664 | am_tg | በቅርቡ የሚፈጸመውን ክንውን ዝግጁ ሆነን መጠበቅ እንድንችል፣ ያለንበትን ጊዜ እንዲሁም በዙሪያችን የሚከናወኑትን ነገሮች ማስተዋል ይኖርብናል። | ነቲ ዚመጽእ ድሉዋት ምእንቲ ኽንከውን፡ ነዚ ዘለናሉ ግዜን ነዚ ዚኸውን ዘሎ ፍጻመታትን ከነለልዮ ኣሎና። |
5,665 | tg_am | ነቲ ዚመጽእ ድሉዋት ምእንቲ ኽንከውን፡ ነዚ ዘለናሉ ግዜን ነዚ ዚኸውን ዘሎ ፍጻመታትን ከነለልዮ ኣሎና። | በቅርቡ የሚፈጸመውን ክንውን ዝግጁ ሆነን መጠበቅ እንድንችል፣ ያለንበትን ጊዜ እንዲሁም በዙሪያችን የሚከናወኑትን ነገሮች ማስተዋል ይኖርብናል። |
5,666 | am_tg | እንደተናቅን ወይም ተገቢ ያልሆነ ነገር እንደተደረገብን በሚሰማን ጊዜ ስሜታችንን መቆጣጠር ከባድ ሊሆንብን ይችላል። | ከም እተነዓቕና ወይ ከም እተበደልና ዀይኑ እንተ ተሰሚዑና፡ ስምዒታትና ምቍጽጻር ኪኸብደና ይኽእል እዩ። |
5,667 | tg_am | ከም እተነዓቕና ወይ ከም እተበደልና ዀይኑ እንተ ተሰሚዑና፡ ስምዒታትና ምቍጽጻር ኪኸብደና ይኽእል እዩ። | እንደተናቅን ወይም ተገቢ ያልሆነ ነገር እንደተደረገብን በሚሰማን ጊዜ ስሜታችንን መቆጣጠር ከባድ ሊሆንብን ይችላል። |
5,668 | am_tg | በዘራችን፣ በቆዳችን ቀለም አሊያም በውጫዊ ገጽታችን ምክንያት ብንነቀፍ ስሜታችን በጣም እንደሚጎዳ የታወቀ ነው። | ብሰንኪ ዓሌትና፡ ሕብሪ ቘርበትና፡ ወይ ካልእ ኣካላዊ ትርኢትና እንተ ተገፊዕና ኣዚና ኽንጕሂ ንኽእል ኢና። |
5,669 | tg_am | ብሰንኪ ዓሌትና፡ ሕብሪ ቘርበትና፡ ወይ ካልእ ኣካላዊ ትርኢትና እንተ ተገፊዕና ኣዚና ኽንጕሂ ንኽእል ኢና። | በዘራችን፣ በቆዳችን ቀለም አሊያም በውጫዊ ገጽታችን ምክንያት ብንነቀፍ ስሜታችን በጣም እንደሚጎዳ የታወቀ ነው። |
5,670 | am_tg | ይህን ያደረገው የእምነት ባልንጀራችን ሲሆን ደግሞ ሁኔታው ምንኛ የከፋ ይሆናል! በዚህ ጊዜ መጽሐፍ ቅዱስ፣ ስሜታችንን እንድንቆጣጠር እንዲሁም ቶሎ እንዳንቆጣ የሚሰጠንን ምክር ተግባራዊ ማድረጋችን ምንኛ ጠቃሚ ነው! ማንኛችንም ብንሆን ቶሎ ቅር ላለመሰኘትና ይበልጥ ይቅር ባይ ለመሆን ጥረት ማድረግ እንደሚያስፈልገን ጥርጥር የለውም። | እዚ ግፍዒ እዚ ዝበጽሓና ብሓደ ኣማኒ ዝዀነ ብጻይና እንተ ዀይኑ እሞ ኸኣ ክሳዕ ክንደይ ኰን እዩ ዜጕሂ! ነቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ መንፈስና ኽንገትእን ንዅራ ኸይንህወኽን ዚህበና ምኽሪ ኣብ ግብሪ ምውዓሉሲ ኽሳዕ ክንደይ ጥበባዊ ዀን እዩ! ኵላትና ብቐሊሉ ተነቀፍቲ ኸይንኸውንን ዝያዳ ይቕረ ኽንብልን ጻዕሪ ኽንገብር ከም ዘሎና ፍሉጥ እዩ። |
5,671 | tg_am | እዚ ግፍዒ እዚ ዝበጽሓና ብሓደ ኣማኒ ዝዀነ ብጻይና እንተ ዀይኑ እሞ ኸኣ ክሳዕ ክንደይ ኰን እዩ ዜጕሂ! ነቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ መንፈስና ኽንገትእን ንዅራ ኸይንህወኽን ዚህበና ምኽሪ ኣብ ግብሪ ምውዓሉሲ ኽሳዕ ክንደይ ጥበባዊ ዀን እዩ! ኵላትና ብቐሊሉ ተነቀፍቲ ኸይንኸውንን ዝያዳ ይቕረ ኽንብልን ጻዕሪ ኽንገብር ከም ዘሎና ፍሉጥ እዩ። | ይህን ያደረገው የእምነት ባልንጀራችን ሲሆን ደግሞ ሁኔታው ምንኛ የከፋ ይሆናል! በዚህ ጊዜ መጽሐፍ ቅዱስ፣ ስሜታችንን እንድንቆጣጠር እንዲሁም ቶሎ እንዳንቆጣ የሚሰጠንን ምክር ተግባራዊ ማድረጋችን ምንኛ ጠቃሚ ነው! ማንኛችንም ብንሆን ቶሎ ቅር ላለመሰኘትና ይበልጥ ይቅር ባይ ለመሆን ጥረት ማድረግ እንደሚያስፈልገን ጥርጥር የለውም። |
5,672 | am_tg | ይሖዋና ኢየሱስ ይቅር ባይ መሆንን ትልቅ ቦታ ይሰጡታል። | የሆዋን የሱስን ንበደል ምሕዳግ ኣርዚኖም እዮም ዚርእይዎ። |
5,673 | tg_am | የሆዋን የሱስን ንበደል ምሕዳግ ኣርዚኖም እዮም ዚርእይዎ። | ይሖዋና ኢየሱስ ይቅር ባይ መሆንን ትልቅ ቦታ ይሰጡታል። |
5,674 | am_tg | አንተስ ይቅር ባይ ከመሆን ወይም ቁጣህን ከመቆጣጠር ጋር በተያያዘ ይበልጥ መሥራት ያስፈልግህ ይሆን? | እሞኸ፡ ዝያዳ ይቕረ ኽትብል ወይ ስምዒትካ ኽትቈጻጸር የድልየካ ደዀን ይኸውን፧ |
5,675 | tg_am | እሞኸ፡ ዝያዳ ይቕረ ኽትብል ወይ ስምዒትካ ኽትቈጻጸር የድልየካ ደዀን ይኸውን፧ | አንተስ ይቅር ባይ ከመሆን ወይም ቁጣህን ከመቆጣጠር ጋር በተያያዘ ይበልጥ መሥራት ያስፈልግህ ይሆን? |
5,676 | am_tg | ቁጣቸውን የመቆጣጠር ችግር ያለባቸው ሰዎች አብዛኛውን ጊዜ ምሬት ያድርባቸዋል። | መብዛሕትኡ ግዜ፡ ስምዒቶም ዘይቈጻጸሩ ሰባት ይምረሩ እዮም። |
5,677 | tg_am | መብዛሕትኡ ግዜ፡ ስምዒቶም ዘይቈጻጸሩ ሰባት ይምረሩ እዮም። | ቁጣቸውን የመቆጣጠር ችግር ያለባቸው ሰዎች አብዛኛውን ጊዜ ምሬት ያድርባቸዋል። |
5,678 | am_tg | በመሆኑም ሌሎች ይርቋቸዋል። | በዚ ምኽንያት እዚ ድማ፡ ካልኦት ኪቐርብዎም ኣይደልዩን ይዀኑ። |
5,679 | tg_am | በዚ ምኽንያት እዚ ድማ፡ ካልኦት ኪቐርብዎም ኣይደልዩን ይዀኑ። | በመሆኑም ሌሎች ይርቋቸዋል። |
5,680 | am_tg | በምሬት የተሞላ ሰው በጉባኤ ውስጥ መጥፎ ተጽዕኖ ሊያሳድር ይችላል። | ዚምረር ሰብ ኣብ ጉባኤ ሕማቕ ጽልዋ ኺገብር ይኽእል እዩ። |
5,681 | tg_am | ዚምረር ሰብ ኣብ ጉባኤ ሕማቕ ጽልዋ ኺገብር ይኽእል እዩ። | በምሬት የተሞላ ሰው በጉባኤ ውስጥ መጥፎ ተጽዕኖ ሊያሳድር ይችላል። |
5,682 | am_tg | በአሁኑ ጊዜ የምንኖረው ይሖዋ እኛን ለመቅረጽ ሲል ባዘጋጀው መንፈሳዊ ገነት ውስጥ ነው። | እቲ ሕጂ የሆዋ ንዓና ዚቐርጸሉ ዘሎ ሃዋህው፡ ከም መንፈሳዊ ገነት ጌርካ ይርአ እዩ። |
5,683 | tg_am | እቲ ሕጂ የሆዋ ንዓና ዚቐርጸሉ ዘሎ ሃዋህው፡ ከም መንፈሳዊ ገነት ጌርካ ይርአ እዩ። | በአሁኑ ጊዜ የምንኖረው ይሖዋ እኛን ለመቅረጽ ሲል ባዘጋጀው መንፈሳዊ ገነት ውስጥ ነው። |
5,684 | am_tg | በዙሪያችን ያለው ዓለም በክፋት የተሞላ ቢሆንም ያለ ስጋት ተረጋግተን እንኖራለን። | ኣብ ከባቢና ዘላ ዓለም እክይቲ እኳ እንተ ዀነት፡ ንሕና ግና ድሕንነትን ውሕስነትን ይስምዓና ኣሎ። |
5,685 | tg_am | ኣብ ከባቢና ዘላ ዓለም እክይቲ እኳ እንተ ዀነት፡ ንሕና ግና ድሕንነትን ውሕስነትን ይስምዓና ኣሎ። | በዙሪያችን ያለው ዓለም በክፋት የተሞላ ቢሆንም ያለ ስጋት ተረጋግተን እንኖራለን። |
5,686 | am_tg | ይሖዋን ማወቅና የእሱን አባታዊ ፍቅር ማጣጣም ችለናል። | ንየሆዋ ፈሊጥናዮ፡ ኣባታዊ ፍቕሩ እውን ጥዒምና ኢና። |
5,687 | tg_am | ንየሆዋ ፈሊጥናዮ፡ ኣባታዊ ፍቕሩ እውን ጥዒምና ኢና። | ይሖዋን ማወቅና የእሱን አባታዊ ፍቅር ማጣጣም ችለናል። |
5,688 | am_tg | በአዲሱ ዓለም ውስጥ ስንኖር ደግሞ መንፈሳዊው ገነት ከሚያስገኛቸው በረከቶች የተሟላ ጥቅም ማግኘት እንችላለን። | ኣብ ሓዳስ ዓለም፡ መንፈሳዊ ገነት ዜምጽኦ በረኸት ምሉእ ብምሉእ ከነስተማቕሮ ኢና። |
5,689 | tg_am | ኣብ ሓዳስ ዓለም፡ መንፈሳዊ ገነት ዜምጽኦ በረኸት ምሉእ ብምሉእ ከነስተማቕሮ ኢና። | በአዲሱ ዓለም ውስጥ ስንኖር ደግሞ መንፈሳዊው ገነት ከሚያስገኛቸው በረከቶች የተሟላ ጥቅም ማግኘት እንችላለን። |
5,690 | am_tg | ከዚህም በተጨማሪ በዚያ ወቅት በአምላክ መንግሥት አገዛዝ ሥር ምድር ወደ ገነትነት ትለወጣለች። | ሽዑ፡ ምስቲ መንፈሳዊ ገነት ዚሳነ ቓል ብቓሉ ገነት ኣብ ትሕቲ ግዝኣት መንግስቲ ኣምላኽ ኪህሉ እዩ። |
5,691 | tg_am | ሽዑ፡ ምስቲ መንፈሳዊ ገነት ዚሳነ ቓል ብቓሉ ገነት ኣብ ትሕቲ ግዝኣት መንግስቲ ኣምላኽ ኪህሉ እዩ። | ከዚህም በተጨማሪ በዚያ ወቅት በአምላክ መንግሥት አገዛዝ ሥር ምድር ወደ ገነትነት ትለወጣለች። |
5,692 | am_tg | ዓለም አቀፍ ተሃድሶ በሚኖርበት በዚያ ጊዜ፣ ይሖዋ የምድርን ነዋሪዎች መቅረጹን የሚቀጥል ሲሆን ከእሱ የሚያገኙት ትምህርት ከምንገምተው በላይ ይሆናል። | ኣብቲ ምድሪ እትሕደሰሉ እዋን፡ የሆዋ ንነበርቲ ምድሪ ኪቐርጾም፡ ሕጂ ኽንግምቶ ኻብ እንኽእል ንላዕሊ ድማ ኪምህሮም እዩ። |
5,693 | tg_am | ኣብቲ ምድሪ እትሕደሰሉ እዋን፡ የሆዋ ንነበርቲ ምድሪ ኪቐርጾም፡ ሕጂ ኽንግምቶ ኻብ እንኽእል ንላዕሊ ድማ ኪምህሮም እዩ። | ዓለም አቀፍ ተሃድሶ በሚኖርበት በዚያ ጊዜ፣ ይሖዋ የምድርን ነዋሪዎች መቅረጹን የሚቀጥል ሲሆን ከእሱ የሚያገኙት ትምህርት ከምንገምተው በላይ ይሆናል። |
5,694 | am_tg | በተጨማሪም እሱ የሚሰጠንን ትምህርት መቀበልና ፈቃዱን ሙሉ በሙሉ መፈጸም እንድንችል ይሖዋ አእምሯችንንና አካላችንን ፍጹም ያደርግልናል። | ብዘይካዚ፡ ኣምላኽ ንኣእምሮናን ንሰብነትናን ፍጹም ስለ ዚገብሮ፡ ትምህርቱ ኣብ ልብና ኸነሕድሮን ብዘይ እንታ ኣብ ግብሪ ኸነውዕሎን ኢና። |
5,695 | tg_am | ብዘይካዚ፡ ኣምላኽ ንኣእምሮናን ንሰብነትናን ፍጹም ስለ ዚገብሮ፡ ትምህርቱ ኣብ ልብና ኸነሕድሮን ብዘይ እንታ ኣብ ግብሪ ኸነውዕሎን ኢና። | በተጨማሪም እሱ የሚሰጠንን ትምህርት መቀበልና ፈቃዱን ሙሉ በሙሉ መፈጸም እንድንችል ይሖዋ አእምሯችንንና አካላችንን ፍጹም ያደርግልናል። |
5,696 | am_tg | እንግዲያው ለይሖዋ መገዛታችንን ለመቀጠል ቁርጥ ውሳኔ እናድርግ፤ ይህን ስናደርግ ይሖዋ የሚቀርጸን ስለሚወደን መሆኑን እንደተገነዘብን እናሳያለን። | ስለዚ፡ ንዓና ንምቕራጽ ዚገብሮ ጻዕሪ ኸም መግለጺ ፍቕሪ ጌርና ብምርኣይ፡ ብሕጂ እውን ንየሆዋ ንገዝኣዮ። |
5,697 | tg_am | ስለዚ፡ ንዓና ንምቕራጽ ዚገብሮ ጻዕሪ ኸም መግለጺ ፍቕሪ ጌርና ብምርኣይ፡ ብሕጂ እውን ንየሆዋ ንገዝኣዮ። | እንግዲያው ለይሖዋ መገዛታችንን ለመቀጠል ቁርጥ ውሳኔ እናድርግ፤ ይህን ስናደርግ ይሖዋ የሚቀርጸን ስለሚወደን መሆኑን እንደተገነዘብን እናሳያለን። |
5,698 | am_tg | ከክርስቶስ ልደት በኋላ በነበሩት የመጀመሪያዎቹ ጥቂት መቶ ዓመታት ውስጥ በርካታ ሰዎች መጽሐፍ ቅዱስን በግሪክኛ ወይም በላቲን ማንበብ ይችሉ ነበር። | ኣብ ቀዳሞት ሒደት ዘመናት ድሕሪ ክርስቶስ፡ ሓያሎ ሰባት ንመጽሓፍ ቅዱስ ብግሪኽኛ ወይ ብላቲን ኬንብብዎ ይኽእሉ ነይሮም እዮም። |
5,699 | tg_am | ኣብ ቀዳሞት ሒደት ዘመናት ድሕሪ ክርስቶስ፡ ሓያሎ ሰባት ንመጽሓፍ ቅዱስ ብግሪኽኛ ወይ ብላቲን ኬንብብዎ ይኽእሉ ነይሮም እዮም። | ከክርስቶስ ልደት በኋላ በነበሩት የመጀመሪያዎቹ ጥቂት መቶ ዓመታት ውስጥ በርካታ ሰዎች መጽሐፍ ቅዱስን በግሪክኛ ወይም በላቲን ማንበብ ይችሉ ነበር። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.