Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
5,700
am_tg
በመሆኑም በአምላክ ቃል ውስጥ ያለውን ትምህርት ከቤተ ክርስቲያኗ ትምህርት ጋር የማወዳደር አጋጣሚ ነበራቸው።
ስለዚ፡ ንትምህርትታት ቃል ኣምላኽ ምስ ትምህርቲ እታ ቤተ ክርስትያን ኬነጻጽርዎ ይኽእሉ ነይሮም እዮም።
5,701
tg_am

5,702
am_tg
አንዳንዶች መጽሐፍ ቅዱስ ላይ ካነበቡት ነገር በመነሳት የቤተ ክርስቲያኗ ትምህርቶች ቅዱስ ጽሑፋዊ ድጋፍ የላቸውም የሚል ድምዳሜ ላይ ደረሱ፤ እርግጥ ይህን አመለካከታቸውን በግልጽ መናገር አደገኛ አልፎ ተርፎም ለሞት የሚዳርግ ነበር።
ብመሰረት እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘንበብዎ ድማ፡ ገሊኣቶም ነቲ ቕዱስ ጽሑፋዊ ዘይኰነ ትምህርትታት ቤተ ክርስትያን ነጺጎምዎ እዮም፣ እንተዀነ ግና፡ ርእይቶኦም ብግህዶ ምግላጽ ሓደገኛ፡ ካብኡ ሓሊፉ እውን ንህይወቶም ዜስግእ እዩ ነይሩ።
5,703

5,704
am_tg
ውሎ አድሮ ግን አብዛኛው ሕዝብ መጽሐፍ ቅዱስ በሚገኝባቸው ቋንቋዎች መጠቀም እየተወ ሄደ፤ ቤተ ክርስቲያኗ ደግሞ የአምላክን ቃል ሕዝቡ ወደሚጠቀምበት ቋንቋ ለመተርጎም የተደረጉትን ጥረቶች ተቃወመች።
ግዜ እናሓለፈ ምስ ከደ፡ ሓፋሽ ህዝቢ ነቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከበሉ ዝነበረ ቛንቋታት ምጥቃም ሓደጎ፣ ቤተ ክርስትያን ከኣ ነቲ ቓል ኣምላኽ ናብ ተራ ቛንቋታት ንምትርጓም ዚግበር ጻዕርታት ትጻረሮ ነበረት።
5,705

5,706
am_tg
ቤተ ክርስቲያኗ የምታስተምረውን ነገር የሚቃወም ማንኛውም ሰው ከፍተኛ ቅጣት ይበየንበት ነበር።
ካብቲ ቤተ ክርስትያን እትምህሮ እተፈልየ ርእይቶ ዘለዎ ድማ፡ ከቢድ መቕጻዕቲ እዩ ዚጽበዮ ነይሩ።
5,707

5,708
am_tg
በመሆኑም ታማኝ የሆኑ የአምላክ ቅቡዕ አገልጋዮች በትናንሽ ቡድኖች ሆነው ለመሰብሰብ ተገደዱ፤ ያውም መሰብሰብ ከቻሉ ነው።
እሙናት ቅቡኣት ኣገልገልቲ ኣምላኽ በብሒደት ኪእከቡ ይግደዱ ነይሮም፣ ገሊኣቶም ድማ ጠሪሶም ኪእከቡ ኣይክእሉን እዮም ነይሮም።
5,709

5,710
am_tg
ንጉሣዊ ካህናት የሆኑት ቅቡዓን በተደራጀ መልኩ ሥራቸውን ማከናወን አልቻሉም።
እቶም ቅቡኣት ንጉሳዊ ኽህነት ብእተወደበ መገዲ ኼገልግሉ ኣይከኣሉን።
5,711

5,712
am_tg
የሚረብሽ፣ የሚያስፈራ ወይም የሚያስጨንቅ ሁኔታ ሲያጋጥምህ በሰማይ ላለው አፍቃሪ አባትህ የልብህን አውጥተህ ንገረው።
ክንወስዶ ዘሎና ቐዳማይ ስጕምቲ፡ ናብ የሆዋ ልባዊ ጸሎት ምቕራብ እዩ።
5,713

5,714
am_tg
አንድን ችግር ለመፍታት የቻልከውን ያህል ጥረት ካደረግህ በኋላ፣ የተሻለ የሚሆነው ስለ ጉዳዩ መጨነቅ ሳይሆን ወደ ይሖዋ ከልብ የመነጨ ጸሎት ማቅረብ ነው።
ስክፍታ፡ ሻቕሎት፡ ወይ ጭንቀት ዚፈጥረልካ ዅነታት እንተ ኣጋጢሙካ፡ ልብኻ ናብቲ ፈቃር ሰማያዊ ኣቦኻ ኣፍስስ።
5,715

5,716
am_tg
ላይ እንደተገለጸው ይሖዋ ደጋግመን ለምናቀርበው ከልብ የመነጨ ምልጃ ምላሽ ይሰጣል።
ዘጋጠመካ ሽግር ክትፈትሕ ዝከኣለካ ምስ ገበርካ እትጽልዮ ልባዊ ጸሎት፡ ከይትጭነቕ ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ።
5,717

5,718
am_tg
እንዴት?
ብኸመይ፧
5,719
tg_am
ብኸመይ፧
እንዴት?
5,720
am_tg
አእምሯችንንና ልባችንን፣ ከሚረብሹ ስሜቶች የሚያሳርፍ ውስጣዊ ሰላም በመስጠት ነው።
ብኸመይ፧
5,721

5,722
am_tg
በርካታ ሰዎች ይህን በሕይወታቸው ተመልክተዋል።
ንልብናን ንኣእምሮናን ካብ ዚርብሽ ሓሳባት ናጻ ኺገብሮ ዚኽእል ውሽጣዊ ህድኣት ብምሃብ እዩ።
5,723

5,724
am_tg
አምላክ ጭንቀታቸውና ስጋታቸው ተወግዶ፣ ከመረዳት ችሎታ በላይ የሆነ ውስጣዊ ሰላምና መረጋጋት እንዲያገኙ አድርጓቸዋል።
ሓያሎ ሰባት ነዚ ተመኲሮምዎ እዮም።
5,725

5,726
am_tg
አንተም እንዲህ ዓይነት ሰላምና መረጋጋት ልታገኝ ትችላለህ።
ኣብ ክንዲ ብጭንቀትን ብዚርብሽ ሓሳባት ዚሳቐዩ፡ ሰብ ኪሓስቦ ኻብ ዚኽእል ንላዕሊ ዝዀነ ሰላምን ህድኣትን ኪረኽቡ ኣምላኽ ሓጊዝዎም እዩ።
5,727

5,728
am_tg
የአምላክ ሰላም የሚያጋጥምህን ማንኛውንም ተፈታታኝ ሁኔታ መቋቋም እንድትችል ይረዳሃል።
ንዓኻ እውን፡ ሰላም ኣምላኽ ንዝዀነ ይኹን ጸገም ከተሰንፎ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ።
5,729

5,730
am_tg
ይሖዋ እኔ አምላክህ ነኝና አትጨነቅ።
ነቲ፡ ኣነ ኣምላኽካ እየ እሞ፡ ኣይትጨነቕ።
5,731
tg_am
ነቲ፡ ኣነ ኣምላኽካ እየ እሞ፡ ኣይትጨነቕ።
ይሖዋ እኔ አምላክህ ነኝና አትጨነቅ።
5,732
am_tg
አበረታሃለሁ፤ አዎ እረዳሃለሁ በማለት በገባልን ርኅራኄ የተንጸባረቀበት ቃል ላይ ሙሉ በሙሉ መተማመን ትችላለህ።
ከጽንዓካ፡ እወ፡ ክረድኣካ እየ ዚብል የሆዋ ዘተስፈዎ ተስፋ ምሉእ ብምሉእ ክትኣምኖ ትኽእል ኢኻ።
5,733

5,734
am_tg
ይሖዋ እሱ የሰጠንን ችሎታዎች በጥሩ ሁኔታ እንድንጠቀምባቸው ይፈልጋል።
የሆዋ ነቲ ዝሃበና ኽእለታት ጽቡቕ ጌርና ኽንጥቀመሉ እዩ ዚጽበየና።
5,735

5,736
am_tg
ለምን?
ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧
5,737
tg_am
ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧
ለምን?
5,738
am_tg
ምክንያቱም እኛን ይወደናል፤ እንዲሁም ያሉንን ችሎታዎች በዚህ መንገድ መጠቀማችን ደስታና እርካታ እንደሚያስገኝልን ያውቃል።
ምኽንያቱ፡ የፍቅረና እዩ፡ ንተውህቦና ኽንጥቀመሉ ኸለና ዕግበት ከም እንረክብ እውን ይፈልጥ እዩ።
5,739

5,740
am_tg
ይሁንና ይሖዋ፣ የሰው ልጆች የአቅም ገደብ እንዳለባቸው ያውቃል።
ምስናይዚ፡ ደቂ ሰብ ድሩት ዓቕሚ ኸም ዘለዎም የሆዋ ይፈልጥ እዩ።
5,741

5,742
am_tg
በራሳችን ጥረት አለፍጽምናን፣ ኃጢአትንና ሞትን ማስወገድ አንችልም፤ በተጨማሪም እያንዳንዱ ሰው የመምረጥ ነፃነት ስላለው ሌሎች የሚያደርጉትን ነገር መቆጣጠር አንችልም።
ብርእስና ኻብ ዘይፍጽምናን ሓጢኣትን ሞትን ሓራ ኽንከውን ከቶ ኣይንኽእልን ኢና፣ ኵላትና ነናትና ናይ ምምራጽ ናጽነት ስለ ዘሎና እውን፡ ንኻልኦት ሰባት ክንቈጻጸር ኣይንኽእልን ኢና።
5,743

5,744
am_tg
ከዚህም ሌላ የቱንም ያህል እውቀትና ተሞክሮ ያካበትን ብንሆን ከይሖዋ አንጻር ስንታይ ምንጊዜም ሕፃናት ነን።
ዘዋህለልናዮ ፍልጠት ወይ ተመክሮ ብዘየገድስ ድማ፡ ምስ ናይ የሆዋ ኺነጻጸር ከሎ፡ ደረጃና ወትሩ ኸም ናይ ቈልዑ እዩ።
5,745

5,746
am_tg
ይሖዋ እንደሚደግፈንና እኛ ማድረግ የማንችለውን ነገር ለእኛ ሲል እንደሚያደርግልን በመተማመን ምንጊዜም የእሱን መመሪያዎች መፈለግ ይኖርብናል።
እምበኣር፡ ኣብ ዝዀነ ይኹን ኵነታት፡ ኣብ መሪሕነት የሆዋ ኽንውከል ኣሎና፣ ከም ዚድግፈናን ንሕና ዘይንኽእሎ ኸም ዚገብረልናን እምንቶ ኸነሕድር ኣሎና።
5,747

5,748
am_tg
በሌላ በኩል ደግሞ እጃችንን አጣጥፈን ከመቀመጥ ይልቅ የሚያጋጥሙንን ችግሮች ለመፍታትና ሌሎችን ለመርዳት አቅማችን የሚፈቅደውን ሁሉ ማድረግ ይኖርብናል።
ምስናይዚ ድማ፡ ጸገማት ንምፍታሕን ንሰባት ንምሕጋዝን ግቡእ ስጕምቲ ኽንወስድ ኣሎና።
5,749

5,750
am_tg
በሌላ አባባል በይሖዋ መታመን እና መልካም የሆነውን ማድረግ ያስፈልገናል።
ብሓጺሩ፡ ብየሆዋ ኽንእመን፡ ሰናይ ከኣ ክንገብር ኣሎና፣ እወ፡ ብተኣማንነት ክንመላለስ ኣሎና።
5,751

5,752
am_tg
ቤርዜሊ የቀረበለትን ግብዣ አልተቀበለም።
ባርዚላይ ነቲ ዕድመ ኣይተቐበሎን።
5,753
tg_am
ባርዚላይ ነቲ ዕድመ ኣይተቐበሎን።
ቤርዜሊ የቀረበለትን ግብዣ አልተቀበለም።
5,754
am_tg
ለምን?
ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧
5,755
tg_am
ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧
ለምን?
5,756
am_tg
ምክንያቱም ዕድሜው ገፍቶ ስለነበር ለንጉሡ ሸክም መሆን አልፈለገም።
ብዕድመ ደፊኡ ስለ ዝነበረ፡ ነቲ ንጉስ ጾር ኪዀኖ ኸም ዘይደሊ ነገሮ።
5,757

5,758
am_tg
ስለዚህ ቤርዜሊ በእሱ ምትክ ኪምሃም ልጁ ሳይሆን አይቀርም እንዲሄድ ሐሳብ አቀረበ።
እቲ ምናልባት ወዱ ነይሩ ኪኸውን ዚኽእል ኪምሃም ኣብ ክንዳኡ ኪኸይድ ድማ ተማሕጸነ።
5,759

5,760
am_tg
ቤርዜሊ ጥሩ ውሳኔ እንዲያደርግ የረዳው ልኩን ማወቁ ነው።
ትሕትና ንባርዚላይ ሚዛናዊ ውሳነ ኺገብር ሓጊዛቶ እያ።
5,761
tg_am
ትሕትና ንባርዚላይ ሚዛናዊ ውሳነ ኺገብር ሓጊዛቶ እያ።
ቤርዜሊ ጥሩ ውሳኔ እንዲያደርግ የረዳው ልኩን ማወቁ ነው።
5,762
am_tg
የዳዊትን ግብዣ ያልተቀበለው ተጨማሪ ኃላፊነት ለመሸከም ብቁ እንዳልሆነ ስለተሰማው አሊያም የጡረታ ዘመኑን ዘና ብሎ ማሳለፍ ስለፈለገ አልነበረም።
ንዕድመ ዳዊት ዘይተቐበሎ፡ ሓላፍነት ኪቕበል ከም ዘይበቅዕ ስለ እተሰምዖ ወይ ኣብ ግዜ እርጋኑ ጾር ዘይብሉ ናብራ ኺነብር ስለ ዝደለየ ኣይኰነን።
5,763

5,764
am_tg
ይህን ያደረገው ያለበት ሁኔታ እንደተቀየረና የአቅም ገደብ እንዳለበት አምኖ ስለተቀበለ ነው።
ኵነታቱ ኸም እተለወጠን ዓቕሙ ድሩት ምዃኑን ስለ እተገንዘበ እዩ።
5,765

5,766
am_tg
ከአቅሙ በላይ የሆነ የኃላፊነት ሸክም መሸከም አልፈለገም።
ካብ ዓቕሙ ንላዕሊ ኺስከም ኣይደለየን።
5,767
tg_am
ካብ ዓቕሙ ንላዕሊ ኺስከም ኣይደለየን።
ከአቅሙ በላይ የሆነ የኃላፊነት ሸክም መሸከም አልፈለገም።
5,768
am_tg
ሥልጣን፣ ኃላፊነት ወይም እውቅና በማግኘት ላይ ትኩረት ካደረግን በውስጣችን የራስ ወዳድነትና የፉክክር መንፈስ ሊያቆጠቁጥ ይችላል፤ ይህም የኋላ ኋላ ለሐዘን ይዳርገናል።
ኣብ ስልጣን፡ ዝና፡ ወይ ተፈላጥነት ነተኵር እንተ ዄንና፡ ምትህልላኽን ምቅንናእን ጓህን ጥራይ እዩ ዜፍርየልና።
5,769

5,770
am_tg
ከዚህ በተቃራኒ ግን ልካችንን ማወቃችን ከወንድሞቻችን ጋር ተባብረን በመሥራት፣ ችሎታችንንና አቅማችንን ለአምላክ ክብር ለማምጣትና ሌሎችን ለመርዳት እንድንጠቀምበት ያነሳሳናል።
ትሕትና ግና ብዅሉ ኽእለትናን ጻዕርናን ንኣምላኽ ክብሪ ኸነምጽእን ንኻልኦት ንምሕጋዝ ዚከኣለና ኽንገብርን ትሕግዘና።
5,771

5,772
am_tg
ይሖዋ በጣም አስደናቂ የሆነ ፈጣሪ ነው።
የሆዋ ኺፍራህ ዚግብኦ ፈጣሪ እዩ።
5,773
tg_am
የሆዋ ኺፍራህ ዚግብኦ ፈጣሪ እዩ።
ይሖዋ በጣም አስደናቂ የሆነ ፈጣሪ ነው።
5,774
am_tg
የፍጥረት ሥራዎቹ በሙሉ ተወዳዳሪ አይገኝላቸውም።
ኵሉ እቲ ዝፈጠሮ ነቲ ልዑል ስርዓታቱ ዜማልእ እዩ።
5,775
tg_am
ኵሉ እቲ ዝፈጠሮ ነቲ ልዑል ስርዓታቱ ዜማልእ እዩ።
የፍጥረት ሥራዎቹ በሙሉ ተወዳዳሪ አይገኝላቸውም።
5,776
am_tg
ይሖዋ በፍቅር ተነሳስቶ ለሁሉም የፍጥረት ሥራዎቹ ገደብ አበጅቷል።
የሆዋ ብፍቕሪ ተደሪኹ ንዅሉ ፍጥረት ዶብ ገይሩሉ እዩ።
5,777

5,778
am_tg
ሁሉም ነገር እርስ በርስ ተቀናጅቶ መሥራት እንዲችል የተፈጥሮ ሕጎችንና የሥነ ምግባር ደንቦችን አውጥቷል።
ኵሉ ብስኒት ምእንቲ ኺዓዪ፡ ሕግታት ተፈጥሮን ስነ ምግባርን ኣውጺኡ እዩ።
5,779

5,780
am_tg
በመሆኑም በአጽናፈ ዓለም ውስጥ ያሉት ነገሮች በሙሉ በአምላክ ዓላማ ውስጥ የየራሳቸው ቦታና ድርሻ አላቸው።
ስለዚ፡ ኣብ ዩኒቨርስ ዘሎ ዅሉ ነገራት ኣብ ዕላማ ኣምላኽ ነናቱ ቦታን እጃምን ኣለዎ።
5,781

5,782
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ የስበት ሕግ ከባቢ አየር ምንጊዜም በምድር ዙሪያ እንዲኖር ያደርጋል፤ እንዲሁም የባሕር ሞገድንና ውቅያኖሶችን ይቆጣጠራል።
የሆዋ ዅሉ ፍጥረቱ ብሓደ ተዋዲዱ ብዛዕባ ዚዓይየሉ መገዲ ስርዓት ኣውጺኡ እዩ።
5,783

5,784
am_tg
የስበት ኃይል ባይኖር ኖሮ በምድር ላይ ሕይወት አይኖርም ነበር።
በዚ ምኽንያት እዚ ድማ ሕጊ ስሕበት፡ ኣብ ከባቢ ምድሪ ንዘሎ ሃዋህው ኣየር ከይወጽእ ይሕዞ፡ ንማዕበላትን ውቅያኖሳትን ይቈጻጸር፡ ኣብቲ ኣብ ምድሪ ንዘሎ ህይወት ኣገዳሲ ዝዀነ ስርዓት ተፈጥሮ እውን እጃሙ የበርክት እዩ።
5,785

5,786
am_tg
ይሖዋ ለፍጥረት ሥራዎቹ ያወጣቸው ገደቦች በአጽናፈ ዓለም ውስጥ ፍጹም የሆነ ሥርዓት እንዲሰፍን አስተዋጽኦ አድርገዋል።
ኵሉ ፍጥረት፡ እንተላይ ደቂ ሰብ፡ በዚ ዶብ እዚ ይቕየዱ እዮም።
5,787

5,788
am_tg
እንዲህ ያለ ሥርዓት መኖሩ አምላክ ምድርንም ሆነ የሰውን ዘር ሲፈጥር ዓላማ እንዳለው በግልጽ ያሳያል።
ብንጹር እምበኣር፡ ኣብ ፍጥረት ዚርአ ስርዓት፡ ኣምላኽ ንምድርን ንደቂ ሰብን ዕላማ ኸም ዘለዎ እዩ ዚምስክር።
5,789

5,790
am_tg
በአገልግሎታችን ላይ የምናገኛቸውን ሰዎች፣ ይህን አስደናቂ አጽናፈ ዓለም የፈጠረውን አምላክ እንዲያውቁ ልንረዳቸው እንችላለን።
ኣብ ኣገልግሎትና፡ ሰባት ኣብቲ ነዚ ዜደንቕ ስርዓት እዚ ዝፈጠረ ኣምላኽ ከም ዜተኵሩ ኽንገብርዶ ኣይግብኣናን፧
5,791

5,792
am_tg
ሙሴን ተክቶ የእስራኤል መሪ የሆነው ኢያሱ፣ የአምላክን ሕዝቦች እየመራ ከከነዓናውያን ጋር በተዋጋበት ወቅት የይሖዋ ሠራዊት አለቃ ረድቶታል።
እቲ ንሙሴ ተኪኡ መራሒ ዝዀነ እያሱ ንህዝቢ ኣምላኽ መሪሑ ምስ ከነኣናውያን ኪዋጋእ ከሎ፡ መስፍን ሰራዊት የሆዋ ኣበራቲዕዎ እዩ።
5,793

5,794
am_tg
ከተወሰኑ ዓመታት በኋላ ደግሞ ንጉሥ ሕዝቅያስ፣ ኢየሩሳሌምን ሊወር ከመጣው አስፈሪ የአሦራውያን ሠራዊት ጋር ተፋጥጦ ነበር።
ብግዜ ንጉስ ህዝቅያስ ድማ፡ ኣዝዮም ብዙሓት ሰራዊት ኣሶር መጺኦም ንየሩሳሌም ከበብዋ።
5,795

5,796
am_tg
በዚህ ጊዜ የይሖዋ መልአክ ወጥቶ በአሦራውያን ሰፈር የነበሩትን 185,000 ሰዎች በአንድ ሌሊት ገደለ።
ኰይኑ ግና፡ ኣብ ሓንቲ ለይቲ፡ መልኣኽ የሆዋ ወጺኡ፡ ኣብ ሰፈር ኣሶራውያን 185,000 ሰባት ቀተለ።
5,797

5,798
am_tg
እርግጥ ነው፣ መላእክቱ ፍጹማን ቢሆኑም የእነሱን እርዳታ ያገኙት ሰዎች ፍጹማን አልነበሩም።
መላእኽቲ ፍጹማት እኳ እንተ ዀኑ፡ እቶም መላእኽቲ ዚሕግዝዎም ሰባት ግና ፍጹማት ከም ዘይኰኑ ርግጽ እዩ።
5,799